Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 203 204 2052045 / 2045

ኣብ ኬንያ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ተኻዪዱ

ኣብ ኬንያ ዝተኻየደ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብውሑዱ ሓደ ፖሊስ ክመውት እንከሎ ትሽዓተ ካልኦት ድማ ብኸቢድ ቆሲሎም ኣብ ሆስፒታል ተዓቚቦም ከምዘለዉ፣ ካብታ ሃገር ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ኣብ ዞባታት መስሕብ ቱሪዝም ምዃኑ ዝተ [...]

250 ዕጡቓት ኣልሸባብ ሰሊሞም

ኣስታት 250 ዝግመቱ ዕጡቓት ኣልሸባብ፣ ናብ ሰራዊት ሕበርት ኣፍሪቃ ማለት ኣሚሶም ከምዝሰለሙ ተገሊጹ። እቶም፣ 80 ኪሎሜተር ካብ ሞቛድሾ ርሒቓ ኣብ እትርከብ ከተማ ጆውሃር ናብ ኣሚሶም ዝሰለሙ ኣስታት 250 ዕጡቓት ኣልሸባብ፣ ኣብ [...]

ኣብ ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ዴሞክራስያዊ ምስግጋር ስልጣን ክትግበር ምኽኣሉ ተስፋ ሰላም’ዩ

ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ዝርከባ ሃገራት ኢትዮጵያን ሶማልን፣ ዴሞክራስያዊ መስርሕ ዝተኸተለ ምስግጋር ስልጣን ክትግበር ምኽኣሉ፣ ኣብቲ ዞባ ዝዓበየ ተስፋ ሰላም’ዩ ክብሉ ዲፕሎማሰኛታት ይገልጽዎ ኣለዉ። ብሸኽ ሸሪፍ ሸኽ ኣሕመድ ዝ [...]

ቀ.ሚ. ሃይለማርያን ደሳለኝ ኣቦ ወንበር ኢህወደግ ኮይኑ

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ስልጣን ዘሎ ሰልፊ ኢህወደግ፣ ሓድሽ ኣቦ ወንበር መሪጹ።ሚኒስተር መራኸቢታት ኢትዮጵያ ኣቶ በረኸት ስምኦን ኣብ ዝሃቦ ጋዜጣዊ መግለጺ፣ ሰልፊ ኢህወደግ ሓድሽ ኣቦ ወንበር ንምምራጽ ኣብ ዘካየዶ ዋዕላ፣ ንቀዳማይ ሚኒስተር [...]

ኣብ ዶብ ኡጋንዳን ደቡብ ሱዳንን፣ ዝምታ ይካየድ

ኣብ ዶብ ኡጋንዳን ደቡብ ሱዳንን፣ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ዝምታ ይካየድ ከምዘሎ ምንጭታት ዜና ካብ ጁባ ይሕብሩ። እቶም መንነቶም ዘይተፈልጡ ዕጡቓት፣ ቦዳ ቦዳ ተባሂለን ብዝፍለጣ ሞተር ሳይክል ካብን ናብን እናተንቐሳቐሱ ብፍላ [...]
1 203 204 2052045 / 2045