Category: ዜና ኤርትራ
ካብ ሕ/ኢ ዓረብ ናብ ሶማል ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክኣቱ ዝፈተነ ኣስታት 10 ሚልዮን ዶላር ተታሒዙ
Radio Erena: 11 April 2018 ካብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ናብ ሶማል ብዘይሕጋዊ መንገዲ ክኣቱ ዝፈተነ 9.6 ሚልዮን ዶላር፣ ብ8 ሚያዝያ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ሞቛድሾ ከምዝተታሕዘ ሚኒስተሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ኣፍሊጡ። [...]
ፓሪስ፣ ሚ/ጉ ወጻኢ ስዑዲ ዓረብ ነበር፣ ብውልቁ ዘስርሖ ናይ ወሲብ ፊልምታት ዕድኡ ኣይከፈለን ተባሂሉ ይኽሰስ
Radio Erena: 11 April 2018 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ስዑዲ ዓረብ ነበር ስዑድ ኣል ፈይሰል፣ ኣብ ፓሪስ ምስ ዝርከብ ትካል ብምዃን ብውልቁ ዘስርሖ ናይ ወሲብ ፊልምታት ( Pornography) ዕድኡ ኣይከፈለን ብዝብል ወግዓዊ [...]
ከባቢ ድርፎ፣ ናብ ታዕሊም ዝወርዱ ዝነበሩ ኣባላት ሰራዊት ዝጸዓነት መኪና ብምግምጣላ ብውሕዱ 18 መንእሰያት ሞይቶም
Radio Erena: 10 April 2018 ናብ ከባቢ ጋሕተላይ፣ ናብ ታዕሊም ዝወርዱ ዝነበሩ ኣባላት ሰራዊት ዝጸዓነት መኪና ኣብ ከባቢ ድርፎ፣ መንገዲ ሸግርኒ ብምግምጣላ ብውሕዱ 18 መንእሰያት ከምዝሞቱ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም [...]
ኤርትራ፣ ዝሓለፈ ቅንያት ዝተኣስሩ ክልተ ጋዜጠኛታት ተፈቲሖም
Radio Erena: 09 April 2018 ካብ መፋርቕ ወርሒ መጋቢት ኣትሒዞም ተኣስሮም ዝጸንሑ ክልተ ጋዜጠኛታት ሚኒስትሪ ዜና ከምዝተፈትሑ ተሓቢሩ። ነባሪ ኣኽርያ ዝኾነ ህቡብ ጋዜጠኛ ዓብደልቓድር ኣሕመድን ዋና ኣሰናዳኢ ጋዜጣ ኣልሓዲሳ [...]
ስዊዘርላንድ፣ ንነፍሲ ወከፍ ናብ ሃገሩ እትመልሶ ኤርትራዊ ልዕሊ 15 ሽሕ ዶላር ክትህብ ናይ ክብሪ ቆንስል ኤርትራ ይእምም
Radio Erena: 09 April 2018 ስዊዘርላንድ፣ ንነፍሲ ወከፍ ናብ ሃገሩ ክትመልሶ እትሕልን ኤርትራዊ ስደተኛ ልዕሊ 15 ሽሕ ዶላር (15 ሽሕ ስዊስ ፍራንክ) ክትህብ ናይ ክብሪ ቆንስል መንግስቲ ኤርትራ ኣብታ ሃገር ዶ/ር ቶኒ [...]
የመን፣ ኤርትራዊ ነጋዳይ ብሚሊሻ ሑቲ ከምዝቐትለ ተሓቢሩ
Radio Erena: 09 April 2018 ሚሊሻ ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ንሓደ ኤርትራዊ ነጋዳይ ከምዝቐተሉ ማዕከን ዜና ኣልዓረብያ ንምንጭታቱ ካብታ ሃገር ብምጥቃስ ሓቢሩ። እቲ ብሰሉስ 3 ሚያዝያ ኣብ ደቡባዊ የመን ኣብ እትርከብ ገማግም [...]
ኣብ ሊብያ ዝርከቡ መዳጎኒ መዓስከራት ስደተኛታት ክዕጸዉ ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 08 April 2018 ኣብ ሊብያ ዝርከቡ መዳጎኒ መዓስከራት ስደተኛታት ክዕጸዉ፣ ሚኒስተር ንግዲ ነዘርላንድስ ጸዊዓ። ሚኒስተር ሲግሪድ ብ3 ሚያዝያ ኣብ ዝሃበቶ መግለጺ፣ እቲ ኣብ ሊብያ ዝርከብ መዳጎኒ መዓስከራት ምስ [...]
ዮርሳሌም፣ እስራኤል ምስ ሕቡራት ሃገራት ዝኸተመቶ ውዕል ምጥያስ ስደተኛታት ከተሐድስ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 06 April 2018 ኣብ እስራኤል፣ ከተማ ዮርሳሌም፣ ቀ/ሚ ቤንያሚን ናታንያሁ፣ ምስ ሕቡራት ሃገራት ዝኸተሞ ውዕል ምጥያስ ስደተኛታት ከሐድስ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ከምዝተኻየደ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ [...]
ስዊዘርላንድ፣ ልዕሊ 3 ሽሕ ኤርትራውያን ክትሰጉግ ከምእትኽእል ትገልጽ
Radio Erena: 06 April 2018 መንግስቲ ስዊዘርላንድ፣ ዘቕረብዎ ሕቶ ፖለቲካዊ ዑቕባ ዝተነጽጉ ኣስታት 3200 ኤርትራውያን ናብ ዓዶም ክሰጎም ከምዝኽእል SRF ዝተባህለት ሬድዮ እታ ሃገር ሓቢራ። እታ ሬድዮ ብሮብዕ 4 ሚያዝያ [...]
ህንዲ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን 18 ሃገራት ኣፍሪቃ ኤምባሲታት ክትከፍት’ያ
Radio Erena: 05 April 2018 ህንዲ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን 18 ሃገራት ኣፍሪቃ ኤምባሲታት ክትከፍት ምዃና ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ብካቢነ እታ ሃገር'ውን ደገፍ ረኺቡ ዘሎ ምኽፋት ኤምባሲታት ኣብ ሃ [...]