Category: ዜና ኤርትራ

ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራ ዘንበረቶ ናይ ኢሚግሬሽን ቪዛ ማዕቀብ፣ መንግስቲ ኤርትራ ነጺጉዎ
Radio Erena: 02 February 2020
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራ ዘንበረቶ ናይ ኢሚግሬሽን ቪዛ ማዕቀብ፣ መንግስቲ ኤርትራ ነጺጉዎ።
እቲ ብመልክዕ እማመ ቀሪቡ ዝጸንሐ ናይ ቪዛ ማዕቀብ፣ ንኤርት [...]

ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ደለይቲ ፍትሒ፣ ብደረጃ ኣህጉር ክጥርነፍ ጻውዒት ቀሪቡ
Radio Erena: 02 February 2020
በብሃገራትን ከተማታትን ክጥርነፍ ዝጸንሐ ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ይኣክል ደለይቲ ፍትሒ፣ ብደረጃ ኣህጉር ክጥርነፍ ጻውዒት ቀሪቡ።
እቲ ድሮ በብሃገሩ ቆይሙ ዘሎ ባይቶታትን ጽላላትን ይኣ [...]

ሰሙናዊ ፍጻሜታት
Radio Erena: 01 February 2020
https://www.youtube.com/watch?v=WMcTspH0BYA [...]

ኢትዮጵያ፣ “ንኤርትራውያን ዑቕባ ምሃብ ደው ኢሉ” እናተባህለ ዝጋዋሕ ዘሎ ሓበሬታ ሓቕነት ከምዘይብሉ ኤረና ኣረጋጊጻ
Radio Erena; 31 January 2020
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ፍሉይ ፖለቲካዊ ጉዳይ ዘለዎም እንተዘይኮይኑ፣ ንኤርትራውያን ዑቕባ ምሃብ ደው ኣቢሉ እናተባህለ ብማሕበራዊ ሜዳያታት ክዘውር ዝጸንሐ ሓበሬታ ሓቕነት ከምዘይብሉ ሬ [...]

ኤርትራ፣ ኣገልግሎታት ኢንተርነት ዝከታተል ሓድሽ ኣሃዱ ስለያ ተዋፊሩ
Radio Erena: 30 January 2020
ኣብ ኤርትራ፣ ንኣገልግሎታት ኢንተርነት ዝከታተል ሓድሽ ኣሃዱ ስለያ ከምዝተዋፈረ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮም።
እቶም ብሓገዝ መንግስቲ ቻይና፣ ኣብ ኣስመራን ከተማታት ቻይናን ዝሰልጠኑ ኣባ [...]

ፈረንሳ፣ ኣብ ጎደናታት ክነብሩ ዝጸንሑ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 1400 ስደተኛታት፣ ናብ ግዝያዊ መዕቆቢ ተወሲዶም
Radio Erena: 30 January 2020
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ፈረንሳ፣ ኦበርቪልየ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ቴንዳታት ብምዝርጋሕ ኣብ ጎደናታት ክነብሩ ዝጸንሑ፣ ኣማኢት ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣስታት 1400 ስደተኛታት ናብ ውሑ [...]

ከሰላ፣ ምስ ኤርትራ ኣብ ዘዳውብ ከባቢታት ኣብ ሓለዋ ዝተዋፈሩ ወትሃደራት፣ ሓደ ሰበ ቀቲሎም
Radio Erena: 29 January 2020
ወትሃደራት ሱዳን ኣብ ከባቢ ወደ 'ል ሒሉ ብዝኸፈትዎ ቶኽሲ ሓደ ሰበ ከምዝቐተሉ ምንጭታት ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም።
እቶም ወትሃደራት፣ ኣብ ከባቢ ገዳርፍ ኣብ እትከብ ወደ'ል ሒሉ [...]

መዓልታዊ ፈነወ ኤረና
https://www.youtube.com/watch?v=7vaSZTutNFw&list=PLyAPiiyVNTY31Bpak3yzMOJkY32LjD86s&index=1 [...]

Forto the March Upward
Radio Erena: 27 January 2020
From a hill high up in the Eritrean capital of Asmara, a stale colored building towers over the city from the sout [...]

2°C ኣብ ዝዓቐኑ መዝሓሊ ተሓቢኦም ናብ ብሪጣንያ ክኣትዉ ዝፈተኑ 23 ኤርትራውያን ድሒኖም
Radio Erena: 27 January 2020
2°C ኣብ ዝዓቐኑ መዝሓሊ (ፍሪጅ) ኣብ ዘለዋ ናይ ጽዕነት መኪና ተሓቢኦም ናብ ብሪጣንያ ክኣትዉ ዝፈተኑ ኣስታት 20 ኤርትራውያን ከምዝደሓኑ ፖሊስ ቤልጁም ኣፍሊጡ።
ሰለስተ ካ [...]