Category: ዜና ኤርትራ

1 316 317 318 319 320 632 3180 / 6319
ልዕሊ 1500 ኤርትራውያን ኣብ በርን ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም።

ልዕሊ 1500 ኤርትራውያን ኣብ በርን ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም።

Radio Erena: 20 May 2018 ኣብ ስዊዘርላንድ ዝርከቡ ልዕሊ 1500 ኤርትራውያን ኣብ በርን ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም። ኣብቲ ብዕለት 18 ግንቦት ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ፣ ሰልፈኛታት ነቲ መንግስቲ ስዊዘርላንድ ዝኽተሎ ዘሎ ኣተሓ [...]
ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ ኤርትራውያን ናብ ኒጀር ግዒዞም

ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝጸንሑ ኤርትራውያን ናብ ኒጀር ግዒዞም

Radio Erena: 17 May 2018 ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ሊብያ፣ ኣብ ሕማቕ ኵነታት ዝጸንሑ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝኾኑ 132 ስደተኛታት ናብ ኒጀር ከምዝገዓዙ፣ ወኪል ላዕለዋይ ኮሚሽኝ ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት - UNHCR ኣፍሊጡ [...]
ኤርትራ፣ ኣቦ መንበር ኮሚተ እገዳ ናብ ኣስመራ ንምብጻሕ ዘቕረቦ ሕቶ ነጺጋ

ኤርትራ፣ ኣቦ መንበር ኮሚተ እገዳ ናብ ኣስመራ ንምብጻሕ ዘቕረቦ ሕቶ ነጺጋ

Radio Erena: 16 May 2018 ኣቦ መንበር ኮሚተ እገዳ ሶማልን ኤርትራን ካይራት ኢማሮቭ፣ ናብ ኤርትራ ንምብጻሕ ዘቕረቦ ሕቶ መንግስቲ ኤርትራ ከምዝነጸጎ ዲፕሎማስያውይን ምንጭታት ሓቢሮም። እቲ ካዛኪስታናዊ ዲፕሎማሰኛ፣ ኣቐዲሙ [...]
ሱዳንን ቀጠርን ኣብ ትግባረ ምስፋሕ ወደብ ስዋኪን ዘትየን

ሱዳንን ቀጠርን ኣብ ትግባረ ምስፋሕ ወደብ ስዋኪን ዘትየን

Radio Erena: 16 May 2018 ሱዳንን ቀጠርን ኣብ ትግባረ ናይቲ ድሮ ክህነጽ ጀሚሩ ዘሎ ምስፋሕ ወደብ ስዋኪን ከምዝዘተያ ሱዳን ትሪቡን ሓቢሩ። ሚኒስተር መጓዓዝያ ሱዳን ማካዊ መሓመድ ዓዋድ ምስ ቀጠራዊ መዘንኡ ጃሲም ሳይፍ፣ ኣ [...]
ጅቡቲ፣ ሰራዊት ቻይና ጽዑቕ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይድ

ጅቡቲ፣ ሰራዊት ቻይና ጽዑቕ ወትሃደራዊ ልምምድ የካይድ

Radio Erena: 16 May 2018 ኣብ ጅቡቲ ዓድኪሩ ዝርከብ ሰራዊት ቻይና ወትሃደራዊ ልምምድ ከምዘካየደ ተሓቢሩ። እቲ ብ12 ግንቦት ከምዝተኻየደ ዝተሓበረ ጽዑቕ ወትሃደራዊ ልምምድ፣ 40 ዲግሪ ሰንትግሬድ ኣብ ዝበጽሕ ሙቐትን ኣጻእ [...]
ቀጠር፣ ብዛዕባ መግለጺ መንግስቲ ኤርትራ መብርሂ ክህብ ንኣምባሳደር ኤርትራ ሓቲታ

ቀጠር፣ ብዛዕባ መግለጺ መንግስቲ ኤርትራ መብርሂ ክህብ ንኣምባሳደር ኤርትራ ሓቲታ

 Radio Erena: 14 May 2018 ኣምባሳደር ኤርትራ ኣቶ ዓሊ ኢብራሂም መሓመድ፣ ምስ ኣፈኛ ቤት ምኽሪ ቀጠር ቢን ዓብዱላ ዛይድ ኣልማሕሙድ ተራኺቡ ብዛዕባ ህልዉ ኩነታት ዝምድና ክልትኤን ሃገራትን ካልእ ጉዳያትን ብዝምልከት ተዘራ [...]
የመን፣ ናይ ቱርኪ መርከብ መጥቃዕቲ ወሪዱዋ

የመን፣ ናይ ቱርኪ መርከብ መጥቃዕቲ ወሪዱዋ

Radio Erena: 14 May 2018 ኣብ ቀይሕ ባሕሪ፣ ሑቲ ናብ ዝቖጻጸሮ ወደብ ናይ የመን እተቕንዕ ዝነበረት ናይ ቱርኪ መርከብ፣ መጥቃዕቲ ከምዝወረዳ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ዜና ሓቢሮም። እታ ካብ ወደብ ሖዴዳ ንሰሜን ኣብ እትርከብ ን [...]
ሱዳን፣ ናይጀርያዊ ዲፕሎማሰኛ ተቐቲሉ

ሱዳን፣ ናይጀርያዊ ዲፕሎማሰኛ ተቐቲሉ

Radio Erena: 14 May 2018 ኣብ ሱዳን፣ ናይጀራዊ ዲፕሎማሰኛት ከምዝተቐትለ መንግስታት ሱዳንን ናይጀርያን ኣረጋጊጾም። እቲ ኣብ ሱዳን ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ናይጀርያ ኣብ ምክትታል ጉዳይ ስደተኛታት ዝተመደበ ወይ ኢምግሬሽን ኣታ [...]
ኤርትራ እትርከበን ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ከቢድ ናይ ፋይናንስያዊ ዕዳ ሓደጋ የንጸላልወን

ኤርትራ እትርከበን ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ከቢድ ናይ ፋይናንስያዊ ዕዳ ሓደጋ የንጸላልወን

Radio Erena: 13 May 2018 ኤርትራ እትርከበን ሽዱሽተ ሃገራት ኣፍሪቃ፣ ከቢድ ናይ ፋይናንስያዊ ዕዳ ሓደጋ የንጸላልወን ከምዘሎ ተገሊጹ። ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ ማለት ኣይ.ኤም.ኤፍ. ኣብ ናይ 2018 ጸብጻቡ ኣስፊሩዎ ብዘሎ [...]
መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ጉዳይ’ቶም መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝኾኑ ስደተኛታት ምስ ሕ/ሃ ደጊሙ ይዘራረብ

መንግስቲ እስራኤል፣ ኣብ ጉዳይ’ቶም መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝኾኑ ስደተኛታት ምስ ሕ/ሃ ደጊሙ ይዘራረብ

Radio Erena: 11 May 2018 እስራኤል ንጉዳይ'ቶም መብዛሕቶም ኤርትራውያን ዝኾኑ ስደተኛታት ምስ ሕቡራት ሃገራት ደጊማ ትዘራረበሉ ከምዘላ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት እታ ሃገር ኣርየ ደሪ ኣፍሊጡ። ብመሰረት ማዕከን ዜና ዋይ ኔት [...]
1 316 317 318 319 320 632 3180 / 6319