Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 91 92 93 94 95 365 930 / 3642
ቤት ምኽሪ መራኸቢ ብዙሓን ኢትዮጵያ፣ ናብ ጋዜጠኛታት’ታ ሃገር ጻውዒት ኣቕሪቡ

ቤት ምኽሪ መራኸቢ ብዙሓን ኢትዮጵያ፣ ናብ ጋዜጠኛታት’ታ ሃገር ጻውዒት ኣቕሪቡ

Radio Erena: 11 September 2022 ቤት ምኽሪ መራኸቢ ብዙሓን ኢትዮጵያ፣ ነታ ሃገር ኣብ ዓዘቕቲ ሸሚሙዋ ዘሎ ውግእ ሓድሕድ ደው ክብል፣ ማዕከናት ዜና ተረአን ክጻወታ ጸዊዑ። ኣብቲ ብ9 መስከረም ዘቕረቦ ጻውዒት ቤት ም [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝተወለዐ ዶባዊ ግጭት ንምፍታሕ እማመ ኣቕሪባ

ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝተወለዐ ዶባዊ ግጭት ንምፍታሕ እማመ ኣቕሪባ

Radio Erena: 11 September 2022 ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝተወለዐ ዶባዊ ግጭት ንምፍታሕ እማመ ኣቕሪባ። ፍሉይ ኣማኻሪ ፕረዚደንት ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ቱት ጋትሉዋክ ማኒም ብ9 መስከረም ንጋዜጠኛታት [...]
ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ኣብ ጂቡቲ ብምስጢር ይዛተዩ ኣለዉ

ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ኣብ ጂቡቲ ብምስጢር ይዛተዩ ኣለዉ

Radio Erena: 10 September 2022 ወከልቲ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን፣ ኣብ ጂቡቲ ብምስጢር ይዛተዩ ከምዘለዉ ራድዮ ፈረንሳ ንምንጭታት ዲፕሎማሲ ብምጥቃስ ኣረጋጊጻ። እታ ራድዮ ሎሚ ቀዳም 10 መስከረም ኣብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ዕጡቓት ኣምሓራ ኣብ ክልል ኦሮሞ ልዕሊ 60 ሰባት ከምዝቐተሉ ተገሊጹ

ኢትዮጵያ፣ ዕጡቓት ኣምሓራ ኣብ ክልል ኦሮሞ ልዕሊ 60 ሰባት ከምዝቐተሉ ተገሊጹ

Radio Erena: 09 September 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 60 ሰለማውያን ሰባት ብዕጡቓት ከምዝተቐትሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ኣረጋጊጹ። ልዕሊ 70 ሰባት 'ውን ብከ [...]
ሰራሕተኛታት በዓልመዚ ኤሌክትሪክ ሱዳን፣ ወሰኽ ደሞዝ ብምጥላብ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ኣካይዶም

ሰራሕተኛታት በዓልመዚ ኤሌክትሪክ ሱዳን፣ ወሰኽ ደሞዝ ብምጥላብ ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ኣካይዶም

Radio Erena: 09 September 2022 ሰራሕተኛታት በዓልመዚ ኤሌክትሪክ ሱዳን፣ ወሰኽ ደሞዝ ብምጥላብ ናይ ክልተ መዓልታት ስራሕ ደው ናይ ምባል ኣድማ ኣካይዶም። እቲ ኣድማ ኣብ ዞባታት ካርቱም፣ ቀይሕ ባሕሪ፣ ሰ [...]
ግብጽን ኣልጀርያን፣ ብዑደት ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ናብ ኣልጀርስ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ምስሕሓብ ከምዝርከባ ተገሊጹ

ግብጽን ኣልጀርያን፣ ብዑደት ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ናብ ኣልጀርስ ኣብ ዲፕሎማስያዊ ምስሕሓብ ከምዝርከባ ተገሊጹ

Radio Erena: 08 September 2022 ግብጺ፣ ኣብ ወርሒ ሕዳር ኣብ ኣልጀርያ ክካየድ ተመዲቡ ዘሎ ዋዕላ ሃገራት ዓረብ፣ ናብ ካልእ እዋን ክሰጋገር ትደፍኣሉ ከምዘላ መርበባት ዜና እቲ ዞባ ኣቃሊሐን። ኣብ 2020 [...]
ሶማል፣ ኣብ መእለዪ ማእከላት ዝነበሩ ኣስታት 700 ቆልዑ ብዓጸቦ ሞይቶም

ሶማል፣ ኣብ መእለዪ ማእከላት ዝነበሩ ኣስታት 700 ቆልዑ ብዓጸቦ ሞይቶም

Radio Erena: 08 September 2022 ኣብ ሶማል፣ ግዳያት ደርቂ ኣብ ዝዕቆብሉ ማእከላት ክእለዩ ዝጸንሑ ኣስታት 700 ቆልዑ ብሰንኪ ዓጸቦ ከምዝሞቱ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። ማዕከን ቆልዑ ሕቡራት ሃገራት (UNI [...]
ኣልሸባብ፣ ረዲኤት ዝጸዓና ቃፍላይ ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 18 ሰባት ከምዝቐተለ ተገሊጹ

ኣልሸባብ፣ ረዲኤት ዝጸዓና ቃፍላይ ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 18 ሰባት ከምዝቐተለ ተገሊጹ

Radio Erena: 07 September 2022 ኣብ ሓያሎ ከባቢታት ሶማል መጥቃዕታቱ ኣሐይሉ ዝርከብ ኣልሸባብ፣ ኣብ ማእከላይ ዞባ፣ ከባቢ ሒራን ኣብ ዘካየዶ መጥቃዕቲ ብውሕዱ 18 ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር [...]
‘ጻውዒት ሰላም’ ዝተሰምየ ጋዜጣዊ ዋዕላ 10ታት ሲቪካውያን ማሕበራት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸልኪሉ

‘ጻውዒት ሰላም’ ዝተሰምየ ጋዜጣዊ ዋዕላ 10ታት ሲቪካውያን ማሕበራት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኸልኪሉ

Radio Erena: 07 September 2022 ኣብ ኢትዮጵያ ብሓፈሻ፣ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ክልላት ትግራይ፣ ኣምሓራን ዓፈርን ዝካየድ ዘሎ ኵናት ድማ ብፍላይ፣ ነታ ሃገር ናብ ምሉእ ውድቀተ ከየምርሓ ተሰጊእሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወለጋ ዝርከብ ፋብሪካ ሽኮር ኦርጂ ዲዴሳ ብዕጡቓት ተጠቒዑ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ወለጋ ዝርከብ ፋብሪካ ሽኮር ኦርጂ ዲዴሳ ብዕጡቓት ተጠቒዑ

Radio Erena: 06 September 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከባቢ ምብራቕ ወለጋ ዝርከብ ፋብሪካ ሽኮር ኦርጂ ዲዴሳ መንነቶም ካብ ዘይተነጸረ ዕጡቓት መጥቃዕቲ ከምዝወረደኦ፣ ንኮርፐረሽን ምህርርቲ ሽኮር እታ ሃገር ብምጥቃስ [...]
1 91 92 93 94 95 365 930 / 3642