Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 81 82 83 84 85 361 830 / 3604
ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ብሉ ናይል ኣብ ዝተወልዐ ናይ ቀቢላ ግጭት ብውሕዱ 13 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ብሉ ናይል ኣብ ዝተወልዐ ናይ ቀቢላ ግጭት ብውሕዱ 13 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 19 October 2022 ኣብ ሱዳን፣ ዞባ ብሉ ናይል ኣብ ዝተወልዐ ናይ ቀቢላ ግጭት ብውሕዱ 13 ሰባት ከምዝተቐትሉን 24 ድማ ከምዝቖሰሉን መግለጺ ምትሕብባር ሰብኣዊ ጉዳያት ሕቡራት ሃገራት (OCHA) ኣፍ [...]
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ጂቡቲ፣ ኣብ ሶማል ምስጢራዊ ምብጻሕ ኣካይዱ

ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ጂቡቲ፣ ኣብ ሶማል ምስጢራዊ ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 19 October 2022 ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ጂቡቲ፣ ጀነራል ዘካርያ ሸኽ ኢብራሂም ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ፣ ኣብ ሶማል ምስጢራዊ ምብጻሕ ከምዘካየደ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሪቃ ኢንተሊጀንስ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ቀረባ ኣብ ዝተቖጻጸረን ከተማታት ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ክኣቱ ክፍቐድ ምዃኑ ገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ቀረባ ኣብ ዝተቖጻጸረን ከተማታት ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ክኣቱ ክፍቐድ ምዃኑ ገሊጹ

Radio Erena: 18 October 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት ንሽረ፣ ኣላማጣን ኮረምን ከምዝተቖጻጸረን ድሕሪ ምርግጋጽ ናብዘን ከተማታት ሰብኣዊ ሓገዛ ክኣቱ ክፈቕድ ምዃኑ ኣስሚርሉ። [...]
ኢትዮጵያ፣ ካዝና ሃገራዊ ባንክ ስለዘንቖልቆለ፣ ኣብ ልዕሊ ነጋዶ  ገደብ ናይ ወጻኢ ባጤራ ኣንቢራ

ኢትዮጵያ፣ ካዝና ሃገራዊ ባንክ ስለዘንቖልቆለ፣ ኣብ ልዕሊ ነጋዶ ገደብ ናይ ወጻኢ ባጤራ ኣንቢራ

Radio Erena: 18 October 2022 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ባንክታት እታ ሃገር፣ 'ቀዳምነታት ዘየድልዮ' ነገራት ንዘእትዉ ነጋዶ ናይ ወጻኢ ባጤራ ከይህባ ዝግድብ ትእዛዝ ከምዘመሓላለፈ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ። [...]
ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ጸጥታ ክተሓጋገዛ ተሰማሚዐን

ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ ጸጥታ ክተሓጋገዛ ተሰማሚዐን

Radio Erena: 17 October 2022 ኢትዮጵያን ሱዳንን፣ ኣብ ጸጥታ ክተሓጋገዛ ዘኽእለን ስምምዕ ከምዝኸተማ መንግስቲ ሱዳን ኣፍሊጡ። ሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሱዳን ብ14 ጥቅምቲ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ብሓላፊ ናይ [...]
‘ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ከተማ ቆቦ ብዝሒ ዘለዎም ሰላማውያን ሰባት ረሺኖም’፣ ዘ ጋርድያን

‘ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ከተማ ቆቦ ብዝሒ ዘለዎም ሰላማውያን ሰባት ረሺኖም’፣ ዘ ጋርድያን

Radio Erena: 16 October 2022 ሓይልታት ትግራይ፣ ንገለ ክፋል ክልል ኣምሓራ ተቖጻጺሮምሉ ኣብ ዝነበሩ እዋን፣ ብዝሒ ዘለዎም ሰላማውያን ሰባት ረሺኖም፣ ክብል ዘ ጋርድያን ካብቲ ፍጻሜ ዘምለጡ ንዝበሎም ውልቀሰባት ብምጥቃ [...]
‘ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፣ ዝጠፍእ ዘሎ ህይወትን ፈጢሩዎ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላውን ኣዝዩ ኣተሓሳሳቢ’ዩ’: ኣንቶኒ ብሊንከን

‘ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፣ ዝጠፍእ ዘሎ ህይወትን ፈጢሩዎ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላውን ኣዝዩ ኣተሓሳሳቢ’ዩ’: ኣንቶኒ ብሊንከን

Radio Erena: 16 October 2022 ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ብፍላይ ኣብ ትግራይ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኲናት፣ ዝጠፍእ ዘሎ ህይወትን ፈጢሩዎ ዘሎ ሰብኣዊ ቅልውላውን ኣዝዩ ኣተሓሳሳቢ’ዩ ብምባል ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ገሊ [...]
ጀነራል ሙሆዚ ካይነሩጋባ፣ ንፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ወግዓዊ ይቕሬታ ሓቲቱ

ጀነራል ሙሆዚ ካይነሩጋባ፣ ንፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ወግዓዊ ይቕሬታ ሓቲቱ

Radio Erena: 16 October 2022 ወዱ ንዮወሪ ሙሰቨኒን፣ ኣዛዚ ሰራዊት ምድሪ ዝነበረን ጀነራል ሙሆዚ ካይነሩጋባ፣ ንፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ ወግዓዊ ይቕሬታ ሓቲቱ። እቲ ዩጋንዳዊ ጀነራል ኣብ ማሕበራዊ ገጻት ብዛዕባ ኬ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል፣ ኣማሓዳሪ ከባቢ ዝርከቦም ሽዱሽተ ሰባት ብዕጡቓት ተቐቲሎም

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል፣ ኣማሓዳሪ ከባቢ ዝርከቦም ሽዱሽተ ሰባት ብዕጡቓት ተቐቲሎም

Radio Erena: 13 October 2022 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤኒሻንጉል፣ ዞባ መተከል፣ ዕጡቓት ብዝኸፈትዎ መጥቃዕቲ ኣምሓዳሪ ከባቢ ዝርከቦም ሽዱሽተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ዶቸቨለ ንምንጭታቱ ካብቲ ከባቢ ብምጥቃስ ሓቢሩ። [...]
ኣመሪካ እትርከበን 5 ሃገራት፣ መንግስቲ ኤርትራ ሰራዊቱ ካብ ሰሜን ኢትዮጵያ ከውጽእ ጸዊዐን

ኣመሪካ እትርከበን 5 ሃገራት፣ መንግስቲ ኤርትራ ሰራዊቱ ካብ ሰሜን ኢትዮጵያ ከውጽእ ጸዊዐን

Radio Erena: 13 October 2022 ኣመሪካ፡ ኣውስትራልያ፡ ደንማርክ፡ ጀርመን፡ ኔዘርላንድስን ብሪጣንያን ሰራዊት ኤርትራ ካብ ሰሜን ኢትዮጵያ ክውጽእ ሓባራዊ ጻዊዒት ኣቕሪበን። እተን ሃገራት ኣብቲ ብ12 ጥቅምቲ [...]
1 81 82 83 84 85 361 830 / 3604