Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 245 246 247 248 249 364 2470 / 3639
ኢማራት፣ ኣብ ሶማሊላንድ ዝወጠነቶ ምህናጽ ወትሃደራዊ መዓስከር ጠቕሊሉ ከምዝተሰረዘ ተገሊጹ

ኢማራት፣ ኣብ ሶማሊላንድ ዝወጠነቶ ምህናጽ ወትሃደራዊ መዓስከር ጠቕሊሉ ከምዝተሰረዘ ተገሊጹ

Radio Erena: 10 March 2020 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ክትሃንጾ ዝወጠነ ቀዋሚ ወትሃደራዊ መዓስከር ከምዝተሰረዘ ማዕከን ዜና ጋሮወ ሓቢሩ። እቲ ካብ 2017 ኣትሒዙ ክህነጽ ዝጀመረ [...]
ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን፣ ፈተነ ቅትለት ተኻይድሉ

ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን፣ ፈተነ ቅትለት ተኻይድሉ

Radio Erena: 09 March 2020 ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ፈተነ ቅትለይ ከምዝተኻየደሉ ቴሌቪዥን እታ ሃገር ሓቢራ። እቲ ፈተነ ቅትለት፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ሓምዶክ፣ ሎሚ 9 መጋቢት ናብ ቤት ጽሕፈቱ እ [...]
8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ተዘኪራ

8 መጋቢት ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ተዘኪራ

Radio Erena: 09 March 2020 ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቂንስትዮ ትማሊ ሰንበት 8 መጋቢት ብደረጃ ዓለም ተዘኪራ ውዒላ። እዚ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብዝተፈላለየ ኣገባባት ዝተዘከረ፣ ኣህጉራዊ መዓልቲ፣ ደቂንስትዮ ኣብ [...]
ኣመሪካ፣ ን12 ዓመታት ክትሃድኖ ዝጸንሐት ሓደ ካብ መራሕቲ ኣልሸባብ ከምዝቐተለቶ ኣፍሊጣ

ኣመሪካ፣ ን12 ዓመታት ክትሃድኖ ዝጸንሐት ሓደ ካብ መራሕቲ ኣልሸባብ ከምዝቐተለቶ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 09 March 2020 ኣመሪካ፣ ኣብ ሶማል ኣብ ዘካየደቶ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ፣ በሺር መሓመድ ቆርጋብ ዝተባህለ ሓደ ካብ ወትሃደራውያን መራሕቲ ኣልሸባብ ከምዝቐተለቶ ኣፍሊጣ። እታ ሃገር፣ ኣብ 22 ለካቲ [...]
መ. ኢትዮጵያ ኣብ ግብጽን ሱዳንን ንዘለዉ ኣምባሳደራቱ ምጽውዑ፣ ምስቲ  ምስ ግብጺ ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ ዝተኣሳሰር ኣይኮነን ክብል ገሊጹ

መ. ኢትዮጵያ ኣብ ግብጽን ሱዳንን ንዘለዉ ኣምባሳደራቱ ምጽውዑ፣ ምስቲ ምስ ግብጺ ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ ዝተኣሳሰር ኣይኮነን ክብል ገሊጹ

Radio Erena: 08 March 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ግብጽን ሱዳንን ንዘለዉ ኣምባሳደራቱ ምጽውዑ፣ ምስቲ ብጉዳይ ፈለግ ናይል ተኣሳሲሩ ምስ ግብጺ ተፈጢሩ ዘሎ ወጥሪ ዝተኣሳሰር ኣይኮነን ክብል ገሊጹ። ሚድል ኢስት ሞኒቶር [...]
ኣብ ደቡብ ሱዳን ሰፊኑ ዘሎ ብልሽውና ሰማይ ዓሪጉ ከምዘሎ ተገሊጹ

ኣብ ደቡብ ሱዳን ሰፊኑ ዘሎ ብልሽውና ሰማይ ዓሪጉ ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 08 March 2020 መራሕቲ ደቡብ ሱዳን ስልጣን ተመቓሪሖም ሓድሽ መንግስቲ ንምምስራት ኣብ ዝዳለዉሉ ዘለዉ እዋን፣ ኣብታ ሃገር ሰፊኑ ዘሎ ብልሽውና ሰማይ ዓሪጉ ከምዘሎ ተገሊጹ። ሰበስልጣናት ደቡብ ሱዳን፣ ስልጣኖ [...]
ባንክ ዓለም፣ 5.3 ቢልዮን ዶላር ዕዳ ሶማል ክስረዝ ምዃኑ ኣፍሊጡ

ባንክ ዓለም፣ 5.3 ቢልዮን ዶላር ዕዳ ሶማል ክስረዝ ምዃኑ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 05 March 2020 ባንክ ዓለም፣ ሶማል ንዝጸንሓ 5.3 ቢልዮን ዶላር ውህሉል ዕዳ ከምዝስርዘላ ኣፍሊጡ። እቲ ባንክ ምስ መሻርኽቱ ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ፣ ቁጠባዊ ዓቕሚ ናይተን ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገ [...]
ሱዳን፣ ን13 ሽሕ ናይ ወጻኢ መበቆል ዘለዎም ሱዳናውያን፣ ዜግነት መንጢላ

ሱዳን፣ ን13 ሽሕ ናይ ወጻኢ መበቆል ዘለዎም ሱዳናውያን፣ ዜግነት መንጢላ

Radio Erena: 04 March 2020 መንግስቲ ሱዳን፣ ወጻኢ ሃገራት ዝመበቆሎም ኣስታት 13 ሽሕ ሱዳናውያን፣ ዜግነት ከምዝመንጠለት ጋዜጣ ኣል ወጠን ካብ ካርቱም ሓቢራ። እንተኾነ እዞም ዜግነት ተመንጢሎም ዘለዉ ኣስታ [...]
ኣመሪካ፣ ኣርባዕተ ወትሃደራውያን ጀላቡ ንጂቡቲ ብሓገዝ ኣበርኪታ

ኣመሪካ፣ ኣርባዕተ ወትሃደራውያን ጀላቡ ንጂቡቲ ብሓገዝ ኣበርኪታ

Radio Erena: 04 March 2020 ከም መቐጸልታ ናይቲ ኣመሪካ ንጂቡቲ እትገብሮ ወትሃደራዊ ድጋፍ፣ ኣብዚ ዝሃለፈ ወርሒ ኣርባዕተ ጀላቡ ንሓይሊ ባሕሪ እታ ሃገር ከምዘበርከተት ወትሃደራውያን ምንጭታት ገሊጾም። እተን [...]
ሶማል፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ሚሊሻ ዞባ ጌዶን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውግእ ሓያሎ ተቐቲሎም

ሶማል፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ሚሊሻ ዞባ ጌዶን ኣብ ዝካየድ ዘሎ ውግእ ሓያሎ ተቐቲሎም

Radio Erena: 04 March 2020 ኣብ ሶማል፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስቲን ንምንጻል ጁባላንድ፣ ኣብ ዞባ ጌዶ ዝንቀሳቐሱን ሚሊሻ ውግእ ይካየድ ከምዘሎ ዝተፈላለዩ ወገናት ካብታ ሃገር ሓቢሮም። እቲ ኣብዚ ሳልስቲ' [...]
1 245 246 247 248 249 364 2470 / 3639