Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 150 151 152 153 154 365 1520 / 3647
‘ሓይልታት ትግራይ ኣብ ክልል ኣምሓራ ጾታዊ ዓመጽ ፈጺሞም’ ክብል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ወቒሱ

‘ሓይልታት ትግራይ ኣብ ክልል ኣምሓራ ጾታዊ ዓመጽ ፈጺሞም’ ክብል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ወቒሱ

Radio Erena: 11 November 2021 ሓይልታት ትግራይ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ዞባ ደቡብ ጎንደር፣ ኣብ ልዕሊ ደቂንስትዮ ጾታዊ ዓመጽ ፈጺሞም ክብል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ወቒሱ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ተጣባቒ ሰብኣ [...]
ምስ ኡጋንዳን ርዋንዳን ኣብ ዘዳውብ ምብራቓዊ ኮንጎ ብዝተወልዐ ግጭት ልዕሊ 11 ሽሕ ሰባት ካብ መነባብርኦም ተመዛቢሎም

ምስ ኡጋንዳን ርዋንዳን ኣብ ዘዳውብ ምብራቓዊ ኮንጎ ብዝተወልዐ ግጭት ልዕሊ 11 ሽሕ ሰባት ካብ መነባብርኦም ተመዛቢሎም

Radio Erena: 11 November 2021 ኣብ ደሞክራስያዊት ሪፖብሊክ ኮንጎ ኣብ ዝተጎሃሃረ ግጭት፣ ልዕሊ 11 ሽሕ ሰባት ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ከምዝተሰደዱ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። እቲ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ፣ ንኡጋንዳን ርዋን [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ‘ተወላዶ ትግራይ ዝኾኑ’ 16 ሰራሕተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣሲሩ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ‘ተወላዶ ትግራይ ዝኾኑ’ 16 ሰራሕተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣሲሩ

Radio Erena: 10 November 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ተወላዶ ትግራይ ዝኾኑ ዜጋታት እታ ሃገር ብኣልማማ ኣብ ዝኣስረሉ ዘሎ እዋን፣ ብውሕዱ16 ሰራሕተኛታት ሕቡራት ሃገራት ብተመሳሳሊ ምኽንያት ኣብ ቀይዲ ከምዘእተዎ [...]
“ኢትዮጵያ፣ ናብ ዝበኣሰ ዓዘቕቲ ኵናት ሓድሕድ ትሽመም ኣላ።” ተሓጋጋዚት ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳያት ፖለቲካ

“ኢትዮጵያ፣ ናብ ዝበኣሰ ዓዘቕቲ ኵናት ሓድሕድ ትሽመም ኣላ።” ተሓጋጋዚት ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳያት ፖለቲካ

Radio Erena: 10 November 2021 ኢትዮጵያ፣ ናብ ዝበኣሰ ዓዘቕቲ ኵናት ሓድሕድ ትሽመም ኣላ ክትብል ተሓጋጋዚት ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳያት ፖለቲካን ምህናጽ ሰላምን፣ ሮዝመሪ ዲ ካርሎ ኣጠንቂቓ። ን [...]
መንግስቲ ኩዌት ብፍቓዱ ስልጣኑ ክሓድግ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ

መንግስቲ ኩዌት ብፍቓዱ ስልጣኑ ክሓድግ ከምዝደሊ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 09 November 2021 ብቀዳማይ ሚኒስተር ሸኽ ሰባሕ ኣል ካልድ ኣል ሳባሕ ዝምራሕ መንግስቲ ኩዌት፣ ብፍቓዱ ስልጣኑ ክሓገድ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ፣ ስልጣኑ ንምሕዳግ፣ ብሰኑይ 8 ሕዳር፣ ናብ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዞባ መተከል ብዝተኻየደ ተኸታታሊ መጥቃዕታት ሓይሎ ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ዞባ መተከል ብዝተኻየደ ተኸታታሊ መጥቃዕታት ሓይሎ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 08 November 2021 ዕጡቓት ጉሙዝ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉሙዝ፣ ኣብ ዝርከብ ዞባ መተከል ብዘካየድዎ መጥቃዕታት ብውሕዱ ትሽዓተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ተገሊጹ። ዘ ሪፖርተር ንነበርቲ እቲ ከባቢ ብም [...]
ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ቅጽበታዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስጉምቲ ክውሰድ ጸዊዑ፤ ሳልቫ ኪር ሽምግልና ከካይድ ደገፍ ሃገራት ኣፍሪቃ ሓቲቱ

ባይቶ ጸጥታ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ቅጽበታዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስጉምቲ ክውሰድ ጸዊዑ፤ ሳልቫ ኪር ሽምግልና ከካይድ ደገፍ ሃገራት ኣፍሪቃ ሓቲቱ

Radio Erena: 07 November 2021 ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት፣ ኣብ ኢትዮጵያ ቅጽበታዊ ተኹሲ ደው ናይ ምባል ስጉምቲ ክውሰድ ጻውዒት ኣቕሪቡ። ባይቶ ጸጥታ ብዓርቢ 5 ሕዳር ንኢትዮጵያ ብዝምልከት ኣብ ዝገበሮ ፍሉይ ኣኼባ [...]
መንግስቲ ሶማል ንሓደ ካብ ወከልቲ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ሰጒጉ

መንግስቲ ሶማል ንሓደ ካብ ወከልቲ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ሰጒጉ

Radio Erena: 07 November 2021 መንግስቲ ሶማል ንሓደ ካብ ወከልቲ ዓቃብ ሰላም ሕብረት ኣፍሪቃ ከምዝሰጎገ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ሳይመን ሙሎንጎ ዝተባህለ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ዓቃብ ሰላም፣ [...]
ትዊተር፣ ንኩነታት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዝመሓላለፍ መልእኽታት ጽጽያ ክገብር ጀሚሩ

ትዊተር፣ ንኩነታት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዝመሓላለፍ መልእኽታት ጽጽያ ክገብር ጀሚሩ

Radio Erena: 07 November 2021 ሓደ ካብ ዓበይቲ ማሕበራዊ መራኸቢታት ዝኾነ ‘ትዊተር’፣ ንኩነታት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ዝመሓላለፍ መልእኽታት ጽጽያ ክገብር ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ኣካየድቲ’ቲ ትካል ኣብ ዝዘርግሑዎ ሓበሬ [...]
ኣመሪካ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኩሎም ዜጋታት ብዝቐልጠፈ ክወጹ ጸዊዓ

ኣመሪካ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኩሎም ዜጋታት ብዝቐልጠፈ ክወጹ ጸዊዓ

Radio Erena: 06 November 2021 ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብዓርቢ 05 ሕዳር ኣብ መርበብ ሓበሬታኡ ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ ጸጥታዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ተኣፋፊ ከምዘሎ ብምዝኽኻር፣ ኩሎም ዜጋታቱ ብዝቐልጠፈ ካብ [...]
1 150 151 152 153 154 365 1520 / 3647