Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 152 153 154 155 156 365 1540 / 3644
ኣብ መንበሪ ቤት ጀነራል ኣል ቡርሃን ተታሒዙ ዝጸንሐ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ናብ ቤቱ ተሰጋጊሩ

ኣብ መንበሪ ቤት ጀነራል ኣል ቡርሃን ተታሒዙ ዝጸንሐ ቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ናብ ቤቱ ተሰጋጊሩ

Radio Erena: 28 October 2021 ብዕልዋ ካብ ስልጣኑ ዝተኣልየ ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን፣ ዓብደላ ሓምዶክ፣ ናብ ናይ ገዛ ማሕዩር ከምዝተሰጋገረ ተሓቢሩ። እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ መንበሪ ቤት ናይቲ ዕልዋ ዝመርሐ ጀነ [...]
ኣብ ካምፓላ ዝተኻየደ ክልተ መጥቃዕታት፣ ‘ኪዳን ደሞክራስያውያን ሓይልታት’ ዝተባህለ እስላማዊ ምንቅስቓስ ፈጺሙዎ ክብል ፖሊስ ገሊጹ

ኣብ ካምፓላ ዝተኻየደ ክልተ መጥቃዕታት፣ ‘ኪዳን ደሞክራስያውያን ሓይልታት’ ዝተባህለ እስላማዊ ምንቅስቓስ ፈጺሙዎ ክብል ፖሊስ ገሊጹ

Radio Erena: 28 October 2021 ኣብ ኡጋንዳ፣ ከተማ ካምፓላ፣ ዝተፈጸመ ክልተ መጥቃዕታት፣ ኪዳን ደሞክራስያውያን ሓይልታት ዝተባህለ ተቓዋሚ ውድብ እዩ ፈጺሙዎ ክብል፣ ፖሊስ እታ ሃገር ገሊጹ። እቲ ብ23 ከምኡ [...]
ሶማል፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት ፈደራልን መላፍንቱ ዝነበረ ሓይሊ ኣህሉ ሱናን ብዝተኻየደ ግጭት ናይ ዝሞቱ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 120 በጺሑ

ሶማል፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት ፈደራልን መላፍንቱ ዝነበረ ሓይሊ ኣህሉ ሱናን ብዝተኻየደ ግጭት ናይ ዝሞቱ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 120 በጺሑ

Radio Erena: 27 October 2021 ኣብ ሶማል፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ዕጡቕ ሓይሊ ኣህሉ ሱና ዋላ ጂምዓን ብዝተኻየደ ግጭት ናይ ዝሞቱ ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 120 በጺሑ። ኣብቲ ካብ 23 ክሳብ 25 ጥቅምቲ፣ [...]
‘ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ኣብ ገዛይ’ዩ ተታሒዙ ዘሎ።’ ጀነራል ኣል ቡርሃን

‘ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ ኣብ ገዛይ’ዩ ተታሒዙ ዘሎ።’ ጀነራል ኣል ቡርሃን

Radio Erena: 26 October 2021 ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ፣ ኣብ መንበሪ ገዛ ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፣ ጀነራል ኣልቡርሃን ተታሒዙ ከምዘሎ እቲ ጀነራል ገሊጹ። ንሲቪላዊ ወገን መሰጋገ [...]
ፕረዚደንትን ቀዳማይ ሚኒስተርን ሶማል፣ ኣብ ምሻም መተካእታ ናይቲ ምስ ጉዳይ ኤርትራ ብዝተሓሓዝ ካብ ስልጣኑ ዝተሰጎገ ሓድሽ ሓላፊ ስለያ ተሰማሚዖም

ፕረዚደንትን ቀዳማይ ሚኒስተርን ሶማል፣ ኣብ ምሻም መተካእታ ናይቲ ምስ ጉዳይ ኤርትራ ብዝተሓሓዝ ካብ ስልጣኑ ዝተሰጎገ ሓድሽ ሓላፊ ስለያ ተሰማሚዖም

