Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 248 249 250 251 252 364 2500 / 3639
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ንጽልኢ ዘጎሃህርን፣ ናይ ሓሶት ወረ ምዝርጋሕን ብዝምልከት ሕጊ ኣጽዲቑ

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ንጽልኢ ዘጎሃህርን፣ ናይ ሓሶት ወረ ምዝርጋሕን ብዝምልከት ሕጊ ኣጽዲቑ

Radio Erena: 16 February 2020 ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ፣ ንጽልኢ ዘጎሃህርን፣ ናይ ሓሶት ወረ ምዝርጋሕን ብዝምልከት ሕጊ ከምዘጽደቐ፣ ዘ ሪፖርተር ካብታ ሃገር ሓቢሩ። እቲ ብሓሙስ 13 ለካቲት ዝጸደቐ ሕጊ፣ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ናይ ብሄር ግጭታት 35 ሽሕ ተማሃሮ ካብ ዩኒቨርስታቶም ሃዲሞም

ኢትዮጵያ፣ ብሰንኪ ናይ ብሄር ግጭታት 35 ሽሕ ተማሃሮ ካብ ዩኒቨርስታቶም ሃዲሞም

Radio Erena: 14 February 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዩኒቨርስታት ተጓሃሂሩ ብዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት፣ 35 ሽሕ ተማሃሮ፣ ትምህርቶም ብምቑራጽ ነናብ ዓድታቶም ከምዝሃደሙ ብቋንቋ ፈረንሳ ዝዝርጋሕ ማዕከን ዜና ጋዜጣ [...]
ሱዳን፣ ንስድራቤት ግዳያት ቅድሚ 20 ዓመታት ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ መርከብ ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ክትክሕስ’ያ

ሱዳን፣ ንስድራቤት ግዳያት ቅድሚ 20 ዓመታት ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ መርከብ ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ክትክሕስ’ያ

Radio Erena: 14 February 2020 ሱዳን፣ ንስድራቤት ግዳያት እቲ ቅድሚ 20 ዓመታት ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ዘጋጠመ መጥቃዕቲ መርከብ ሓይሊ ባሕሪ ኣመሪካ ክትክሕስ ምዃና ገሊጻ። ሲኤንኤን ንሰበ ስልጣን ሱዳን [...]
ፑንትላንድ፣ ንጓል 12 ዓመት ቆልዓ ዓሚጾም ዝቐተሉ ክልተ መንእሰያት ብሞት ተቐጺዖም

ፑንትላንድ፣ ንጓል 12 ዓመት ቆልዓ ዓሚጾም ዝቐተሉ ክልተ መንእሰያት ብሞት ተቐጺዖም

Radio Erena: 13 February 2020 ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ፣ ዓይሻ ኤልያስ ዓደን ንዝተባህለት ጓል 12 ዓመት ቆልዓ፣ ጾታዊ ዓመጽ ድሕሪ ምፍጻም ዝቐተሉዋ ክልተ መንእሰያት ትማሊ 12 ለካቲት ብሞት ተቐጺዖም። [...]
ደቡብ ሱዳን፣ ክሳብ 22  ለካቲት መሰጋገሪ መንግስቲ ክቐውም ጸቕጢ ይግበር

ደቡብ ሱዳን፣ ክሳብ 22 ለካቲት መሰጋገሪ መንግስቲ ክቐውም ጸቕጢ ይግበር

Radio Erena: 13 February 2020 ኣብ ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ 22 ለካቲት መሰጋገሪ መንግስቲ ክቐውም ኢጋድን ሕቡራት ሃገራትን ጻውዒት ኣቐሪቦም። መንግስቲ ደቡብ ሱዳንን ተቓወምቲን ቅድሚ 3 ኣዋርሕ ኣቢሉ፣ ኣብ ኡጋንዳ [...]
ፕረዚደንት ሱዳን ነበር፣ ዑመር ሓሰን ኣል በሺር ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ክቐርብ’ዩ

ፕረዚደንት ሱዳን ነበር፣ ዑመር ሓሰን ኣል በሺር ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ክቐርብ’ዩ

Radio Erena: 11 February 2020 ንሱዳን ን30 ዓመታት ዝመርሐ ፕረዚደንት ነበር፣ ጀነራል ዑመር ሓሰን ኣል በሺር ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ክቐርብ ምዃኑ ንላዕለዎት ሰበ ስልጣን መሰጋገሪ መንግስቲ እታ ሃገር ብምጥ [...]
The Silent Guns and Roadblocks

The Silent Guns and Roadblocks

Radio Erena: 11 February 2020 Fifty-five nations’ leaders are gathering in Addis Ababa for the 33rd African Union summit. The theme of the summ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ የመን ንዝተሰሓበ ሰራዊታ ወትሃደራዊ ኣቀባበላ ጌራ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ የመን ንዝተሰሓበ ሰራዊታ ወትሃደራዊ ኣቀባበላ ጌራ

Radio Erena: 11 February 2020 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ካብ 2015 ኣትሕዙ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተሰሊፉ ናብ የመን ዝወፈረ ሰራዊታ፣ በብቁሪብ ምስሓብ ካብ እትጅምር ኣስታት ሓደ ዓመት ኣቑጺሩ ኣሎ። ሕቡራት ኢማ [...]
ወራር ዕስለ ኣንበጣ ናብ ኡጋንዳ ኣስፋሕፊሑ

ወራር ዕስለ ኣንበጣ ናብ ኡጋንዳ ኣስፋሕፊሑ

Radio Erena: 11 February 2020 ኣብ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ኣጋጢሙ ዘሎ ወራር ዕስለ ኣንበጣ፣ ካብ ሃገር ናብ ሃገር እናስፋሕፈሐ ናብ ኡጋንዳ በጺሑ። እቲ ካብ ኬንያ ሰጊሩ ናብ ኡጋንዳ ኣትዩ ዘሎ ወራር ዕስ [...]
ሰሙናዊ ፍጻሜታት: ቀዳም 08 ለካቲት 2020

ሰሙናዊ ፍጻሜታት: ቀዳም 08 ለካቲት 2020

Radio Erena: 09 February 2020 https://www.youtube.com/watch?v=qEYTsZA3QZs [...]
1 248 249 250 251 252 364 2500 / 3639