Category: ዜና ኤርትራ

1 257 258 259 260 261 643 2590 / 6430
ንኣባላት ሰራዊት ኣእማን ብምስንዳው ኣጥቂዕኩም ተባሂሎም ንሰለስተ ዓመታት ዝተኣስሩ መንእሰያት ኣባሻውል ተፈቲሖም

ንኣባላት ሰራዊት ኣእማን ብምስንዳው ኣጥቂዕኩም ተባሂሎም ንሰለስተ ዓመታት ዝተኣስሩ መንእሰያት ኣባሻውል ተፈቲሖም

Radio Erena: 15 October 2019 ንኣባላት ሰራዊት ኣእማን ብምስንዳው ኣጥቒዕኩም ብዝብል ክሲ: ካብ ወርሒ ሚያዝያ 2016 ኣትሒዞም: ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ዓላ: ዓዲ ኣቤቶን ማይ ስርዋን ተኣሲሮም ዝጸንሑ: ልዕሊ 2 [...]
ትካል ግብረ ሰናይ ፊንላንድ፣ ልዕሊ 1400 ኤርትራውያን ብስርዓተ ምምሃርን ምስትምሃርን ኣሰልጢኑ

ትካል ግብረ ሰናይ ፊንላንድ፣ ልዕሊ 1400 ኤርትራውያን ብስርዓተ ምምሃርን ምስትምሃርን ኣሰልጢኑ

Radio Erena: 14 October 2019 ሓገዝ ቤተ ክርስትያን ፊን ወይ ድማ Finn Church Aid፣ ዝተባህለ ኣብ ኤርትራ ዝነጥፍ ዘሎ እንኮ ዘይመንግስታዊ ትካል ፊንላንድ፣ ልዕሊ 1400 መማህራን ብስርዓተ ምምሃርን ም [...]
ኢስታምቡል፣ ናብ ሰሜን ኤውሮጳ ንምስጋር ዝሕልኑ ኤርትራውያን ከርተት ይብሉ ምህላዉም ተሓቢሩ

ኢስታምቡል፣ ናብ ሰሜን ኤውሮጳ ንምስጋር ዝሕልኑ ኤርትራውያን ከርተት ይብሉ ምህላዉም ተሓቢሩ

Radio Erena: 14 October 2019 ካብ ሱዳን፣ ኢትዮጵያ፣ ዱባይን ካልኦት ሃገራትን ብዝተፈላለየ መስርሕ ናብ ቱርኪ ዝኣትዉ ዘለዉ ኣማኢት ኤርትራውያን ኣብ ሕማቕ ኩነታት ይወድቑ ከምዘለዉ ካብ ከተማ ኢስታንቡል ዝበጽሓ [...]
The Absent Partner

The Absent Partner

Radio Erena: 11 October 2019 Evidently, only partners can make peace. While Ethiopian Prime Minister Abiy Ahmed won Nobel Peace Prize for 2019, his [...]
ኖርወይ፣ ኣብ ጽምብል መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ ፣ ኣብ ኣኼባ ህግደፍ ብምስታፉ፣ ናብ ኤርትራ ዝሰጎጎቶ ሰብ የለን

ኖርወይ፣ ኣብ ጽምብል መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ ፣ ኣብ ኣኼባ ህግደፍ ብምስታፉ፣ ናብ ኤርትራ ዝሰጎጎቶ ሰብ የለን

Radio Erena: 10 October 2019 ኣብ ኖርወይ፣ ኣብ ጽምብል መበል 25 ዓመት ምምስራት ሳዋ ፣ ኣብ ከተማ ኦስሎ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ካብ ህግደፍ ዝተሳተፉ፣ ናብ ኤርትራ ዝተሰጎገ ሰብ ከምዘየለ ነቲ ጉዳይ ዝከታተሉ [...]
ዳግም ዝትንስእ ዘሎ መንገዲ ኣየር ኡጋንዳ፣ ካምፓላ-ኣስመራ ቀጥታዊ በረራ ክጅምር’ዩ

ዳግም ዝትንስእ ዘሎ መንገዲ ኣየር ኡጋንዳ፣ ካምፓላ-ኣስመራ ቀጥታዊ በረራ ክጅምር’ዩ

Radio Erena: 09 October 2019 ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ዳግም ዝትንሳእ ዘሎ መንገዲ ኣየር ኡጋንዳ፣ ካብን ናብን ካምፓላ-ኣስመራ ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ክጅምር ምዃኑ ኣፍሊጡ። ዝጅምረሉ ዕለት ግና ብንጹር [...]
ኣስመራ፣ መስሕብ በጻሕቲ ሃገራት ንምግባራ፣ ሓድሽ ውጥናት ይዳሎ ኣሎ

ኣስመራ፣ መስሕብ በጻሕቲ ሃገራት ንምግባራ፣ ሓድሽ ውጥናት ይዳሎ ኣሎ

Radio Erena: 08 October 2019 ኣስመራ፣ መስሕብ በጻሕቲ ሃገራት ንምግባራ፣ ሓድሽ ውጥናት ይዳሎ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። ሓደ ካብዚ ውጥናት እዚ፣ ናብ ኣስመራ፣ ባጽዕን ከረንን ጥራይ ንዝንቀሳቐ [...]
ሽወደን፣  ብሰንኪ ሓደጋ መኪና ክልተ ኤርትራውያን ሞይቶም

ሽወደን፣ ብሰንኪ ሓደጋ መኪና ክልተ ኤርትራውያን ሞይቶም

Radio Erena: 08 October 2019 ኣብ ሽወደን፣ ከተማ ስቶኮልም፣ ከባቢ ቦትሺርካ፣ ብዘጋጠመ ከቢድ ናይ መኪና ሓደጋ፣ ክልተ ኤርትራውያን ሞይቶም። ኣብቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዘጋጠመ ሓደጋ፣ ኣርባዕተ ኤርትራውያን'ውን [...]
ሩስያ፣ ብማህደረ ትምህርቲ ክትቅበሎም ዝጸንሐት ብዝሒ ኤርትራውያን ተማሃሮ ከተዛይድ’ያ

ሩስያ፣ ብማህደረ ትምህርቲ ክትቅበሎም ዝጸንሐት ብዝሒ ኤርትራውያን ተማሃሮ ከተዛይድ’ያ

Radio Erena: 07 October 2019 ሩስያ፣ ብማህደረ ትምህርቲ ክትቅበሎም ዝጸንሐት ብዝሒ ኤርትራውያን ተማሃሮ ከተዛይዶ ምዃና ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ፣ ካብ 23 ክሳብ 24 ጥቅምቲ፣ ኣብ ከተማ ሶቺ፣ ዋዕላ ሩስያን [...]
ኢማራት ኣብ ኤርትራ ዘሰልጠነቶም ሚሊሻ የመን፣ ንደሴት ሰኮትራ ንምቁጽጻር ይንቀሳቐሱ ከምዘለዉ ተገሊጹ

ኢማራት ኣብ ኤርትራ ዘሰልጠነቶም ሚሊሻ የመን፣ ንደሴት ሰኮትራ ንምቁጽጻር ይንቀሳቐሱ ከምዘለዉ ተገሊጹ

Radio Erena: 07 October 2019 ብሕቡራት ኢማራት ዝድገፉ ሚሊሻ፣ ንሓያሎ ናይ ፓሊስ ነቁጣታት ደሴት ሰኮትራ ናይ የመን ከምዝተቖጻጸሩ ዝተፈላለየ ምንጭታት ሓቢረን። ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ኤርትራ ዘሰልጠነ [...]
1 257 258 259 260 261 643 2590 / 6430