Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 247 248 249 250 251 365 2490 / 3644
ስዑዲ ዓረብ፣ ንሓጂን ዑምራን ናብታ ሃገር ንዝኣትዉ ኣመንቲ፣ ብሰንኪ ኮሮኖ ቫይረስ ንግዜኡ ደው ኣቢላቶ

ስዑዲ ዓረብ፣ ንሓጂን ዑምራን ናብታ ሃገር ንዝኣትዉ ኣመንቲ፣ ብሰንኪ ኮሮኖ ቫይረስ ንግዜኡ ደው ኣቢላቶ

Radio Erena: 28 February 2020 ስዑዲ ዓረብ፣ ንሓጂን ዑምራን ናብታ ሃገር ንዝኣትዉ ኣመንቲ ምስልምና፣ ብሰንኪ ስግኣት ኮሮኖ ቫይረስ ንግዜኡ ደው ከምዘበለቶ ኣፍሊጣ። እታ ሃገር፣ ነቲ ኣብ እዋን ሚልዮናት ኣ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኢትዮጵያ 100 ሚልዮን ዶላር ብመልክዕ ልቃሕ ሂባ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ንኢትዮጵያ 100 ሚልዮን ዶላር ብመልክዕ ልቃሕ ሂባ

Radio Erena: 27 February 2020 ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ንኢትዮጵያን ናይ ኣስታት 100 ሚልዮን ዶላር  ልቃሕ ስምምዕ ከምዝኸተማ ኣገልግሎት ዜና ኢማራት (ዋም) ሓቢሩ። እቲ ብስም 'ከሊፋ ምወላ ንምዕባለ ናይ [...]
ኢትዮጵያ፣ ብጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ዲጋ ተሃድሶን ብዝምልከት ኣብ ዋሽንግተን ዝተመደበ ዘተ ከምዘይትሳተፍ ኣፍሊጣ

ኢትዮጵያ፣ ብጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ዲጋ ተሃድሶን ብዝምልከት ኣብ ዋሽንግተን ዝተመደበ ዘተ ከምዘይትሳተፍ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 27 February 2020 ኢትዮጵያ፣ ኣብ ጉዳይ እቲ እትሃንጾ ዘላ ዲጋን ኣጠቓቕማ ወሓዚ ናይልን ብዝምልከት ሎሚ ሓሙስን ጽባሕ ዓርብን ኣብ ዋሽንግተን ክካየድ ዝተወጠነ መቕጸልታ ዘተ ከምዝይትሳተፍ ኣፍሊጣ። [...]
ንግብጺ ንኣስታት 30 ዓመታት ዝመርሐ ሑስኒ ሞባረክ ኣብ መበል 91 ዓመት ዕድሚኡ ሞይቱ

ንግብጺ ንኣስታት 30 ዓመታት ዝመርሐ ሑስኒ ሞባረክ ኣብ መበል 91 ዓመት ዕድሚኡ ሞይቱ

Radio Erena: 24 February 2020 ፕረዚደንት ግብጺ ነበር ሑስኒ ሙባረክ ኣብ መበል 91 ዓመቱ፣ ሎሚ 24 ለካቲት ከምዝሞቱ ቴሌቪዥን እታ ሃገር ኣቃሊሓ። እቲ ንግብጺ ን30 ዓመታት ዝመርሐ ሑስኒ ሙባረክ፣ ኣብ [...]
“ግብጺ፣ ኣብ ስምምዕ ኣጠቃቕማ ናይል ተዓዊታ ከምእትወጽእ ርግጽ’ዩ።” ፕረዚደንት ኣል ሲሲ

“ግብጺ፣ ኣብ ስምምዕ ኣጠቃቕማ ናይል ተዓዊታ ከምእትወጽእ ርግጽ’ዩ።” ፕረዚደንት ኣል ሲሲ

Radio Erena: 25 February 2020 ግብጺ፣ ኣብ ጉዳይ እቲ ምስ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዘከራኽራ ዘሎ ስምምዕ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይል ክትዕወት ምዃና ፕረዚደንት ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ኣረጋጊጹ። እቲ ፕረዚደንት ነዚ ዘ [...]
መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን፣ ምስ ተቓወምቲ ምብራቕ ሱዳን ስምምዕ ከቲሙ

መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን፣ ምስ ተቓወምቲ ምብራቕ ሱዳን ስምምዕ ከቲሙ

Radio Erena: 24 February 2020 መሰጋግሪ መንግስቲ ሱዳን፣ ኣብ ትሕቲ ጽላል ሰውራዊ ግንባር ዝተጠርነፉ ዝተፈላለዩ ውድባት ምብራቕ ሱዳን ስምምዕ ከቲሙ። እቲ ብ21 ለካቲት ከምዝተኸተመ ዝተገልጸ ስምምዕ፣ እቲ [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣምቦ ንቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ንምድጋፍ ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ሰልፊ ብዝተወርወረ ቦምባ 10ታት ሰባት ቆሲሎም

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣምቦ ንቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ንምድጋፍ ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ሰልፊ ብዝተወርወረ ቦምባ 10ታት ሰባት ቆሲሎም

Radio Erena: 24 February 2020 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ኦሮሞ፣ ከተማ ኣምቦ፣ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንምድጋፍ ኣብ ዝካየድ ዝነበረ ሰልፊ ብዝተወርወረ ናይ ኢድ ቦምባ 10ታት ሰባት ከምዝቖሰሉ ማዕከናት ዜ [...]
ደቡብ ሱዳን፣ መራሒ ተቓዋሚ ሪክ ማቻር ምኽትል ፕረዚደንት ኮይኑ

ደቡብ ሱዳን፣ መራሒ ተቓዋሚ ሪክ ማቻር ምኽትል ፕረዚደንት ኮይኑ

Radio Erena: 23 February 2020 ፕረዚደንት ደቡብ ሱዳን ሳልቫ ኪር ማያርዲት፣ ንመራሒ ተቓዋሚ ሓይሊ ሪክ ማቻር ናይ ምኽትል ፕረዚደንት መዓርግ ከምዝሃቦ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ሳልቫ ኪር ብዓርቢ 2 [...]
ሊብያ፣ ኣስታት 90 ሓተቲ ዑቕባ ጽዒና ቅድሚ ክልተ ቅነ ዝተበገሰት ጃልባ ደሃያ ጠፊኡ

ሊብያ፣ ኣስታት 90 ሓተቲ ዑቕባ ጽዒና ቅድሚ ክልተ ቅነ ዝተበገሰት ጃልባ ደሃያ ጠፊኡ

Radio Erena: 21 February 2020 ኣስታት 90 ሓተቲ ዑቕባ ጽዒና ቅድሚ ክልተ ሰሙን ካብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ዝተበገሰት ናይ ጎማ ጃልባ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ደሃያ ከምዝጠፍአ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። እታ ዝተ [...]
መራሕቲ ጂቡቲን ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ተመያይጦም

መራሕቲ ጂቡቲን ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ተመያይጦም

Radio Erena: 21 February 2020 ፕረዚደንት ጂቡቲ እስማዒል ዑመር ገለን ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ፑንትላንድ ስዒድ ዓብዱላሂ ዳኒን ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ዘተኮረ ምይይጥ ኣካይዶም። ፕረዚደንት ርእሰ ምምሕዳር ፑን [...]
1 247 248 249 250 251 365 2490 / 3644