Radio Erena: 26 October 2021 ብጉዳይ ምርጫን ናብ ኤርትራ ብዛዕባ ዝተላእኩ ወትሃደራት ሶማል ብዝተተሓሓዘ ምስጓግ ሓላፊ ስለያን ክሰሓሓቡ ዝጸንሑ ፕረዚደንት ሶማል መሓመድ ፋርማጆን ቀዳማይ ሚኒስተር ሑሰን ሮበለን [...]
ሱዳን፣ ወትሃደራዊ ጉጅለ ንሲቪላዊ ወገን መሰጋገሪ መንግስቲ በቲኑ

ሱዳን፣ ወትሃደራዊ ጉጅለ ንሲቪላዊ ወገን መሰጋገሪ መንግስቲ በቲኑ

Radio Erena: 25 October 2021 ኣብ ሱዳን፣ ብልፍንቲ መሰጋገሪ መንግስቲ ኣቝሙ ዝጸንሐ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ነቲ ሲቪላዊ ወገን ከምዝኣለዮ ተሓቢሩ። እቲ ወትሃደራዊ ጉጅለ፣ ብቀዳማይ ሚኒስተር ዓብደላ ሓምዶክ ንም [...]
ሶማል፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት ፈደራልን መላፍንቱ ዝነበረ ሓይሊን ብዝተኻየደ ግጭት ልዕሊ 30 ሰባት ተቐቲሎም

ሶማል፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት ፈደራልን መላፍንቱ ዝነበረ ሓይሊን ብዝተኻየደ ግጭት ልዕሊ 30 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 24 October 2021 ኣብ ሶማል፣ ኣብ መንጎ ሰራዊት መንግስትን ዕጡቕ ሓይሊ ኣህሉ ሱና ዋላ ጂምዓን ብዝተኻየደ ግጭት ብውሕዱ 30 ሰባት ተቐቲሎም። ኣብቲ ኣብ ዞባ ጋልምዱግ፣ ኣብ ቀዳመ-ሰንበት ዝተ [...]
ካምፓላ፣ ብውሕዱ ሓደ ሰብ ዝቐተለ ምፍንጃር ኣጋጢሙ

ካምፓላ፣ ብውሕዱ ሓደ ሰብ ዝቐተለ ምፍንጃር ኣጋጢሙ

Radio Erena: 24 October 2021 ኣብ ኡጋንዳ፣ ከተማ ካምፓላ፣ ብቀዳም 23 ጥቅምቲ ዘጋጠመ ምፍንጃር፣ ሽበራዊ መጥቃዕቲ ክኸውን ከምዝኽእል ፕረዚደንት ዩዌሪ ሙሴቬኒ ገሊጹ። ኣዛዚ ፖሊስ እታ ሃገር፣ ኣሳን ካሲን [...]
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደው ክብል፣ ሩስያ ጸዊዓ

ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደው ክብል፣ ሩስያ ጸዊዓ

Radio Erena: 24 October 2021 ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ደው ክብል፣ ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሓይልታት ትግራይን ከኣ ናብ መኣዲ ዘተ ክቐርቡ፣ ሩስያ ጸዊዓ። ካብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሩስ [...]
ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ሱዳን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዘካዪደሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ላዕለዎት ሰበስልጣን ዘሎ ፍልልይ እንዳሰፈሐ ይመጽእ

ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ሱዳን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዘካዪደሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ላዕለዎት ሰበስልጣን ዘሎ ፍልልይ እንዳሰፈሐ ይመጽእ

Radio Erena: 24 October 2021 ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸር ህዝቢ ሱዳን ሲቪላዊ ምምሕዳር’ቲ መንግስቲ ንዝወሰዶ መርገጺ ብምድጋፍ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ዘካዪደሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ላዕለዎት ሰበስልጣን ዘሎ ፍልልይ እንዳሰፈሐ ይ [...]
1 152 153 154 155 156 365 1540 / 3644