Category: ዜና ኤርትራ

1 320 321 322 323 324 632 3220 / 6319
ኤርትራ፣ ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ሓጂ ሙሳ ዝተኣስሩ ትሕቲ ዕድመ ተፈቲሖም

ኤርትራ፣ ኣብ ስነ ስርዓት ቀብሪ ሓጂ ሙሳ ዝተኣስሩ ትሕቲ ዕድመ ተፈቲሖም

Radio Erena: 18 April 2018 ኣብ እዋን ስነ ስርዓት ቀብሪ ሓጂ ሙሳ መሓመድኑር ዝተኣስሩ ትሕቶ ዕድመ፣ ዝሓለፈ ሰሙን ከምዝተፈትሑ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቶም ኣብ ክሊ ዕድመ 12 ክሳብ 17 ዝርከቡ ትሕቶ ዕድመ፣ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ሓያሎ ሃገራት ዝተሳተፍኦ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ተዛዚሙ

ስዑዲ ዓረብ፣ ሓያሎ ሃገራት ዝተሳተፍኦ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ተዛዚሙ

Radio Erena: 18 April 2018 ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ክካየድ ዝጸንሐ ሓያሎ ሃገራት ዝተሳተፍኦ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ከምዝተዛዘመ እታ ሃገር ኣፍሊጣ። እቲ ንኣስታት ሓደ ወርሒ ክካየድ ዝጸንሐ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ፣ ብኣ [...]
ባይቶ ፈረንሳ ኣብ ሓድሽ ሕጊ ስደተኛታት ዘትዩ

ባይቶ ፈረንሳ ኣብ ሓድሽ ሕጊ ስደተኛታት ዘትዩ

Radio Erena: 18 April 2018 ባይቶ ፈረንሳ፣ ብመንግስቲ ኣብ ዝቐረበ ሓድሽ ሕጊ ስደተኛታት ዘተዩ። እቲ ባይቶ ብሰኑይ ኣብ ዘካየዶ ዓሙቕ ዘተ፣ መንግስቲ ፈረንሳ፣ ዋሕዚ ስደተኛታት ንምግታእ ዘርቀቖ ሓድሽ ሕጊ፣ ነጥቢ ብነጥቢ [...]
ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት 12 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ናይ ጸዓት ወፍሪ ንምክያድ ይውጥን

ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን ሃገራት 12 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ናይ ጸዓት ወፍሪ ንምክያድ ይውጥን

Radio Erena: 17 April 2018 ባንክ ልምዓት ኣፍሪቃ፣ ኤርትራ ኣብ እትርከበን 11 ሃገራት ኣፍሪቃ 12 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ናይ ጸዓት ወፍሪ ከካይድ መዲቡ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። እቲ ንሓሙሽተ ዓመታት ዘንቀደ ናይ ጸዓት ወፍሪ፣ [...]
ኤርትራ፣ መንግስቲ ኣስታት 40 መንእሰያት ንዝቐዘፈ ሓደጋ ዝኾነ መግለጺ ዘይምሃቡ ህዝቢ ኣቖጢዑ

ኤርትራ፣ መንግስቲ ኣስታት 40 መንእሰያት ንዝቐዘፈ ሓደጋ ዝኾነ መግለጺ ዘይምሃቡ ህዝቢ ኣቖጢዑ

Radio Erena: 16 April 2018 መንግስቲ ኤርትራ፣ ነቲ ህወይት ኣስታት 40 መንእሰያት ዝቐዘፈን 10ታት ድማ ብኸቢድን ፈኵሲን ዘቑሰለን፣ ብ4 ሚያዝያ ኣብ መንገዲ ሸግርኒ ዘጋጠመ ሓደጋ ዝኾነ መግለጺ ከይሃበሉ ምሕላፉ ንህዝቢ [...]
እስራኤል፣ ኣብ ሳህሮኒም ዝጸንሑ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝኾኑ 207 ስደተኛታት ትፈትሕ

እስራኤል፣ ኣብ ሳህሮኒም ዝጸንሑ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝኾኑ 207 ስደተኛታት ትፈትሕ

Radio Erena: 16 April 2018 ኣብ እስራኤል፣ ኣብ ቤት ማእስርቲ ሳህሮኒም ዝጸንሑ 207 ስደተኛታት ከምዝተፈትሑ ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ትማሊ ሰንበት 15 ሚያዝያ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቶም መብዛሕቶም ኤ [...]
ዩጋንዳ ካብ እስራኤል ንዝጥረዙ ስደተኛታት ክትቅበል’ያ

ዩጋንዳ ካብ እስራኤል ንዝጥረዙ ስደተኛታት ክትቅበል’ያ

Radio Erena: 15 April 2018 ዩጋንዳ ካብ እስራኤል ንዝጥረዙ ስደተኛታት ክትቅበል ኣብ ዝርርብ ከምዘላ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ገሊጸን። ካብ ከተማ ካምፓላ ዝተመሓላለፈ ዜና ከምዘመልክቶ፣ ዩጋንዳ 500 ኤርትራውያንን ሱዳናውያን [...]
ኣብ መንገዲ ሸግርኒ ብሓደጋ መኪና ናይ ዝሞቱ ኣባላት ሰራዊት ቁጽሪ ልዕሊ 30 በጺሑ

ኣብ መንገዲ ሸግርኒ ብሓደጋ መኪና ናይ ዝሞቱ ኣባላት ሰራዊት ቁጽሪ ልዕሊ 30 በጺሑ

Radio Erena: 13 April 2018 ኣብ ከባቢ ድርፎ፣ መንገዲ ሸግርኒ ብ4 ሚያዝያ ኣብ ዘጋጠመ ሓደጋ መኪና፣ ናይ ዝሞቱ ኣባላት ሰራዊት ቁጽሪ ልዕሊ 30 ከምዝበጽሐ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። ልዕሊ 80 መንእሰያት ዝጸዓነ [...]
60 ክኢላታት ሕግን ጠበቓታትን፣ እስራኤል ስደተኛታት ናይ ምስጓግ መደባ ደው ከተብል ጸዊዖም

60 ክኢላታት ሕግን ጠበቓታትን፣ እስራኤል ስደተኛታት ናይ ምስጓግ መደባ ደው ከተብል ጸዊዖም

Radio Erena: 13 April 2018 ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝተወከሉ 60 ክኢላታት ሕግን ጠበቓታትን፣ መንግስቲ እስራኤል ስደተኛታት ናይ ምስጓግ መደብ ደው ከብል ከምዝጸውዑ መርበብ ሓበሬታ ዮርሳሌም ፖስት ሓቢሩ። እቶም ካብ ኣመሪ [...]
ፊንላንድ፣ ኣብ ኤርትራ ናይ 2.6 ሚልዮን ዶላር መደባት ትምህርቲ ትምውል

ፊንላንድ፣ ኣብ ኤርትራ ናይ 2.6 ሚልዮን ዶላር መደባት ትምህርቲ ትምውል

Radio Erena: 11 April 2018 መንግስቲ ፊንላንድ፣ ኣብ ኤርትራ ናይ 2.6 ሚልዮን ዶላር ፕሮጀክታት ትምህርቲ ይምውል ምህላዉ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ኣብ ላዕለዎት ኣብያተ ትምህርቲ ዘተኮረ መደባት፣ ኣብ ስልጠና መ [...]
1 320 321 322 323 324 632 3220 / 6319