Category: ዜና ኤርትራ

1 258 259 260 261 262 643 2600 / 6430
ተሓጋጋዚት ዋ/ጸሓፊ እትመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ናብ ኤርትራን ጅቡቲን በጺሑ

ተሓጋጋዚት ዋ/ጸሓፊ እትመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት ናብ ኤርትራን ጅቡቲን በጺሑ

Radio Erena: 07 October 2019 ተሓጋጋዚት ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሰብኣዊ ጉዳያት ኡርሰላ ሙለር እትመርሖ ላዕለዋይ ልኡኽ ሕቡራት ሃገራት፣ ናብ ኤርትራን ጅቡቲን ምብጻሕ ኣካይዱ። ሚስ ኡርሰላ፣ ኣብቲ [...]
ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ፍትሒ ክረኽቡ ዝጸወዐ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ጀኔቫ ተኻዪዱ

ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ፍትሒ ክረኽቡ ዝጸወዐ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ጀኔቫ ተኻዪዱ

Radio Erena: 06 October 2019 ኣብ ሊብያ ዝርከቡ ኤርትራውያን ንዘሕልፉዎ ዘለዉ መከራ ፍትሒ ክረኽቡ ዝጸወዐ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ጀኔቫ ተኻዪዱ። ኣብቲ ብዕለት 4 ጥቅምቲ ብደለይቲ ፍትሒ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ [...]
ዋሕዚ ኤርትራውያን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ፣ ናብ ኢትዮጵያ ንወለዲ የሻቕል

ዋሕዚ ኤርትራውያን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ፣ ናብ ኢትዮጵያ ንወለዲ የሻቕል

Radio Erena: 04 October 2019 ኤርትራውያን ትሕቲ ዕድመ ቆልዑ፣ ብብዝሒ ናብ ኢትዮጵያ ይሰግሩ ብምህላዎም ኣብ ወለዲ ከቢድ ሻቕሎት ፈጢሩ ከምዘሎ ሬድዮ ኤረና ዝተወከሰቶም ወገናት ገሊጾም። ብፍላይ ድሕሪ'ቲ ዝ [...]
ጀርመን፣ ሓያሎ ደቂንስትዮ ብምዕማጽ ዝተኸሰሰ ኤርትራዊ 14 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ

ጀርመን፣ ሓያሎ ደቂንስትዮ ብምዕማጽ ዝተኸሰሰ ኤርትራዊ 14 ዓመታት ክእሰር ተፈሪዱ

Radio Erena: 04 October 2019 ኣብ ጀርመን፣ ዞባ ባቫርያ፣ ከባቢ ከተማ መሚንገን፣ ሓያሎ ደቂንስትዮ ብምዕማጽ ዝተኸሰሰ ኤርትራዊ፣ 14 ዓመታት ክእሰርት ተፈሪድዎ። እቲ ዓሊ ዝተባህለ ወዲ 26 ዓመት መንእሰይ [...]
Eritrean Journalists shed light on their imprisoned colleagues at the Book Fair of Gothenburg

Eritrean Journalists shed light on their imprisoned colleagues at the Book Fair of Gothenburg

Radio Erena: 03 October 2019 Eritrean journalists took part in the Book Fair of Gothenburg to increase awareness about the arrest of Eritrean j [...]
ሓሙሽተ ተጻወታ ዑቅባ ንምሕታት ዝተሰውሩ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ብኬንያ ተሳዒራ

ሓሙሽተ ተጻወታ ዑቅባ ንምሕታት ዝተሰውሩ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ብኬንያ ተሳዒራ

Radio Erena: 02 October 2019 ሎሚ ኣብ ሰዓታት ድሕሪ ቀትሪ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ኬንያ ኣብ ናይ ፍርቂ ፍጻሜ ግጥም ዝተራኸበት ሃገራዊት ጋንታ 1 ብ 0 ተሳዒራ። ብ "ኣግማል ቀይሕ ባሕሪ" እትፍለጥ ሃገራዊት [...]
ኡጋንዳ፣ ሓሙሽተ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ዑቕባ ንምሕታት ሃዲሞም

ኡጋንዳ፣ ሓሙሽተ ተጻወቲ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ዑቕባ ንምሕታት ሃዲሞም

Radio Erena: 02 October 2019 ኣብ ኡጋንዳ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 20 ዓመት እትሳተፍ ዘላ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ ሓሙሽተ ካብ ተጻወታ ዑቕባ ንምሕታት ከምዝተሰወሩ ሓንቲ ካብ ዓበይቲ ማዕከናት ዜ [...]
ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት፣ ናብ ኤርትራ በጺሑ

ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት፣ ናብ ኤርትራ በጺሑ

Radio Erena: 02 October 2019 ካብ ኣብያተ ጽሕፈት ደሞክራሲ፣ ሰብኣዊ መሰላት፣ ዕዮን ኣህጉራዊ መሰል ሃይማኖታትን ዝተወከለ ልኡኽ ኣመሪካ፣ ካብ 26 ክሳብ 28 መስከረም ኣብ ኤርትራ ምብጻሕ ከምዘካየደ መርበብ ሓ [...]
ኣብ ብሪጣንያ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፣ ደገፍቲ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ተናኢዶም

ኣብ ብሪጣንያ ኣብ ዝተኻየደ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፣ ደገፍቲ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ተናኢዶም

Radio Erena: 01 October 2019 ኣብ ብሪጣንያ፣ ኣብ ዝተኻየደ ናይ ጽርግያ፣ ሻምፕዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፣ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ንሃገራዊት ጋንትኦም ዘርኣይዎ ደገፍ ዝንኣድ ምንባሩ ምስ ስፖርት ኤ [...]
ሃ/ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ኣብ ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 20 ዓመት ዓወታታ ይቕጽል

ሃ/ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ኣብ ግጥማት ሴካፋ ትሕቲ 20 ዓመት ዓወታታ ይቕጽል

Radio Erena: 29 September 2019 ንጅቡቲ 7 ብ 0 ስዒራ፣ ዝበዝሐ ሸቶ ብምምዝጋብ ሃገራዊ ክብረ ወሰን ዝሓዘት፣ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ ትሕቲ 20 ዓመት፣ ንዛንዚባር 5 ብ 0 ብምስዓር ተዓዊታ። [...]
1 258 259 260 261 262 643 2600 / 6430