Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 173 174 175 176 177 364 1750 / 3637
“ሱዳን፣ ናብ ከቢድ ቅልውላው ከተምርሕ ትኽእል’ያ።” ቀ/ሚ ዓብደላ ሓምዶክ

“ሱዳን፣ ናብ ከቢድ ቅልውላው ከተምርሕ ትኽእል’ያ።” ቀ/ሚ ዓብደላ ሓምዶክ

Radio Erena: 17 June 2021 ሱዳን፣ ብሰንኪ'ዚ ዝካየድ ዘሎ ናዕቢ፣ ናብ ከቢድ ቅልውላው ከተምርሕ ከምእትኽእል ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ኣጠንቂቑ። ንሱ ብቴሌቪዥን እታ ሃገር ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፣ ሱዳን [...]
ኣብ ሱዳን ዝመደበቶ ወትሃደራዊ መዓስከር መሰናኽል ዘጋጠማ ሩስያ፣ ምስ ጂቡቲ ትዝቲ

ኣብ ሱዳን ዝመደበቶ ወትሃደራዊ መዓስከር መሰናኽል ዘጋጠማ ሩስያ፣ ምስ ጂቡቲ ትዝቲ

Radio Erena: 17 June 2021 ሩስያን ጂቡቲን፣ ኣብ ሓያሎ ጉዳያት ዘተኮረ ዘተ ኣካይደን። እዘን ክልተ ሃገራት፣ ኣብ ንግዲ፣ ወፍሪ፣ ቁጠባ፣ ሕርሻን ካልእን ዘተኮረ ዘተ ከምዘካየዳ ዝተገልጸ፣ ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ፣ [...]
መብዛሕቶም ዜጋታት ኢትዮጵያ ዝኾኑ ስደተኛታት ዝጽዓነት ጃልባ፣ ኣብ  ገማግም የመን ብምጥሓላ 10ታት ሰባት ሞይቶም

መብዛሕቶም ዜጋታት ኢትዮጵያ ዝኾኑ ስደተኛታት ዝጽዓነት ጃልባ፣ ኣብ ገማግም የመን ብምጥሓላ 10ታት ሰባት ሞይቶም

Radio Erena: 15 June 2021 መብዛሕቶም ዜጋታት ኢትዮጵያ ምዃኖም ዝተገልጹ ኣስታት 200 ስደተኛታት ዝዓጸነት ጃልባ፣ ኣብ ገማግም ባሕሪ የመን ከምዝጠሓለት ስበ ስልጣን የመን ገሊጾም። እቶም ስበ ስልጣን፣ ካብ [...]
ኢትዮጵያ፣ ንተደጋጋሚ እዋን ክሰጋገር ዝጸንሐ ምርጫ፣ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት እታ ሃገር ኣብ ዝተመደበሉ ግዜ ከምዘይካየድ ተሓቢሩ

ኢትዮጵያ፣ ንተደጋጋሚ እዋን ክሰጋገር ዝጸንሐ ምርጫ፣ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት እታ ሃገር ኣብ ዝተመደበሉ ግዜ ከምዘይካየድ ተሓቢሩ

Radio Erena: 15 June 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብተደጋጋሚ እዋን ክሰጋገር ዝጸንሐ ምርጫ፣ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት እታ ሃገር፣ ኣብ ዝተመደበሉ ግዜ፣ ኣብ 21 ሰነ ከምዘይካየድ ቦርድ ምርጫ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ ቦ [...]
ኬንያ፣ ደው ኣቢላቶ ዝጸንሐት፣ ካብን ናብን ሶማል ዝካየድ ናይ ነፈርቲ መጓዓዝያ ክቕጽል ወሲና

ኬንያ፣ ደው ኣቢላቶ ዝጸንሐት፣ ካብን ናብን ሶማል ዝካየድ ናይ ነፈርቲ መጓዓዝያ ክቕጽል ወሲና

Radio Erena: 15 June 2021 ኬንያ፣ ካብ 11 ግንቦት ኣትሒዛ፣ ደው ኣቢላቶ ዝጸንሐት፣ ካብን ናብን ሶማል ዝካየድ ናይ ነፈርቲ መጓዓዝያ፣ ከምዘልዓለቶ ኣፍሊጣ። ኬንያ፣ ኣብቲ ጉዳይ ድሕሪ ምምካር፣ ምእንቲ ረብሓ [...]
ማሕበር ሃገራት ዓረብ፡ ብጉዳይ ናይል፡ ኣብ ቀጠር ፍሉይ ኣኼባ ከካዪድ እዩ

