Category: ዜና ኤርትራ

1 402 403 404 405 406 591 4040 / 5909
ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝርከቡ 9 ፊሊፒናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ኣብዚ ቀረባ ክልቀቑ ተስፋታት ከምዘሎ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ሓቢሩ

ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝርከቡ 9 ፊሊፒናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ኣብዚ ቀረባ ክልቀቑ ተስፋታት ከምዘሎ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ሓቢሩ

Radio Erena: 22 April 2016 ኣብ ኤርትራ ተታሒዞም ዝርከቡ ትሽዓተ ፊሊፒናውያን ገፈፍቲ ዓሳ፣ ኣብዚ ቀረባ ክልቀቑ ተስፋታት ከምዘሎ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ሓቢሩ። እቶም ካብ መወዳእታ ወርሒ መጋቢት ኣትሒዞም፣ ኣብ [...]
ኣንጻር ‘ቲ ብመርማሪት ኮሚሽን ዝቐርብ ጸብጻብ ዘመተ ንምውዳብ ወከልቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ፓሪስ ርክባት የካይዱ

ኣንጻር ‘ቲ ብመርማሪት ኮሚሽን ዝቐርብ ጸብጻብ ዘመተ ንምውዳብ ወከልቲ መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ፓሪስ ርክባት የካይዱ

Radio Erena: 21 April 2016 ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣብ መፋርቕ ሰነ 2016 መበል 32 ስሩዕ ዋዕላ ንምክያድ ምድላዋት ኣብ ዝገብረሉ ዘሎ እዋን፣ መንግስቲ ኤርትራ ኣንጻር እቲ ብመርማሪት ኮሚሺን ዝቐርብ ጸብ [...]
ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 400 ስደተኛታት ሒዛ ኣብ ዝጠሓለት ጃልባ ዝደሓኑ 41 ሰባት ዜጋታት ሶማል፣ ኢትዮጵያ፣ ግብጽን ሱዳንን ምዃኖም ተሓቢሩ

ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 400 ስደተኛታት ሒዛ ኣብ ዝጠሓለት ጃልባ ዝደሓኑ 41 ሰባት ዜጋታት ሶማል፣ ኢትዮጵያ፣ ግብጽን ሱዳንን ምዃኖም ተሓቢሩ

Radio Erena: 21 April 2016 ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ከምዝጠሓለት ኣብ ዝተገልጸት ጃልባ ካብ ዝጠሓሉ ኣስታት 500 ስደተኛታት ካብ ዝደሓኑ 41 ሰባት፣ እቶም 23 ዜጋታት ሶማል፣ 11 ዜጋታት ኢትዮጵያ፣ 6 ግብጻውያን ሓደ ከኣ ሱ [...]
ኤርትራ ኣብ 2016’ውን ብመዳይ ናጽነት ፕረስ ካብ 180 ሃገራት ዓለም ኣብ ድሕሪት ተሰሪዓ

ኤርትራ ኣብ 2016’ውን ብመዳይ ናጽነት ፕረስ ካብ 180 ሃገራት ዓለም ኣብ ድሕሪት ተሰሪዓ

Radio Erena: 20 April 2016 ኣብ ፓሪስ ዝመደበሩ ኣህጉራዊ ትካል ጋዜጠኛታት ብዘይ ዶብ ዓመታዊ ኣብ ዝዝርግሖ፣ ደረጃ ሃገራት ፕረስ ነዚ ዝሓለፈ ሸሞንተ ዓመታት ብናጽነት ፕረስ ኣብ ድሕሪት ተሰሪዓ እትርከብ ኤርትራ፣ ኣብዚ [...]
ኣብ ሚኒስትሪ ዜና፣ ዳይረክተር ጀነራል ክፍሊ ፕረስ ነበር፣ ስዒድ ዓብደልሓይ ንመንግስቲ ኤርትራ ብምርሕራሕ ኣብ ጀርመን ዑቕባ ሓቲቱ

ኣብ ሚኒስትሪ ዜና፣ ዳይረክተር ጀነራል ክፍሊ ፕረስ ነበር፣ ስዒድ ዓብደልሓይ ንመንግስቲ ኤርትራ ብምርሕራሕ ኣብ ጀርመን ዑቕባ ሓቲቱ

