Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 149 150 151 152 153 361 1510 / 3604
ሱዳን፣ ንመሰጋገሪ መንግስቲ ዝድግፉ ኣሽሓት ሰባት ሰለማዊ ሰልፊ ጀሚሮም

ሱዳን፣ ንመሰጋገሪ መንግስቲ ዝድግፉ ኣሽሓት ሰባት ሰለማዊ ሰልፊ ጀሚሮም

Radio Erena: 21 October 2021 ኣብ ሱዳን፣ ነቶም ወትሃደራዊ ዕልዋ ዝድግፉ ሰለፈኛታት ንምቅዋምን፣ ንመሰጋገሪ መንግስቲ ንምድጋፍን ዝዓለም ሰለማዊ ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። እቶም ኣብ21 ጥቅምቲ ኣብ ካርቱም ሓድሽ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከባቢ መቐለ ኣብ ዘካየዶ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ፣ ሰለስተ ቆልዑ ከምዝቐተለ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከባቢ መቐለ ኣብ ዘካየዶ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ፣ ሰለስተ ቆልዑ ከምዝቐተለ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ

Radio Erena: 20 October 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብሰኑይ 18 ጥቅምቲ፣ ኣብ ከባቢ መቐለ ኣብ ዘካየዶ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ፣ ሰለስተ ቆልዑ ከምዝተቐትሉን ሓደ ድማ ከምዝቖሰለን፣ ንሰራሕተኛታት ትካላት ጥዕና ብምጥ [...]
ብሪጣንያ፣  ዝስጎጉ ስደተኛታት ምቕባል ዝኣበያ፣ ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ናይ ቪዛ እገዳ ከተተግብር ምዃና ኣጠንቂቓ

ብሪጣንያ፣ ዝስጎጉ ስደተኛታት ምቕባል ዝኣበያ፣ ኤርትራ እትርከበን ሃገራት ናይ ቪዛ እገዳ ከተተግብር ምዃና ኣጠንቂቓ

Radio Erena: 20 October 2021 ብሪጣንያ፣ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ንዘይብሎም ስደተኛታትን ጉዳዮም ዝተነጽገ ሓተቲ ዑቕባን ንምስጓግ ብዘውጽኣቶ መደብ መሰረት፣ ዜጋታተን ምቕባል ንዝኣበያ ሃገራት ፣ ናይ ቪዛ መቕጻዕቲ [...]
ወደብ ፖርት ሱዳን፣ ብሰንኪ ኣድማ ኣብ ሓደ ወርሒ ናይ ልዕሊ 80 ሚልዮን ዶላር ክሳራ ከምዘጋጠሞ ተገሊጹ

ወደብ ፖርት ሱዳን፣ ብሰንኪ ኣድማ ኣብ ሓደ ወርሒ ናይ ልዕሊ 80 ሚልዮን ዶላር ክሳራ ከምዘጋጠሞ ተገሊጹ

Radio Erena: 19 October 2021 ኣብ ምብራቕ ሱዳን፣ ወደብን ኣውራ መንገድታትን ብምዕጻው ኣብ ዝቕጽል ዘሎ ኣድማ፣ ኣስታት 83 ሚልዮን ዶላር ክሳራ ከምዘስዓበ ሚኒስትሪ ሃብቲ እንስሳን ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። [...]
ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማ መቐለ ደብዳብ ከምዘካየዳ ተገሊጹ

ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማ መቐለ ደብዳብ ከምዘካየዳ ተገሊጹ

Radio Erena: 18 October 2021 ነፈርቲ ውግእ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ከተማ መቐለ ተደጋጋሚ ደብዳብ ከምዘካየዳ ዝተፋለለያ ማዕከናት ዜና ገሊጸን። ብሚሊሻታት ዝተፈላለያ ክልላት ተደጊፉ ምስ ሓይልታት ትግራይ ኣብ ኵናት [...]
ፕረዚደንት ቱርኪ፣ ናብ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ክበጽሕ ‘ዩ

