Category: ኣህጉራዊ ዜና
ኢትዮጵያ፣ ዲጋ ተሃድሶ ንካልኣይ እዋን ምምላእ ምጅማራ፣ ሕጋዊ ኣይኮነን ክትብል ግብጺ ተቓዊማ
Radio Erena: 06 July 2021
ኢትዮጵያ፣ ዲጋ ተሃድሶ ንኻልኣይ እዋን ምምላእ ከምዝጀመረት ዝሕበር ደብዳቤ ናብ ግብጺ ከምዝልኣኸት ተፈሊጡ።
እቲ መልእኽቲ ናብ ግብጺ ከምዝበጽሐ ዘፍለጠ፣ ሚኒስተር ሃብቲ ማይን ሕር [...]
ግብጺ ሓድሽ መደብር ሓይሊ ባሕሪ ሃኒጻ
Radio Erena: 06 July 2021
ግብጺ፣ ዝሃነጸቶ ሓድሽ መደበር ሓይሊ ባሕሪ ስርሑ ጀሚሩ።
እቲ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ዝተሃንጸ፣ ናብ ሊብያ ዝቐረበ መደብር ሓይሊ ባሕሪ፣ ፕረዚደንት ግብጺ፣ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ብ3 [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 14 ጋዜጠኛታትን ማሕበረ ሰብ ሜድያን ኣሲሩ
Radio Erena: 05 June 2021
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ልዕሊ 14 ጋዜጠኛታትን ማሕበረ ሰብ ሜድያን ከምዝኣሰረ ኣብ ኒዮርክ ዝመደበሩ ኮሚተ ምጥባቕ ጋዜጠኛታት ገሊጹ።
እቲ ንናጽነት ፕረስ ዝጣበቕ ኣህጉራዊ ትካል፣ ኣብ [...]
ዜጋታት ኤርትራ ዝርከብዎም 127 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ጥሒላ
Radio Erena: 05 June 2021
ናብ ኤውሮጳ ንምእታው ዝሓለኑ 127 ስደተኛታት ዝጸዓነት ጃልባ፣ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ፣ ክሊ ማይ ቱኒዝያ ከምዝጠሓለት ሰበ ስልጣን እታ ሃገር ኣፍሊጦም።
እታ ጃልባ፣ ገማግም ደቡባዊ [...]
ሱዳን: 24 ኣባላት ጸጥታ ብሽበራ ተኸሲሶም
Radio Erena: 04 July 2021
ኣብ ሱዳን፣ 24 ኣባላት ጸጥታ ብሽበራ ተኸሲሶም።
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሱዳን ብዓርቢ ክልተ ሓምለ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቶም ኣባላት’ቲ ብፕረዚደንት ነበር ኣልበሽር ዝተመስረተ ትካል ጸጥታ [...]
ሶማል፡ ኣብ ሞቓድሾ ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ቦምባ ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ ናብ 10 ደዪቡ
Radio Erena: 04 July 2021
ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ብዝተኻየደ መጥቃዕቲ ቦምባ ናይ ዝሞቱ ሰባት ቁጽሪ ናብ 10 ደዪቡ።
ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ብዓርቢ 2 ሓምለ ኣብታ ከተማ ብዘካየዶ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ ብውሑዱ 15 ሰባት እ [...]
ሱዳን፣ መሰጋገሪ መንግስቲ ካብ ስልጣን ክእለ ዝጽውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ተኻይዱ
Radio Erena: 02 July 2021
መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን፣ ንዘተኣታትዎ ዘሎ ናይ ቁጠባ ፖሊሲታት ዝቃወም ሰለማዊ ሰልፊ፣ ኣብ ካርቱም ተኻይዱ።
እቲ ኣማኢት ሱዳናውያን ዝተሳተፍዎ፣ ብ30 ሰነ ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ [...]
ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ፣ ንሱዳን ልዕሊ 2.5 ቢልዮን ዶላር ክምውል’ዩ
Radio Erena: 01 July 2021
ኣህጉራዊ ማዕከን ገንዘብ -IMF፣ ንሱዳን ኣስታት 2.5 ቢልዮን ዶላር ምወላ ከምዝፈቐደ ኣፍሊጡ።
እቲ ምወላ፣ ኣብ ውሽጢ 3 ዓመታት ንሱዳን ክወሃብ'ዩ።
እዚ ኣህጉራዊ ፊናንስያዊ ትካ [...]
ሶማል፣ ኣብ 10 ጥቅምቲ ሓድሽ ፕረዚደንት ክትመርጽ’ያ
Radio Erena: 01 July 2021
ሶማል፣ ኣብ 10 ጥቅምቲ ሓድሽ ፕረዚደንት ክትመርጽ ምዃና ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር መሓመድ ሑሰን ሮብለ ኣፍሊጡ።
ምስ መራሕቲ ርእሰ ምምሕዳራትን ቀቢላታትን ሶማል ኣብ ዝተበጽሐ ስምምዕ [...]
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ግብጺ፣ ብዛዕባ ኢትዮጵያ ትወስዶ ዘላ ስጉምታት ብዝምልከት ምስ መራሕቲ ሱዳንን እዋናዊ ኣቦ መንበብር ሕብረት ኣፍሪቃን ተመያይጡ
Radio Erena:30 June 2021
ብጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት፣ ጀነራል ፋሪድ ሄግዛይ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ግብጺ፣ ኣብ ዴሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎን ሱዳንን ምብጻሕ ኣካይዱ።
ዕላማ ዑደት እቲ ወትሃደ [...]