ማሕበር ሃገራት ዓረብ፡ ብጉዳይ ናይል፡ ኣብ ቀጠር ፍሉይ ኣኼባ ከካዪድ እዩ

Radio Erena: 13 June 2021 ማሕበር ሃገራት ዓረብ ብጉዳይ ናይል ብዝምልከት ፍሉይ ኣኼባ ከካዪድ እዩ። እቲ ብግብጺን ሱዳንን ከምዝተጸወዐ ዝተገልጸ ፍሉይ ኣኼባ፣ ንሰሉስ 15 ሰነ፡ ኣብ ቀጠር፡ ከተማ ዶሓ ክካየድ ምዃ [...]
ጂቡቲ፣ ተወላዶ ትግራይ ዝኾኑ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ኢትዮጵያ ምምላሳ UNHCR ኮኒኑ

ጂቡቲ፣ ተወላዶ ትግራይ ዝኾኑ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ኢትዮጵያ ምምላሳ UNHCR ኮኒኑ

Radio Erena: 11 June 2021 መንግስቲ ጂቡቲ፣ ተወላዶ ትግራይ ዝኾኑ ሰለስተ ሓተቲ ዑቕባ ናብ ኢትዮጵያ ምምላሱ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኮኒኑ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ዝኾ [...]
ሩስያ፣ ኣብ ሱዳን ክትሃንጾ ዝመደበት መደበር ሓይሊ ባሕሪ ናብ ኤርትራ ከተሰጋገሮ ትህንጠ ምህላዋ ተሓቢሩ

ሩስያ፣ ኣብ ሱዳን ክትሃንጾ ዝመደበት መደበር ሓይሊ ባሕሪ ናብ ኤርትራ ከተሰጋገሮ ትህንጠ ምህላዋ ተሓቢሩ

Radio Erena:10 June 2021 ኣብ ሱዳን ክትሃንጾ ዝመደበት መደበር ሓይሊ ባሕሪ ክዕወት ከምዘይክእል ኣብ መደምደምታ ዝበጽሐት ሩስያ፣ ናብ ኤርትራ ከተሰጋግሮ ከምእትኽእል ወትሃደራውያን ተንተንቲ ኣንፊቶም። መንግስታዊ ኣ [...]
ሱዳንን ግብጽን፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳያት ንምምኽኻር፣ ኣኼባ ሚኒስተራት ኣካይደን

ሱዳንን ግብጽን፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳያት ንምምኽኻር፣ ኣኼባ ሚኒስተራት ኣካይደን

Radio Erena:10 June 2021 ሱዳንን ግብጽን፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ጉዳያት ንምምኽኻር ዝዓለመ ኣኼባ ሚኒስተራት ኣካይደን። እቲ ብሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢን፣ ሃብቲ ማይን ሕርሻን ተመሪሑ፣ ብረቡዕ 9 ሰነ ኣ [...]
ቀጠርን ጂቡቲን፣ ኣብ መዳይ ትምህርቲ ክተሓጋገዛ ኣብ ስምምዕ በጺሐን

ቀጠርን ጂቡቲን፣ ኣብ መዳይ ትምህርቲ ክተሓጋገዛ ኣብ ስምምዕ በጺሐን

Radio Erena:10 June 2021 ቀጠር፣ ኣብ ጂቡቲ፣ ኣብ ምስፋሕ ትምህርቲ ዝዓለመ ዝተፈላለየ ፕሮጀክታት ንምምዋል ምስ መንግስቲ ጁቡቲ መዘክር ምኽታማ ተሓቢሩ። እቲ 'ትምህርቲ ንኹሉ' ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ ብባንክ [...]
1 173 174 175 176 177 364 1750 / 3637