Category: ዜና ኤርትራ
ፖሊስ እስራኤል፣ ብምኽንያት 24 ግንቦት ኣብ ዝተኻየደ ባእስን ዕግርግርን ኤርትራውያን፣ ንኣምባሳደር ኤርትራን ወከልቲ ማሕበረሰብን ኣዘራሪቡ
Radio Erena: 05 June 2018 ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን ደገፍቲ መንግስቲን ተቓወምትን፣ 24 ግንቦት መዓልቲ ናጽነት ንምጽንባል ኣብ ዝተኣከብሉ እዋን ብዘካየድዎ ኣምባጋሮ ሓደ ፖሊስ ዝርከቦም ሓያሎ ሰባት ቆሲሎም። ድሕ [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ደርቂን ዋሕዲ መኣዛዊ መግብታትን ኣንጸላልዩ ከምዘሎ ተገሊጹ
Radio Erena: 05 June 2018 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ኣንጸላልዩ ዘሎ ደርቂን ዋሕዲ መኣዛዊ መግብታትን፣ ብፍላይ ቆልዑን ኣዴታትን ግዳያት ይኾኑ ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። እቲ ብዝያዳ ተጠቒዑ ዘሎ [...]
ኩባንያ ዕደና ኔቭሰን፣ ብኩባንያታት ኤውሮጳ ንዝቐረበሉ ጠለብ መሸጣ ብርኪ ይነጽግ
Radio Erena: 04 June 2018 ሉንዲን ከምኡ ድማ ኤውሮ ሳን ዝተባህላ ናይ ኤውሮጳ ኩባንያታት ዕደና፣ ነቲ ኣብ ኤርትራን ካልእ ከባቢታ ዓለምን ኣብ ዕደና ተዋፊሩ ዘሎ ኩባንያ ኔቭሰን ፕሮጀክታቱ ክሸጠለን ዘቅረብኦ ጠለብ ከምዝነ [...]
ሱዳንን ቱርኪን ዕጹው ዝርርብ ኣካይደን
Radio Erena: 04 June 2018 ቀዳማይ ሚኒስተር ቱርኪ ቢናሊ ይልድሪምን ሚኒስተር ፋይናንስን ቁጠባን ሱዳን ዑስማን ሱሌማን ኣል ሪካቢ ኣብ ኣንካራ ኣብ ዝርከብ ቤተ መንግስቲ ዕጹው ዝርርበ ከምዘካየዱ ዲፕሎማስያውይን ምንጭታት ሓ [...]
ሶማል፣ ምስ ጅቡትን ኬንያን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ትዝቲ
Radio Erena: 04 June 2018 መራሕቲ ኬንያን ሶማልን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ዶባትን ህሉው ኩነታት ሽበራውያን ጉጅለታት እቲ ዞባን ብዝምልከት ተዘራሪቦም። ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ዓብደላ ፋርማጆ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ከተማ ናይሮቢ ሃ [...]
ሕብረት ኤውሮጳ ዋሕዚ ስደት ንምግታእ ናይ 467 ሚልዮን ዩሮ ባጀት ሰሊዑ
Radio Erena: 03 June 2018 ሕብረት ኤውሮጳ ዋሕዚ ስደተኛታት ምብራቕን ምዕራብን ኣፍሪቃውያን ንምግታእን ኣብ ጠንቂ ዋሕዚ ስደት መጽናዕቲ ንምግባርን ዘኽእሎ ናይ 467 ሚልዮን ዩሮ ባጀት ሰሊዑ። እቲ ሕብረት ኣብ ትሕቲኡ ንዝመ [...]
ኤርትራ፣ ዓመታዊ ብዘጋጥም ብዝሒ ሓደጋ ተሽከርከርቲ ብደረጃ ዓለም ምስ ቀዳሞት 10 ትስራዕ
Radio Erena: 31 May 2018 ዓመታዊ ብዘጋጥም ብዝሒ ሓደጋ ተሽከርከርቲ፣ ኤርትራ ምስ ቀዳሞት 10 ሃገራት ዓለም ከምእትስራዕ ማሕበር ንድሕነት መጓዕዝያ ምድሪ (Association for Safe International Road Tr [...]
ኤርትራዊ ኮለነል፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ሩስያ ብዋንነት ካዝና ጠያይቲ ተኣሲሩ
Radio Erena: 30 May 2018 ናይ ኮለነል ማዕረግ ከምዘለዎ ዝተገልጸ ሓደ ኣባል ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፣ ኣብ ሩስያ ብዋንነት ካዝና ጠያይቲ ተታሒዙ መርመራ ይካየደሉ ከምዘሎ ማዕከን ዜና ሩስያ ገሊጹ። 'ክሪምያ ሩስያ' ዝተባ [...]
ቀ/ሚ ሶማል ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ
Radio Erena: 30 May 2018 ቀዳማይ ሚኒስተር ሶማል ሓሰን ዓሊ ኸይረ ዝምርሖ ወኪል መንግስቲ ሶማል ኣብ ኢትዮጵያ ወግዓዊ ናይ ስራሕ ምብጻሕ ከምዝፈጸመ ምንጭታት ዜና ካብ ሞቛድሾ ሓቢሮም። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ካብ 25 ክሳብ [...]
ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ኣብ ካርቱም ኣብ ዝርከብ ኣዳራሽ ማሕበረ-ኮም ኤርትራ10ታት ሰባት ቀይዶም
Radio Erena: 29 May 2018 ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ኣብ ከተማ ካርቱም፣ ኣዴም ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ኣብ ዝርከብ ኣዳራሽ ማሕበረ-ኮም ኤርትራ ሃንደበታዊ ግፋ ብምክያድ 10ታት ሰባት ከምዝኣሰሩ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ካብታ ከተማ [...]