Category: ዜና ኤርትራ
ህብብቲ ኤርትራዊት ድምጻዊት ኣዴና ጸሃይቱ በራኺ ኣብ መበል 79 ዓመት ዕድሚኤን ዓሪፈን
Radio Erena: 28 May 2018 ህብብቲ ኤርትራዊት ድምጻዊት ኣዴና ጸሃይቱ በራኺ ኣብ መበል 79 ዓመት ዕድሚኤን፣ ብ24 ግንቦት ኣብ ሃገረ ሆላንድ ዓሪፈን። ኣብ ዓውዲ ሙዚቃ ልዑል ኣበርክቶ ዝገበራ ኣዴና ጸሃይቱ በራኺ፣ ኣብ ንኡ [...]

ፓርላማ ብሪጣንያ፣ ኣብ ኤርትራ ዝግበር ምግሃስ መሰል ሃይማኖታዊ ናጽነት ደው ክብል ጸዊዑ
Radio Erena: 27 May 2018 ብሪጣንያ፣ ኣብ ኤርትራ ዝግበር ምግሃስ መሰል ሃይማኖታዊ ናጽነት ደው ንምባል ክትጽዕር ካብ ፓርላማ’ታ ሃገር ጻውዒት ቀሪቡ። ፓርላማ ብሪጣንያ ነዚ ጻውዒት ዘቕረበ፣ ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት ወከልቲ ሃይ [...]

ባ. ጸጥታ፣ ክልተ ኤርትራውያንን ኣርባዕተ ሊብያውያንን ማዕቀብ ከሕልፍ’ዩ
Radio Erena: 27 May 2018 ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣብ ልዕሊ’ቶም ኣብ ምስግጋር ደቂ ሰብ ክነጥፉ ጸኒሖም ዝበሎም ክልተ ኤርትራውያንን ኣርባዕተ ሊብያውያንን ማዕቀብ ከሕልፍ ኣብ ምድላው ከምዘሎ ተገሊጹ። እቲ ብነዘ [...]

ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ፣ መበል 27 ዓመት ናጽነት ይጽምብል
Radio Erena: 24 May 2018 ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻእን ዝነብር ህዝቢ ኤርትራ፣ ንመበል 27 ዓመት ናጽነት ኤርትራ ብዝተፈላለየ መደባት ይጽምብል ኣሎ። እቲ ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝነብር ህዝቢ ከም ናይ ወትሩ ንመዓልቲ ናጽነት በብኸባ [...]
እስራኤል፣ ስደተኛታት ዝወሃቦም ዘሎ ግዝያዊ መንበሪ ፍቓድ፣ ካብ ባንክታት ገንዘቦም ንኸውጽኡ የሰናኽል
Radio Erena: 24 May 2018 መንግስቲ እስራኤል፣ ንስደተኛታት ዝቕይረሎም ዘሎ ግዝያዊ መንበሪ ፍቓድ ወይ ቪዛ ካብ ባንክታት ገንዘቦም ንኸውጽኡ ዘሰናኽል ምዃኑ ማዕከን ዜና ሃረጽ ሓቢሩ። እቲ መንግስቲ፣ ነቲ ኣቑዲሙ ዝተመዝገበ ቁ [...]
ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ደቂ ሰብ ንዝተዋፈሩ ክልተ ኤርትራውያንን ኣርባዕተ ሊብያውያንን እገዳ ንምሕላፍ ይሕልን
Radio Erena: 23 May 2018 ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ ክልተ ኤርትራውያን ንዝርከብዎም ሽዱሽተ ኣሰጋገርቲ ደቂ ሰብ እገዳ ንምሕላፍ ሓሳብ ከምዘቕረበ ኣገልግልት ዜና ፈረንሳ ትማሊ ኣብ ዘርግሖ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እቲ [...]
ሱዳን፣ ካብ ስዑዲ ዓረብ ዓመታዊ 1.8 ሚልዮን ቶን ነዳዲ ንምልቃሕ ትዘራረብ
Radio Erena: 23 May 2018 ኣብ ከቢድ ቁጠባዊ ቅልውላው ተሸሚማ እትርከብ ሱዳን፣ ካብ ስዑዲ ዓረብ ዓመታዊ 1.8 ሚልዮን ቶን ነዳዲ ንምልቃሕ ትዘራረብ ከምዘላ ሮይተርስ ሓቢሩ። ዋሕዲ ናይ ወጻኢ ባጤራ፣ ንቁጠባዊ መሓውራታ ኣሰ [...]
ስደት ብማእከላይ ባሕሪ ብኣስታት ፍርቂ ይጎድል፣ ብዝሒ ኤርትራውያን ግና ይዛይድ
Radio Erena: 21 May 2018 ኣብዘን ዝሓለፋ ኣርባዕተ ኣውራሕ ብማእከላይ ባሕሪ ኣቢሎም ናብ ሃገራት ኤውሮጳ ናይ ዝወሓዙ ብዝሒ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ስደተኛታት ኣስታት 26 ሽሕ ምንባሩ ኣህጉራዊ ማሕበር ስደተኛታት -IOM ኣ [...]
ቀ/ ሚ ኢትዮጵያ፣ ካብ ኣፍሪቃ ወጻኢ ፈላሚ ዑደቱ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣካይዱ
Radio Erena: 21 May 2018 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ዶክተር ኣብዩ ኣሕመድ፣ ንጉስ ሳልማን ብዝገበረሉ ዕድመ መሰረት ካብ ኣፍሪቃ ወጻኢ ፈላም ዑደቱ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣካይዱ። ንሱ ካብ 17 ክሳብ 19 ግንቦት ኣብታ ሃገር ኣ [...]
ፕረዚደንታት ሱዳንን ቱርክን ዝምድንኦም ንምሕያል ተወሳኺ ስምምዓት ይኽትሙ
Radio Erena: 21 May 2018 ፕረዚደንታት ሱዳንን ቱርኪን፣ ዝምድናታት ሃገሮም ንምሕያል ዘኽእሎም ተወሳኺ ስምምዓት ከምዝኸተሙ ተሓቢሩ። ፕረዚደንት ሱዳን ዑመር ሓሰን ኣልበሽር፣ ጎኒ ጎኒ'ቲ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ቱርኪ፣ ከተማ ኢስ [...]