Category: ዜና ኤርትራ

ፈረንሳ፣ ብቕትለት ሓደ ሱዳናዊ ዝተኸሰሱ ክልተ ኤርትራውያን ን12 ዓመታት ክእሰሩ ተፈሪዶም
Radio Erena: 06 February 2020
ኣብ ሰሜናዊ ፈረንሳ፣ ስደተኛታት ናብ ብሪጣንያ ንምስጋር ኣብ ዝተኣኻኸብሉ ጫካታት ካሌ፣ ኣብ መንጎ ስደተኛታት ኣብ 2016 ኣብ ዝተጎሃሃረ ባእስን እምባጋሮን፣ ብቅትለት ሓደ ሱዳና [...]

ኤርትራ ኣብ እትርከበን 27 ሃገራት፣ ክሽቦ ደቂንስትዮ ብዝልዓለ ቁጽሪ ይቕጽል ኣሎ
Radio Erena: 06 February 2020
ኤርትራ ኣብ እትርከበን 27 ሃገራት፣ ክሽቦ ደቂንስትዮ ብዝልዓለ ቁጽሪ ይቕጽሎ ከምዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ።
ብደረጃ ዓለም፣ ብሰንኪ ክሽቦ ደቂንስትዮ ንዝስዕብ ዘሎ ጥዕና [...]

ኣምባሳደራት ሕ/ኤ፣ በቲ ሕብረት መዊሉ ዝህጸን ዘሎ ንወደብ ባጽዕ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽብ ጽርግያ ዑደት ኣካይዶም
Radio Erena: 06 February 2020
ኣምባሳደራት ሃገራት ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ኤርትራ፣ ብሕብረት ኤውሮጳ ተመዊሉ ንዝህንጸ ዘሎ፣ ንወደብ ባጽዕ ምስ ኢትዮጵያ ዘራኽብ ናይ ቅጥራን ጽርግያ ዑደት ኣካይዶም።
ወኪል ሕ [...]

ልዕሊ 35 መራሕቲ ዝሳተፍዎ መበል 33 ኣኼባ ሕብረት ኣፍሪቃ ክካየድ’ዩ
Radio Erena: 06 February 2020
መበል 33 ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ሕብረት ኣፍሪቃ 9ን10ን ለካቲት ክካየድ'ዩ።
ኣብቲ፣ "ምዝሓል ጠበናጁ" ብዝብል ኣርእስቲ ዝካየድ ኣኼባ፣ ብውሕዱ 35 መራሕቲ ኣባላት ሃገራት ሕብረ [...]

ጂቡቲ፣ ወኪል ኤርትራ ዘይተሳተፎ ኣኼባ ኢጋድ ተኻይዱ
Radio Erena: 04 February
ኣብ ጂቡቲ፣ ወኪል ኤርትራ ዘይተሳተፎ ኣኼባ ኣባላት ሃገራት ኢጋድ ተኻይዱ።
ኣብቲ ብሓድሽ ኣቦ መንበር ኢጋድ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ተመሪሑ፣ ብ3 ለካቲት ዝተኻየደ [...]

A Summit in a Glass House
Radio Erena: 04 February 2020
Three African leaders met while the capital of one of the leaders’ countries was racked by explosions. The other [...]

ሶማልን ፓኪስታንን ብሰንኪ ወራር ኣንበጣ ህጹጽ ሃገራዊ ሓደጋ ኣዊጀን
Radio Erena: 04 February 2020
መንግስታት ሶማልን ፓኪስታንን፣ ብሰንኪ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ህጹጽ ሃገራዊ ሓደጋ ኣዊጆም።
ካብ ዝሓለፈ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣትሒዙ፣ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ምዕራብ ኣፍሪቃ፣ ገማግም ቀይ [...]

ቀ/ሚ እስራኤል፣ ብዛዕባ ምስጓግ ኤርትራውያን ንምዝርራብ ናብ ኡጋንዳ ኣትዩ
Radio Erena: 03 February 2020
ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል በንያሚን ናታንያሁ፣ ብዛዕባ ምስጓግ ኣብ ሃገሩ ዝርከቡ ኤርትራውያንን ዜጋታት ካልኦት ሃገራት ኣፍሪቃን ብምዝልከት ንምዝርራብ ናብ ኡጋንዳ ኣምሪሑ።
[...]

ኣብ ኤርትራ፣ ኣስታት 320 ሽሕ ሰባት ጥራይ ናይ ሞባይል ሲም ካርድ ይውንኑ
Radio Erena: 03 February 2020
ኣብ መላእ ኤርትራ፣ ሲም ካርድ ናይ ቴሌፎን ክውንኑ ዝኸኣሉ ሰባት ካብ 320 ሽሕ ከምዘይበዝሑ፣ ኣባል ኤሪቴል ዝነበረ መንእሰያት ንሬድዮ ኤረና ሓቢሩ።
ብገምጋም መንግስቲ፣ ኣ [...]

ብወራር ዕስለ ኣንበጣ ዝተጠቕዓ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ንምሕጋዝ 70 ሚልዮን ዶላር ካብ ለገስቲ ተሓቲቱ
Radio Erena: 03 February 2020
ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ካብ ዝሓለፈ ክልተ ኣዋርሕ እትሒዘን ኣብ መኸተ ወራር ዕስለ ኣንበጣ'የን ዝርከባ።
ነቲ ድሮ'ውን እኹል ምህርቲ ክሓፍስ ዘይጸንሐ ዞባ [...]