Category: ዜና ኤርትራ

1 96 97 98 99 100 634 980 / 6338
ኤርትራ፣ ፈላሚ ናይ ዓንዲ ሕቖ መጥባሕቲ ብቻይናውያን ሓካይም ተኻይዱ

ኤርትራ፣ ፈላሚ ናይ ዓንዲ ሕቖ መጥባሕቲ ብቻይናውያን ሓካይም ተኻይዱ

Radio Erena: 15 December 2022 ኣብ ኤርትራ፣ መወከሲ ሆስፒታላት ኦሮታን ሓሊበትን፣ ፈላሚ ናይ ዓንዲ ሕቖ መጥባሕቲ ብቻይናውያን ሓካይም ተኻይዱ። እቲ ናይ ዓንዲ ሕቖ መጥባሕቲ፣ ኣብ ኤርትራ ክካየድ ንመጀመር [...]
ፌይስቡክ- ሜታ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተወልዐ ግጭታት ኣብ ምጉህሃር ኣበርክቶ ኔርዎ ብዝብል ተኸሲሱ

ፌይስቡክ- ሜታ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተወልዐ ግጭታት ኣብ ምጉህሃር ኣበርክቶ ኔርዎ ብዝብል ተኸሲሱ

Radio Erena: 14 December 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተወልዐ ግጭታት ኣብ ምጉህሃርን ናይ ጽልኢ ዘመተ ኣብ ምስፍሕፋሕን፣ ፌይስቡክ- ሜታ፣ ዝልዓለ ኣበርክቶ ኔርዎ ብዝብል ክሲ ተመስሪትዎ። እቲ ንክልተ ኢትዮ [...]
ኤርትራ፣ ልዕሊ 95% ነፍሰጾራት መርመራ ኤች.ኣይ.ቪ-ኤይድስ ከምዝግበረለን ተገሊጹ

ኤርትራ፣ ልዕሊ 95% ነፍሰጾራት መርመራ ኤች.ኣይ.ቪ-ኤይድስ ከምዝግበረለን ተገሊጹ

Radio Erena: 14 December 2022 ኣብ ኤርትራ፣ ልዕሊ 95% ነፍሰጾራት፣ መርመራ ኤች.ኣይ.ቪ - ኤይድስ ከምዝግበረለን ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ። እቲ ውድብ ብምኽንያት እቲ ኣብ ባሕቲ ታሕሳስ ተዘኪሩ ዝወዓለ [...]
ኣስመራ፣ ናይ ኢትዮጵያ ባጤራ ብር ሒዞም ዝኣተዉ ገያሾ ተኣሲሮም

ኣስመራ፣ ናይ ኢትዮጵያ ባጤራ ብር ሒዞም ዝኣተዉ ገያሾ ተኣሲሮም

Radio Erena: 13 December 2022 ናብ ኣዲስ ኣበባ ገይሾም ናብ ኣስመራ ዝተመልሱ ክልተ ኤርትራውያን፣ ኣስታት 10 ሽሕ ብር ሒዝኩም ጸኒሕኩም ብዝብል ተኣሲሮም። እቶም ኣብ ንግዲ ከምዝነጥፉ ዝተሓበሩ፣ ኣብ ክሊ [...]
ኤርትራ፣ ቻይና ንሃገራት ኣፍሪቃ ካብ ዘፍቀደቶ ናይ ዜሮ ታሪፍ ሰደድ ተገሊላ

ኤርትራ፣ ቻይና ንሃገራት ኣፍሪቃ ካብ ዘፍቀደቶ ናይ ዜሮ ታሪፍ ሰደድ ተገሊላ

Radio Erena: 12 December 2022 ቻይና፣ ኣብ 7 ታሕሳስ ኣብ ዘውጽኣቶ መግለጺ፣ ኤርትራ ካብ እትርከበን ኣብ ምምዕባል ዝርከባ 16 ሃገራት ንዝኣቱ ነገራት፣ ብዜሮ ታሪፍ ወይ ድማ ካብ ናይ ሰደድ ቀረጽ ናጻ ክትገብ [...]
ስዊዘርላንድ፣ ጽልኢን ጎነጽን ዝዕድም ናይ ቪድዮ መልእኽቲ፣ ብፌስቡክ ዘመሓላለፈ ኤርትራዊ ን40 መዓልታት ክእሰር ተፈሪዱ