Radio Erena: 20 April 2016 ኣብ ሚኒስትሪ ዜና፣ ዳይረክተር ጀነራል ፕረስ (ክፍሊ ጋዜጣ) ነበር፣ ስዒድ ዓብደልሓይ መሓመድ ሲራጅ (ስዒደና) ንመንግስቲ ኤርትራ ብምርሕራሕ ኣብ ጀርመን ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሓተተ ሬድዮ ኤረና [...]
መንግስቲ ፊንላንድ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝጀመሮ ሓገዝ ክቕጽሎ ምዃኑ ደጊሙ ኣረጋጊጹ

መንግስቲ ፊንላንድ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝጀመሮ ሓገዝ ክቕጽሎ ምዃኑ ደጊሙ ኣረጋጊጹ

Radio Erena: 20 April 2016 መንግስቲ ፊንላንድ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝህቦ ዘሎ ሓገዝ ብዝሰፍሐ መልክዑ ክቕጽሎ ምዃኑ ደጊሙ ኣረጋጊጹ። እቲ መንግስቲ ነዚ ዘረጋገጸ፣ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ዝምራሕ [...]
ወኪል ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ናብ ኤርትራ ዑደት ንምክያድ ዘቕረቦ ሓሳብ ብኣመሪካ ተነጺጉ

ወኪል ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ናብ ኤርትራ ዑደት ንምክያድ ዘቕረቦ ሓሳብ ብኣመሪካ ተነጺጉ

Radio Erena: 19 April 2016 ወኪል ባይቶ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት፣ እገዳ ተነቢሩለን ናብ ዘሎ ሶማልን ኤርትራን ዑደት ንምክያድ ዘቕረቦ ሓሳብ፣ እቲ ናይ ሶማል ደገፍ ክረክብ እንከሎ፣ እቲ ናይ ኤርትራ ግና ብኣመሪካ ተቐባልነት [...]
ኣብ ጎደናታት ፓሪስ ዝሓድሩ ስደተኛታት ብዘጎሃሃርዎ ግጭት ሓያሎ ቆሲሎም

ኣብ ጎደናታት ፓሪስ ዝሓድሩ ስደተኛታት ብዘጎሃሃርዎ ግጭት ሓያሎ ቆሲሎም

Radio Erena: 18 April 2016 ኣብ ጎደና ፓሪስ፣ ኣብ ትሕቲ ድልድል መንገዲ ባቡር ክነብሩ ዝጸንሑ ኣማኢት ስደተኛታት ኣብ ሓድሕዶም ብዝጎሃሃርዎ ግጭት ሓያሎ ከምዝቖሰሉ ፖሊስ ፈረንሳ ሓቢሩ። እቲ ናብ ሎሚ 18 ሚያዝያ ናብ ዘ [...]
400 ዜጋታት ኤርትራ፣ ሶማልን ኢትዮጵያን ዝጸዓና ጀላቡ ኣብ ማእከላይ ባህሪ ጥሒለን

400 ዜጋታት ኤርትራ፣ ሶማልን ኢትዮጵያን ዝጸዓና ጀላቡ ኣብ ማእከላይ ባህሪ ጥሒለን

Radio Erena: 18 April 2016 ኣስታት 400 ዜጋታት ኤርትራ፣ ሶማልን ኢትዮጵያን ዝጸዓና ኣርባዕተ ጀላቡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጥሒለን። እተን መብዛሕቶም ዜጋታት ሶማል ምዃኖም ዝተገልጹ ስደተኛታት ጽዒነን ካብ ገማግም ባሕሪ ግ [...]
ወዱ ንሚኒስተር ዜና ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ዝርከቦም ሓያሎ ኣባላት ስድራቤት ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዑቕባ ይሓቱ

ወዱ ንሚኒስተር ዜና ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ዝርከቦም ሓያሎ ኣባላት ስድራቤት ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዑቕባ ይሓቱ

Radio Erena: 18 April 2016 ወዱ ንሚኒስተር ዜና ኣቶ የማነ ገብረመስቀል ዝርከቦም ሓያሎ ኣባላት ስድራቤት ሰበ ስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዑቕባ ምሕታት ይቕጽሉ ምህላዎም ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣረጋጊጾ [...]
1 402 403 404 405 406 591 4040 / 5909