ፕረዚደንት ቱርኪ፣ ናብ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ክበጽሕ ‘ዩ

Radio Erena: 18 October 2021 ፕረዚደንት ቱርኪ ጣይብ ኤርዱዋን፣ ናብ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ ክበጽሕ ምዃኑ ጋዜጣ ኣል ሑርያት ገሊጻ። እቲ ፕረዚደንት፣ ዑደቱ ኣብ 18 ጥቅምቲ ብኣንጎላ ጀሚሩ፣ ኣብ ውሽጢ ኣ [...]
ካርቱም፣ ወትሃደራዊ ዕልዋ ክካየድ ዝድግፉ ኣሽሓት ሱዳናውያን ሰልፊ ኣካይዶም

ካርቱም፣ ወትሃደራዊ ዕልዋ ክካየድ ዝድግፉ ኣሽሓት ሱዳናውያን ሰልፊ ኣካይዶም

Radio Erena: 18 October 2021 ርእሰ ከተማ ሱዳን ኣብ ዝኾነት ካርቱም፣ ንመስርሕ ምስግጋር ናብ ደሞክራሲ ንምቅዋምን፣ ወትሃደራዊ ዕልዋ ክካየድ ንምድጋፍን፣ ኣሽሓት ሰባት ሰለማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። እቶም ብቀዳ [...]
‘መርገጺየይ፣ ማእከላይ ወይ መንጎኛ ኣይኮነን’ ቀ.ሚ. ዓብደላ ሓምዶክ

‘መርገጺየይ፣ ማእከላይ ወይ መንጎኛ ኣይኮነን’ ቀ.ሚ. ዓብደላ ሓምዶክ

Radio Erena: 17 October 2021 ቀዳማይ ሚኒስተር ሱዳን ዓብደላ ሓምዶክ፣ ኣብታ ሃገር ተፈጢሩ ኣብ ዘሎ ፖለቲካዊ ምትፍናን፣ መርገጺኡ ማእከላይ ወይ ኣተዓራቒ ከምዘይኮነ ኣነጺሩ። ንሱ ብ15 ጥቅምቲ ንዝቢ ሱዳን ኣብ [...]
ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ብወትሃደራዊ ጉጅለ ንዝምራሕ መሰጋገሪ መንግስቲ ንዝነቐፉ ፖለከኛታት ካብ ሃገር ከይወጹ ከልኪሎም ተባሂሉ

ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ብወትሃደራዊ ጉጅለ ንዝምራሕ መሰጋገሪ መንግስቲ ንዝነቐፉ ፖለከኛታት ካብ ሃገር ከይወጹ ከልኪሎም ተባሂሉ

Radio Erena: 15 October 2021 ሓይልታት ጸጥታ ሱዳን፣ ብወትሃደራውያን መኮንናት ንምዝራሕ ዘሎ መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን ንዝቓወሙ ፖለቲከኛታት፣ ካብታ ሃገር ክወጹ ከምዝኸልከሉ ሮይተርስ ካብ ካርቱም ገሊጹ። ክ [...]
ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ፣ ንኬንያን ሶማልን ከሰሓሕባን ንዝጸንሐ ክሊ ማይ ዝሃቦ ብይን፣ ኬንያ ከምዘይትቕበሎ ኣፍሊጣ

ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ፣ ንኬንያን ሶማልን ከሰሓሕባን ንዝጸንሐ ክሊ ማይ ዝሃቦ ብይን፣ ኬንያ ከምዘይትቕበሎ ኣፍሊጣ

Radio Erena: 14 October 2021 ኣብ መንጎ ኬንያን ሶማልን ዝጸንሐ ምስሕሓብ ክሊ ማይ ክምርምር ዝጸንሐ፣ ኣብ ነዘርላንድስ፣ ከተማ ዘ ሄግ ዝርከብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ፣ ብሰሉስ 12 ጥቅምቲ ብይን ሂቡ። እቲ ብ [...]
1 149 150 151 152 153 361 1510 / 3604