ስዊዘርላንድ፣ ጽልኢን ጎነጽን ዝዕድም ናይ ቪድዮ መልእኽቲ፣ ብፌስቡክ ዘመሓላለፈ ኤርትራዊ ን40 መዓልታት ክእሰር ተፈሪዱ

Radio Erena: 12 December 2022 ኣብ ስዊዘርላንድ ዝነበር ኤርትራዊ፣ ኣብ ልዕሊ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ናይ ጽልእን ጎነጽ ዝዕድምን ናይ ቪድዮ መልእኽቲ ኣብ ማሕበራዊ ሜድያ ፌይስቡክ ብምዝርግሑ ገበነኛ [...]
ኤርትራ ኣብ ዋዕላ ኣመሪካን ኣፍሪቃን ዘይተዓደመትሉ ምኽንያት ተገሊጹ

ኤርትራ ኣብ ዋዕላ ኣመሪካን ኣፍሪቃን ዘይተዓደመትሉ ምኽንያት ተገሊጹ

Radio Erena: 11 December 2022 ኤርትራ ኣብቲ ብፕረዚደንት ኣመሪካ ዝተዳለወ ዋዕላ ሃገራት ኣፍሪቃን ኣመሪካን ዘይተዓደመትሉ ምኽኒያት፣ ብሰንኪ ኣመዝጊባቶ ዘላ ሕማቕ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ምዃኑ፣ ካብ ዋይት ሃውስ ዝ [...]
ብሪጣንያ፣ ኣብ ኤርትራ ንልዕሊ 21 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ  ዝርከቡ ጋዜጠኛታትን ሰበ ስልጣን ነበርን ዝዝክር ስእላዊ ምርኢት ኣብ ህንጻ ፓርላማ ቀሪቡ

ብሪጣንያ፣ ኣብ ኤርትራ ንልዕሊ 21 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ጋዜጠኛታትን ሰበ ስልጣን ነበርን ዝዝክር ስእላዊ ምርኢት ኣብ ህንጻ ፓርላማ ቀሪቡ

Radio Erena: 08 December 2022 ኣብ ብሪጣንያ፣ ኣብ ኤርትራ ካብ መስከረም 2001 ኣትሒዞም ኣብ ማእሰርቲ ናይ ዝርከቡ ጋዜጠኛታትን ሰበ ስልጣን ነበርን ዝዝክር ስእላዊ ምርኢት ኣብ ህንጻ ፓርላማ ቀሪቡ። እቲ [...]
ጭፍራ መራኽብ ኵናት ቻይና ናብ ጂቡቲ በጺሐን

ጭፍራ መራኽብ ኵናት ቻይና ናብ ጂቡቲ በጺሐን

Radio Erena: 08 December 2022 ጭፍራ መራኽብ ኵናት ቻይና ናብ ጂቡቲ ከምዝበጽሓ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። እተን ብሰለስተ ዓበይቲ መራኽብ ኵናት ዝተመርሓ ጭፍራ፣ ካብ 05 ታሕሳስ ኣትሒዘን መልህቀን [...]
መደባት ቆልዑ ኣብ ዩቱብ እተዳሉ ኤርትራዊት መንእሰይ፣ ብቢቢሲ ኣብ ዝዝርጋሕ 100 ጸለውቲ ሰባት ተረቝሓ

መደባት ቆልዑ ኣብ ዩቱብ እተዳሉ ኤርትራዊት መንእሰይ፣ ብቢቢሲ ኣብ ዝዝርጋሕ 100 ጸለውቲ ሰባት ተረቝሓ

Radio Erena: 07 December 2022 መደባት ቆልዑ ኣብ ዩቱብ እተዳሉ፣ ቅሳነት ቴድሮስ ዝተባህለት ኤርትራዊት ነባሪት ኡጋንዳ፣ ብቢቢሲ ዓመታዊ ኣብ ዝዝርጋሕ 100 ጸለውቲ ሰባት ተረቝሓ። ቅሳነት፣ 'በለ ቡቡ' ብ [...]
1 96 97 98 99 100 634 980 / 6338