Category: ዜና ኤርትራ

1 391 392 393 394 395 429 3930 / 4283
ግብጺ ናብ እስራኤል ክትሰግሩ ፈቲንኩም ዝበለቶም ኤርትራውያን ክትጥርዞም ምዃና ትገልጽ

ግብጺ ናብ እስራኤል ክትሰግሩ ፈቲንኩም ዝበለቶም ኤርትራውያን ክትጥርዞም ምዃና ትገልጽ

Radio Erena: February 24, 2014 ግብጺ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ እስራኣኤል ክትሰግሩ ፈትንኩም ንዝበለቶም ሸዓተ ኤርትራውያንን ሱዳናውያንን ነናብ ዓዶም ክትጥርዞም ምዃና ኣልዮም ኣልሳባ ዝተባህለት ጋዜጣ ሓቢራ። እቶም ኣብ [...]
እስራኤል፣ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ናብ ኡጋንዳ ክትመልስ ጀሚራ

እስራኤል፣ ኣፍሪቃውያን ስደተኛታት ናብ ኡጋንዳ ክትመልስ ጀሚራ

Radio Erena: February 21, 2014 መንግስቲ እስራኤል፣ ኤርትራውያን ዝርብዎም ስደተኛታት ናብ ኡጋንዳ ምምላስ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ ነቶም ድሮ ናብ ኡጋንዳ ኣፍንያዎም ዘሎ 10ታት ስደተኛታት፣ ካብ ሃገሩ ክወጽእ [...]
ኣብ ደቡብ ሱዳን ከተማ ማላካል ሓያል ግጭት ይቕጽል፣ ኣብታ ከተማ ዝነበሩ ኤርትራውያን ብምሉኦም ኣቐዲሞም ወጺኦም’ዮም

ኣብ ደቡብ ሱዳን ከተማ ማላካል ሓያል ግጭት ይቕጽል፣ ኣብታ ከተማ ዝነበሩ ኤርትራውያን ብምሉኦም ኣቐዲሞም ወጺኦም’ዮም

Radio Erena: February 21, 2014 ኣብታ ሓያል ግጭት ዝካየደላ ዘሎ ብነዳዲ ሃብታም ኣብ ዝኾነ ዞባ ደቡብ ሱዳን እትርከበ ከተማ ማላካል፣ ዝነበሩ ኤርትራውያን ብምልኦም ከምዝወጹ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ሓያሎ ወገናት ኣረጋ [...]
ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 1500 ስደተኛታት ካብ እስራኤል ብወለንትኦም ክወጹ’ዮም ተባሂሉ

ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 1500 ስደተኛታት ካብ እስራኤል ብወለንትኦም ክወጹ’ዮም ተባሂሉ

Radio Erena: February 20, 2014 ኤርትራውያን ዝርከብዎም 1500 ስደተኛታት፣ ካብ እስራኤል ብወለንትኦም ክወጽ’ዮም ክብል ሚኒስትሪ ውሽጣዊ ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እዞም ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ካብት ኣሃገር ብወለ [...]
ሩስያ፣ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያ ናብ ንቡር ንምምላስ ተበግሶ ክትወስድ ምዃና ገሊጻ

ሩስያ፣ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያ ናብ ንቡር ንምምላስ ተበግሶ ክትወስድ ምዃና ገሊጻ

Radio Erena: February 19, 2014 ሩስያ፣ ዝምድና ኤርትራን ኢትዮጵያን ናብ ንቡር ንምምላስ ተበግሶ ክትወስድ ምዃና ንመግለጺ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ እታ ሃገር ሰርጌ ላቭሮቭ ብምጥቃስ ሬድዮ ድምጺ ሩስያ ሓቢራ። ሚኒስተር ጉ [...]
ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ቀጽሪ ቤት ማእሰርቲ ሖሎት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣብ ቀጽሪ ቤት ማእሰርቲ ሖሎት ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: February 19, 2014 ኣብ እስራኤል ዝርከቡ ኣሽሓት ኤርትራውያን ከም መቐጸልታ ናይቲ ዘካይድዎ ዘለዉ ናይ ተቓውሞ ሰልፍታት፣ ኣብቲ ዝተገፉ ብጾቶም ተኣሲሮምሉ ዘለዉ ሖሎት ዝተባህለ ኣብ በረኻ ዝተደኮነ መዓስኮር [...]
ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ሓቲቶም ብዝርከቡ ህቡባት ኤርትራውያን ተዋሳእቲ ዝተዳለወት ሓዳስ ፊልም ንምርኢት ክትቀርብ’ያ

ኣብ ኢትዮጵያ ዑቕባ ሓቲቶም ብዝርከቡ ህቡባት ኤርትራውያን ተዋሳእቲ ዝተዳለወት ሓዳስ ፊልም ንምርኢት ክትቀርብ’ያ

Radio Erena: February 19, 2014 ብምትሕብባር ዓርቢ ሓርነትን ኣብ ስደት ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ህቡብት ኤርትራውያን ተዋሳእቲን ስነጥበበኛታትን ዝተዳለወት ‘ስዉእ ተዛሪቡ’ ዘርእስታ ሓዳስ ፊልም ኣብዚ ቀረባ እዋን ንምርኢት [...]
ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራን ሩስያን ኣብ ሓያሎ ነጥብታት ዘተኮረ ዝርርብ ኣካይዶም

ሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራን ሩስያን ኣብ ሓያሎ ነጥብታት ዘተኮረ ዝርርብ ኣካይዶም

Radio Erena: February 17, 2014 ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዑስማብን ሳልሕ፣ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ሰርጌ ላቭሮቭ ሎሚ ሰኑይ 17 ለካቲት ኣብ ሞስኮ ብምርኻብ ከምዝተዘራረበ ሬድዮ ድምጺ ሩስያ ሓቢራ። [...]
መንገዲ ኣየር ሱዳን፣ ንመስመራት መንገዲ ኣየር ኤርትራ ብምትካእ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምር’ዩ

መንገዲ ኣየር ሱዳን፣ ንመስመራት መንገዲ ኣየር ኤርትራ ብምትካእ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምር’ዩ

Radio Erena: February 17, 2014 ኣብ ዝበዝሐ ክፍሊ ዓለም ናይ መጓዓዝያ በረራታት ከየካይድ ዝተኣገደ መንገዲ ኣየር ሱዳን፣ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ካብ ዝስርሑ ደው ዝበለ መንገዲ ኣየር ኤርትራ ብምትካእ ካብን ናብ ኣስመራ [...]
ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ላምፔዱሳ ልዕሊ 400 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ኣድሒኑ

ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ላምፔዱሳ ልዕሊ 400 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ኣድሒኑ

Radio Erena: February 17, 2014 ሓይሊ ባሕሪ ኢጣልያ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ ሲሲልያን ላምፔዱሳን ኤርትራውያን ዝርከብዎም ልዕሊ 400 ስደተኛታት ካብ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ከምዘድሓኑ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቶም 1 [...]
1 391 392 393 394 395 429 3930 / 4283