Category: ዜና ኤርትራ

1 383 384 3853849 / 3849

ኤርትራውያን ዝርከብዎም 200 ስደተኛታት፣ ናብ ጀርመን ክግዕዙ’ዮም

ኣብ ቱኒዝያ ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ዝነበሩ ኤርትራውያን ዝርከብዎም 200 ስደተኛታት፣ ሓድሽ ህይወት ንምጅማር ናብ ጀርመን ክግዕዙ ምዃኖም ኣገልግሎት ዜና ሺንሁዋ ሓቢሩ። ጀርመን ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት 300 ስደተኛታት ንምጥያስ ዝጀመ [...]

ሰልፊ ኤን.ሲ.ፒ. ንሽምግልና ኤርትራ ተቐቢሉ

ኤርትራ ኣብ መንጎ መንግስቲ ሱዳንን ተቓወምቲ ሓይልታትን ንምሽምጋል ዝወሰደቶ ተበግሶ፣ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ሃገራዊ ባይቶ ብሓጎስ ከምዝቕበሎ፣ ወሃብ ቃል’ቲ ውድብ ኣመልኪቱ። ባድረልዲን ኣሕመድ ኢብራሂም ኣብ መግለጺኡ፣ ዝርዝር ሓበ [...]

ኣብ ሊብያ ሰለስተ ኤርትራዊያን ተቐቲሎም

ሓለውቲ ናይቲ ስደተኛታት ተዓቝቦሙሉ ዝረከብ መዓስከር ሊብያ፣ ብዝኸፈትዎ ተዅሲ ሰለስተ ኤርትራውያን ከምዝቐተሉ ዘጋርድያን ኣፍሊጡ። ኣብቲ ካብ ከተማ ትሪፖሊ ናብ ምብራቕ ሸነኽ ዝርከብ መዓስከር ሖምስ ዝርከቡ መብዛሕቶም ኤርትራውያን ስ [...]

ዋዕላ መንእሰያት ኤርትራውያን ኣብ ስቶክሆልም ተኸፊቱ

ዓለም ለኸ ዋዕላ መንእሰያት ኤርትራውያን ኣብ ትሕቲ ‘’ስጡም  ስምረት ንሓድሽ ሓርነት’’ ዝብል ቴማ  ብ24 ነሓሰ ኣብ ስቶክሆልም ከምዝተኸፍተ ልኡኽ ሬድዮ ኤረና ካብቲ ቦታ ሓቢሩ። ኣብዚ ዋዕላ ካብተን ኣብ ሃገራት ኤ [...]

4 ኤርትራውያን ብኣባላት ጸ.እስራኤል ተታሒዞም

ኣብቲ ካብ ግብጺ ናብ እስራኤል ዘእቱ ጎዳጉዲ፣ ኣርባዕተ ኤርትራውያን ብኣባላት ጸጥታ እስራኤል ከምእተታሕዙ ሓካይም ንሰብኣዊ መሰላት ዝተባህለ ትካል ኣመልኪቱ። እቶም ኤርትራውያን፣ ኣብቲ ጎዳጉዲ ንሓያሎ መዓልታት ዝጸንሑ ኮይኖም፣ ኣብ መ [...]

ብሕታዊ ወፍቲ ኣብ ኤርትራ ናብ ዝተሓተ ደረጃ ወሪዱ

ኣብ ኤርትራ ኣብዚ ዝሓለፈ 10 ዓመታት ዝተኻየደ ብሕታዊ ወፍሪ ካብ’ቲ ቅድኡ ዝነበረ ሓሙሽተ ዓመታት ብዕጽፍታት ከምዝጎደለ ክኢላታት እዚ ዓውዲ ናብ ሬድዮ ኤረና ኣብ ዝልኽዎ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ኣረዲኦም። መንግስቲ ኤርትራ 27ን 28ን [...]

ኩነታት ኤርትራውያን ኣብ ሊብያ ሕማቕ ከምዘሎ ተገሊጹ

ኣብ ሊብያ በንቓዚ ዝርከቡ ልዕሊ 400 ዝኾኑ ኤርትራውያን፣ ሶማላውያንን ኢትዮጵያውያንን ኣብ ሕማቕ ኩነታት ከምዝርከቡ፣ ነቶም ግዳያት ኣዘራሪቡ ኣብ ዝረኸቦ ሓበሬታ ኣጀንሲያ ሓበሻ ኣፍሊጡ። ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰላት ኣጀንሲያ ሓበሻ ኣብ [...]

ኤርትራ፣ ኣብ ኢራን ዘለዋ ተስፋ ትገልጽ

ኤርትራ፣ ኢራን በቲ ሒዛቶ ዘላ ፖለቲካዊ ጽልዋ፣ ሰላምን ጸጥታን ኣብ ምውሓስ ዓቢ ተራ ክትጻወት ትኽእል’ያ ኢላ ከምእትኣምን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ገሊጹ።ሚኒስተር ዑስማን ኣብ ዋዕላ ሻራ ዘይብለን ሃገራት ኣብ ዝተሳተፈ [...]

መንግስቲ እስራኤል ግፋ ከካይድ መዲቡ

ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ክቱር ጽልኢ ከምዘለዎ ዝንገረሉ ሚኒስተር ውሽጣዊ ጉዳያት እስራኤል፣ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ስደተኛታት ብሙሉኦም ክጥረዙ’ለዎም ክብል ምስ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ኣብ ዝገበሮ ቃለመጠይቕ ገሊጹ። እቲ ሚኒስተር ኣብ መግለ [...]
1 383 384 3853849 / 3849