Category: ዜና ኤርትራ
“ኤርትራ ብሕሉፍ ምልኪ እትመሓደር ሃገር’ያ” ክፍሊ ጉ/ ወጻኢ ኣመሪካ
Radio Erena: 26 April 2018 "ኤርትራ ብሕሉፍ ምልኪ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ እትመሓደር ሃገር'ያ" ክብል ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ገሊጹ። እቲ ክፍሊ ነዚ ዝገለጸ፣ ንዓመታዊ ጸብጻብ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ [...]
መንግስቲ እስራኤል፣ ምስጓግ ስደተኛታት ደው ከምዝበሎ ኣፍሊጡ
Radio Erena: 26 April 2018 መንግስቲ እስራኤል፣ ክሰርሓሉ ዝጸንሐ ንግዴታ ስደተኛታት ኤርትራን ሱዳንን ናይ ምስጓግ መስርሕ ደው ከምዘበሊ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ፣ ብ24 ሚያዝያ ንላዕለዋይ ቤት ፍርዲ እታ ሃገር ኣብ ዝሃቦ ቃ [...]
ልኡኽ ፈረንሳ፣ ኤርትራውያን ተዓቝቦምሉ ናብ ዘለው መዓስከራት ሱዳን ይበጽሕ
Radio Erena: 25 April 2018 ወኪል መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኤርትራውያን ስደተኛታት ተዓቝቦምሉ ናብ ዘለው መዓስከራት ምብራቕ ሱዳን ከምዝበሐ ዲፕሎማስያውን ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ብፍሉይ ልኡኽ ፈረንሳ ኣብ ሱዳንን ደቡብ ሱዳንን [...]
ህንዲ፣ ምስ ኤርትራ ዝጸንሓ ዲፕሎማሲ ከተዕቢ ትደሊ
Radio Erena: 25 April 2018 ህንዲን ኤርትራን ኣብ ዲፕሎማስያዊ መደያት ዘለወን ርክባት ንምዕባዩ ዘኽእለን መዘክር ከምዝኸተማ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ነቲ ስምምዕ፣ ብወገን ህንዲ፣ ጸሓፊ ቁጠባዊ ዝምድናታ [...]
ኣባላት ፓርላማ ኡጋንዳ፣ ምስ እስራኤል ዝተኻየደ ስምምዕ ኣፍልጦ ከምዘይብሎም ይገልጹ
Radio Erena: 23 April 2018 ኣባላት ፓርላማ ኡጋንዳ፣ ብዛዕባ ምቕባል ካብ እስራኤል ዝስጎጉ ኣስታት 500 ኤርትራውያን ሱዳናውያንን ብዝምልከት ንመንግስቲ ሃገሮም ሕቶ ከምዘቕረቡ መደበር ቴሌቪዥን ኤን ቲቪ ሓቢራ። እቶም ኣባ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ በርበራ ወትሃደራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ትሃንጽ
Radio Erena: 23 April 2018 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ከባቢ ወደብ በርበራ ናይ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ወትሃደራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ትሃንጽ ከምዘላ ወትሃደራውያን ምንጭታት ኣንፊቶም። እታ ሃገር፣ ነቲ ኣብ የመን፣ ከባቢ [...]
ሱዳን፣ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ካብ መዝነቱ ተሰጕጉ
Radio Erena: 23 April 2018 ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ንሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢኡ ኢብራሂም ጋንዶር ካብ መዝነቱ ከምዝሰጎግኦ ተሓቢሩ። እቲ ሚኒስተር ካብ መዝነቱ ከምዝተሰጎጎ ዝግለጽ ዘሎ፣ ኣብ ሓያሎ ጉዳያት ም [...]
ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ኣመሪካ ናብ ኤርትራ ክበጽሕ’ዩ
Radio Erena: 22 April 2018 ኣመሪካዊ ኣምባሳደር ዶናልድ ያማሞቶ ካብ 22 ክሳብ 24 ሚያዝያ ኣብ ኤርትራ ወግዓዊ ዑደት ከካይድ ምዃኑ ተገሊጹ። ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃ ተሓጋጋዚ ጸሓፊ ኣምባሳደር ያማሞቶ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝጸንሓ [...]
ፖሊስ ሱዳን ተጨውዮም ዝነበሩ ስደተኛታት ናጻ ኣውጺኦም
Radio Erena: 22 April 2018 ፖሊስ ሱዳን ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ተቐዪዶም ዝጸንሑ 25 ስደተኛታት ናጻ ከምዘውጽኡ ምንጭታት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢሮም። ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሉስን ረቡዕን ዝተኻየደ ስርሒት፣ ፖሊስ ሱዳን [...]
ኤርትራ፣ ንወፍሪ ምስ ዘይምችኣ ቀዳሞት ሓሙሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ተረቁሓ
Radio Erena: 20 April 2018 ኤርትራ፣ ንወፍሪ ምስ ዘይምችኣ ቀዳሞት ሓሙሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ ከምእትስራዕ ሓድሽ መጽናዕቲ ገሊጹ። ኳንተም ግሎባዊ ትካል መጽናዕቲ ኣብ ዘዳለዎ መሐበሪ ወፍሪ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ 2018፣ ንወፍ [...]