Category: ዜና ኤርትራ
ኔቭሰን፣ ኣብዘን ኣርባዕተ ኣዋርሕ፣ ካብ ቢሻ 71.6 ሚልዮን ፓውንድ ሓጺን ኣፍርዩ
Radio Erena: 03 May 2018 ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን፣ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ዕደና፣ ኣብዘን ዝሓለፋ ኣርባዕተ ኣዋርሕ፣ 71.6 ሚልዮን ፓውንድ ሓጺን 8.9 ሚልዮን ፓውንድ ከኣ ነሓስ ከምዘፍረየ ብ1 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ ወ [...]
ሱዳን ሰራዊታ ካብ የመን ክትስሕብ ኣባላት ባይቶ እታ ሃገር ሓቲቶም
Radio Erena: 02 May 2018 መንግስቲ ሱዳን ኣብ የመን ኣዋፊርዎ ዘሎ ሰራዊት ብዝቀልጠፈ ክስሕብ ኣባላት ፓርላማ እታ ሃገር ሓቲቶም። እቶም ወከልቲ ናጻ ሰልፍታት ዝኾኑ ኣባላት ፓርላማ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ ኣብ ዝዘርግሕዎ መግለጺ [...]
ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ናብ ሕ/ኢ ዓረብ በጺሑ
Radio Erena: 02 May 2018 ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ዓብድወሊ መሓመድ ዓሊ ኣብ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ናይ ኣርባዕተ መዓልታት ምብጻሕ ፈጺሙ። ንሱ ኣብታ ሃገር ኣብ ዝጸንሐሉ፣ ዱባይ ኣብ ወደብ ቦሳሶ ክትገብሮ እት [...]
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ከምርሕ’ዩ
Radio Erena: 2 May 2018 ኣብ ጅቡቲ ናይ ክልተ መዓልታት ምብጻሕ ዘካየደ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣብ ሱዳን'ውን ተመሳሳሊ ምብጻሕ ንምክያድ ጽባሕ ሮቡዕ 2 ግንቦት ናብ ካርቱም ክኣቱ ምዃኑ ኣገልግሎ [...]
ኣብዘን ዝሓለፋ ሰለስተ ኣዋርሕ 536 ኤርትራውያን ካብ እስራኤል ወጺኦም
Radio Erena: 01 May 2018 ካብ ጥሪ ክሳብ መጋቢት ኣብ ዝነበረ ግዜ፣ 536 ኤርትራውያን ካብ እስራኤል ብምውጻእ ገሊኦም ናብ ሃገሮም ክምለሱ እንከለዉ ካልኦት ከኣ ርዋንዳን ኡጋንዳን ናብ ዝርከብአን ሃገራት ከምዝተመልሱ ማዕከ [...]
“ምስ ኤርትራ ዝግበር ምትሕግጋዝ ኣብ ክልትኣዊ ረብሓ ዝምርኮስ’ዩ፣” ፕረዚደንት በሺር
Radio Erena: 30 April 2018 መንግስቲ ሱዳን፣ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ንምትሕግጋዝ ቅሩብ ምዃኑ ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር ገሊጹ። ሱዳን ትሪቡን ብዘቕረቦ ዜና መሰረት፣ እቲ ፕረዚደንት፣ ኣብ ኣኼባ ህዝባዊ ጻውዒት [...]
ሓድሽ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ፣ ፈላሚ ኣህጉራዊ ዑደቱ ናብ ጅቡቲ የምርሕ
Radio Erena: 30 April 2018 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፣ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ፈላሚ ኣህጉራዊ ዑደቱ ኣብ ጅቡቲ ኣካይዱ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ብቀዳም 28 ሚያዝያ ናብ ጅቡቲ ኣብ ዝኣተወሉ ምስ ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል [...]
“ጸብጻብ መ.ኤርትራ ግዚኡ ዝሓለፎን ካብ ሓቂ ዝረሓቐን’ዩ” ተጣበቕቲ መሰላት
Radio Erena: 29 April 2018 መንግስቲ ኤርትራ ናብ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕብረት ኣፍሪቃ ዘቕረቦ ጸብጻብ ግዚኡ ዝሓለፎን ካብ ሓቂ ዝረሓቐን’ዩ ክብሉ ሓያሎ ኣህጉራውያን ተጣበቕቲ መሰላት ከሲሶም። ኤርትራ ዳግማይ ኣባል ‘ቻር [...]
ምልሻ ጃንጃዊድ፣ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ናይ ገንዘብ ሓገዝ ሓቲቱ
Radio Erena: 29 April 2018 ሱዳናዊ ጉጅለ ሚልሻ ጃንጃዊድ፣ ካብ ሕብረት ኤውሮጳ ናይ ገንዘብ ሓገዝ ሓቲቱ። እቲ ብምጽናት ደቂ ሰብን ገበናት ኲናትን ዝኽሰስ ጉጅለ፣ ካብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ናብ ኤውሮጳ ክሰግሩ ንዝሕልኑ ስደተኛታ [...]
ኤርትራ፣ ብናጽነት ፕረስ ንተኸታታሊ 10 ዓመታት ኣብ ድሕሪት ተሰሪዓ
Radio Erena: 27 April 2018 ኤርትራ፣ ብናጽነት ፕረስ ኣብ ድሕሪት ከምእትስራዕ ሓድሽ ጸብጻብ ጋዜጠኛታት ብዘይዶብ ኣመልኪቱ። እቲ ኣብ ፓሪስ ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ፣ ካብ 180 ሃገራት ዓለም፣ ኤርትራ [...]