Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 88 89 90 91 92 364 900 / 3637
ዕጡቓት ኦሮሞ፣ ኣብ ሆሮ ጉድሩ ሓያሎ ሰባት ቀቲሎም ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ወቒሱ

ዕጡቓት ኦሮሞ፣ ኣብ ሆሮ ጉድሩ ሓያሎ ሰባት ቀቲሎም ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ወቒሱ

Radio Erena: 26 Septemner 2022 ዕጡቓት ኦሮሞ፣ ኣብ ወለጋ፣ ከባቢ ሆሮ ጉዱሩ ሓያሎ ሰለማውያን ሰባት ቀቲሎም ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ወቒሱ። ቤት ጽሕፈት ወሃቢ ቃል እቲ መንግስቲ፣ ብቀዳም 24 መስከረም [...]
መራሒ ሱዳን፣ ካብ እስራኤል ዕድመ እንተቐሪብሉ ናብታ ሃገረ ክበጽሕ ድሉው ምዃኑ ገሊጹ

መራሒ ሱዳን፣ ካብ እስራኤል ዕድመ እንተቐሪብሉ ናብታ ሃገረ ክበጽሕ ድሉው ምዃኑ ገሊጹ

Radio Erena: 26 Septemner 2022 መራሒ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፣ መንግስቲ እስራኤል ዕድመ እንተኣቕሪብሉ ናብታ ሃገር ክበጽሕ ድሉው ምዃኑ ገሊጹ። ኣብ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሕቡራት ሃገራት ንምስታፍ [...]

Radio Erena: 25 September 2022 ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብፍላይ ኣብ ትግራይ፣ ኣብ ህጻናት ዝረአ ዘሎ ተላባዒ ሕማማት፣ ኣዝዩ ኣስፋሕፊሑ ምህላዉ፣ ሰብ ሞያ ጥዕና ገሊጾም። ከም ሕማም ንፍዮ፣ ቲታኑስን ደረቕ ሰዓል [...]
ደ.ሱዳን፣ ሰራሕተኛታት ረዲኤት ኣብ ልዕሊ ትሕቲ ዕድመ ደቀንስትዮ ጾታዊ ዓመጽ ይፍጽሙ

ደ.ሱዳን፣ ሰራሕተኛታት ረዲኤት ኣብ ልዕሊ ትሕቲ ዕድመ ደቀንስትዮ ጾታዊ ዓመጽ ይፍጽሙ

Radio Erena: 25 September 2022 ኣብ ደቡብ ሱዳን ብሰራሕተኛታት ረዲኤት ኣብ ልዕሊ ደቀንስትዮ ዝካየድ ጾታዊ ዓመጽ ብሰፊሑ ይቕጽል ከምዘሎ ማዕከን ዜና ኣልጀዚራ ኣመልኪቱ። ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝመሓደራ መዓስ [...]
ሶማል፣ ዓቃብ ሰላም ሕ.ኣ.፣ ኣመሪካን ሰራዊት ሶማልን ብሓባር ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ መጥቃዕቲ የካዪዱ

ሶማል፣ ዓቃብ ሰላም ሕ.ኣ.፣ ኣመሪካን ሰራዊት ሶማልን ብሓባር ኣብ ልዕሊ ኣልሸባብ መጥቃዕቲ የካዪዱ

Radio Erena: 25 September 2022 መንግስቲ ሶማል ኣብ ልዕሊ ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ክጎናጸፎ ዝቐነየ ዓወታት፣ ብምሉእ ደገፍ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ምዃኑ ተገሊጹ። እቲ ዓቃብ ሰላም ብዓርቢ 23 መስከረም ኣብ ዘው [...]
‘መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ይፍጽም ኣሎ።’ ጸብጻብ መርማሪት ጉጅለ ሕቡራት ሃገራት

‘መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ይፍጽም ኣሎ።’ ጸብጻብ መርማሪት ጉጅለ ሕቡራት ሃገራት

Radio Erena: 22 September 2022 ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ሰሜን ኢትዮጵያ እትምርምር ጉጅለ ሕቡራት ሃገራት፣ 'መንግስቲ ገበናት ኣንጻር ሰብኣውነት ይፍጽም ኣሎ' ዝብል እምነት ከምዘለዋ ኣፍሊጣ። እታ ጉጅለ፣ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ፍቓድ ዳህሳስ ነዳዲ ኩባንያ ዕደና ቻይና  ሰሪዙ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ፍቓድ ዳህሳስ ነዳዲ ኩባንያ ዕደና ቻይና ሰሪዙ

Radio Erena: 22 September 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ሶማል፣ ዞባ ኦጋዴን፣ ዳህሳስ ነዳዲ ናይ ዘካይድ ዝነበረ ኩባንያ ዕደና ቻይና ፍቃድ ሰሪዙ። መርበባት ዜና እታ ሃገር፣ ንሚኒስተር ማዕድን፣ ኣ [...]
ርዋንዳ፣ ተቓወምቲ ኮንጎ ትድግፍ ኣላ ክብል ፕረዚደንት እታ ሃገር ወቒሱ

ርዋንዳ፣ ተቓወምቲ ኮንጎ ትድግፍ ኣላ ክብል ፕረዚደንት እታ ሃገር ወቒሱ

Radio Erena: 22 September 2022 መንግስቲ ርዋንዳ፣ ኣብ ደሞክራስያዊር ሪፖብሊክ ኮንጎ ግጭታ ንዘካይዱ ዘለዉ ዕጡቓት ተቓወምቲ ይድግፍ ኣሎ ክብል፣ ፕረዚደንት ፈሊክስ ትሽኪዲ ወቒሱ። እቲ ፕረዚደንት ኣብ ሓፈ [...]
ኡጋንዳ፣ ለበዳ ሕማም ኢቦላ ኣዊጃ

ኡጋንዳ፣ ለበዳ ሕማም ኢቦላ ኣዊጃ

Radio Erena: 21 September 2022 ኡጋንዳ፣ ለበዳ ሕማም ኢቦላ ኣዊጃ። ሰበ ስልጣን ጥዕና እታ ሃገር ብዝሃብዎ ሓበሬታ፣ ኣብ ማእከላይ ኡጋንዳ ኣብ እትርከብ፣ ዞባ ሙበንደ፣ ወዲ 24 ዓመት መንእሰይ፣ ብቫይረስ [...]
‘ኤርትራ፣ ብሰፊሕ ግንባራት፣ ሓድሽ ዙርያ መጥቃዕቲ ከፊታ።’ ሓይልታት ትግራይ

‘ኤርትራ፣ ብሰፊሕ ግንባራት፣ ሓድሽ ዙርያ መጥቃዕቲ ከፊታ።’ ሓይልታት ትግራይ

Radio Erena: 20 September 2022 ሰራዊት ኤርትራ፣ ከም መቐጸልታ ናይቲ ሳልሳይ ሰሙኑ ሒዙ ዘሎ ውግእ፣ ብሰፊሕ ግንባርት ሓድሽ ዙርያ መጥቃዕቲ ከፊቱ ክብሉ ሓይልታት ትግራይ ከሲሶም። ማእከላይ እዚ ሓትልታት [...]
1 88 89 90 91 92 364 900 / 3637