Category: ዜና ኤርትራ
ግብጺ፣ ኣብ ኤርትራ ሰለስተ መደበራት መመንጨዊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክትሃንጽ’ያ
Radio Erena: 10 May 2018 ግብጺ፣ ኣብ ኤርትራ ሰለስተ መደበራት መመንጨዊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ክትሃንጽ ምዃና ተገሊጹ። እቲ 7 ሚልዮን ዶላር ተገሚቱ ዘሎ ምህናጽ መመንጨዊ ሓይሊ ኤሌክትሪ ኣብ ኤርትራ፣ ትማሊ ሮቡዕ 9 ግንቦት [...]

እስራኤል፣ ኣብ ትሽዓተ ዓመታት ን52 ስደተኛታት ጥራይ ዑቕባ ሂባ
Radio Erena: 10 May 2018 እስራኤል፣ ኣብ ትሽዓተ ዓመታት ን52 ስደተኛታት ጥራይ ዑቕባ ከምዝሃበት ዮሴፍ ሻፒራ ንዝተባህለ በዓል ስልጣን ፊናንስ እታ ሃገር ብምውካስ ማዕከን ዜና ሃረጽ ሓቢሩ። ካብ 2009 ኣትሒዙ 55,433 [...]
ኤርትራ፣ በዓል መዚ ኤሌክትሪክ፣ ወርሓዊ ክፍሊት ኣገልግሎታት ንምእካብ ተጸጊሙ ከምዘሎ ተሓቢሩ
Radio Erena: 09 May 2018 በዓል መዚ ኤሌክትሪክ ኤርትራ፣ ወርሓዊ ክፍሊት ኣገልግሎታት ንምእካብ ኣብ ከቢድ ጸገም ከምዝርከብ ምንጭታት ሓቢሮም። እቶም ነዚ ሓበሬታ ዝልኣኹ ምንጭታት፣ እቲ በዓል መዚ፣ ወርሓዊ ክፍሊት ብግዜኡ [...]
ዕዳ፣ ኤርትራ ናይ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ ይውስኽ ምህላው ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ገሊጹ
Radio Erena: 09 May 2018 ኤርትራ ናይ እትርከበን ሓያሎ ሃገራት ኣፍሪቃ በብግዜኡ ዝውህለል ዘሎ ዕዳ እናወሰኸ ይመጽእ ከምዘሎ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ብሰሉስ 8 ግንቦት ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ኣህጉራዊ ፊናንስ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ደቂንስትዮ ካብ ዝመጽእ ዘሎ ወርሒ መኪና ምዝዋር ክጅምራ ‘የን
Radio Erena: 09 May 2018 ካብ 24 ሰነ 2018 ኣትሒዘን ደቂንስትዮ ስዑዲ ዓረብ መኪና ክዝወራ ከምዝጅምራ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ብመሰረት ክፍሊ ትራፊክ እታ ሃገር ዝሃቦ ሓበሬታ፣ ኩሉቲ ዘድሊ ቅጥዕታት ተማሊኡ ስለዘ [...]
ንልዕሊ 11 ዓመታት ዝተኣስሩ ኣላዩ ቤተ ክርስትያን ቃለ-ህይወት፣ ፓስተር ዑቅባሚካኤል ተኽለሃይማኖት ተፈቲሖም
Radio Erena: 07 May 2018 ኣብ ኤርትራ፣ ንልዕሊ 11 ዓመታት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝጸንሑ፣ ኣላዩ ቤት-ኤል፣ ቃለ-ህይወት ቤተክርስትያን ኤርትራ ፓስተር ዑቅባሚካኤል ተኽለሃይማኖት ዝሓለፈ ሰሙን ተፈቲሖም። ፓስተር ዑቕባሚካኤል፣ [...]
ኣመሪካ፣ በዓልቲ ቤቱን ሰለስተ መቕርቡን ዝቐተለ ወዲ 64 ዓመት ኤርትራዊ ኣቦ ብፖሊስ ተቐቲሉ
Radio Erena: 07 May 2018 ኣባዲ ገብረግዝኣብሄር ዝተባህለ ወዲ 64 ዓመት ኤርትራዊ ኣቦ፣ ንጓል 33 በዓልቲ ቤቱ ኣዜብ ደሞዝን ካልኦት ሰለስተ ናይ ቀረባ ኣዝማዱን ብኻራ ወጊኡ ከምዝቐተለ ንፖሊስ ኣመሪካ፣ ካብ ግዝኣት ኮሎም [...]
ሕ/ኢማራት ዓረብ፣ ሰራዊታ ኣብ ደሴት ሶኮትራ ምውፋራ፣ ልኡላውነት የመን ትግህስ ኣላ ክብል መንግስቲ ተቓዊሙ
Radio Erena: 07 May 2018 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ሰራዊታ ኣብ ደሴት ሶኮትራ ናይ የመን ምስፋራ መንግስቲ የመን ተቓዊሙ። መንግስቲ የመን ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ብዘይኣፍልጦ መንግስቲ ናብታ ስትራቴጅያዊት [...]
ኤርትራ ንወተሃደራዊ መዓላ እተውጽኦ ገንዘብ ካብ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ቀዳሞት 10 ትስራዕ
Radio Erena: 06 May 2018 ኤርትራ ንወተሃደራዊ መዓላ እተውጽኦ ገንዘብ ካብ ሃገራት ኣፍሪቃ ገና ኣብ ቀዳሞት 10 ተሰሪዓ ከምዘላ ተገሊጹ። ኣብ ከተማ ስቶክሆልም ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ትካል መጽናዕቲ ሰላም፣ ዓመታዊ ጸብጻቡ ወግዓ [...]
መንግስቲ ሱዳን ሓሙሽተ ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተወ ገሊጹ
Radio Erena: 06 May 2018 መንግስቲ ሱዳን ሓሙሽተ ዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ ዝበሎም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘእተወ ገሊጹ። ሱዳናዊ በዓል ስልጣን ጉዳይ ስደተኛታት ሓማድ ኣል ጊዙሊ ኣብ ከተማ ካርቱም ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃ [...]