Category: ኣህጉራዊ ዜና

1 107 108 109 110 111 361 1090 / 3604
ሱዳን፣ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ክስጎግ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ሱዳን፣ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ክስጎግ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

Radio Erena: 03 June 2022 ኣብ ሱዳን፣ ኣማኢት ነበርቲ ካርቱም ዝተሳተፍዎ፣ ወኪል ሕቡራት ሃገራት ካብታ ሃገር ክስጎግ ዝጸውዕ ሰለማዊ ሰልፊ ከምዝተኻየደ መርበባት ዜና ካብታ ሃገር ሓቢረን። እቶም ደገፍቲ ዝተ [...]
ኣብ ሱዳን፣ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ልዕሊ 1000 ኢትዮጵያውያን ዑቕባ ሓቲቶም

ኣብ ሱዳን፣ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ልዕሊ 1000 ኢትዮጵያውያን ዑቕባ ሓቲቶም

Radio Erena: 02 June 2022 ኣብ ሱዳን፣ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ጥራይ 1167 ኢትዮጵያን ዑቕባ ንምሕታት ከምዝተመዝገቡ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። እቶም ዝበዝሑ፣ ኣብ ክልል ቤንሻንጉል [...]
ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ወፍሪ ወደብን ናጻ ናይ ንግዲ ዞባን ዘትየን

ጂቡቲን ስዑዲ ዓረብን ኣብ ወፍሪ ወደብን ናጻ ናይ ንግዲ ዞባን ዘትየን

Radio Erena: 02 June 2022 ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ወደብን ናጻ ናይ ንግዲ ዞባን ከተውፍር መንግስቲ ጂቡቲ ዕድመ ኣቕሪቡ። እቲ መንግስቲ ነዚ ዕድመ ዘቕረበ፣ ብሓላፊ ወደብን ናጻ ናይ ንግዲ ዞባን፣ ኣቡባከር ዑመር ሓዲ ዝ [...]
‘ብሪጣንያ፣ ካብ 14 ሰነ፣ ምስግጋር ሓተቲ ዑቕባ ናብ ርዋንዳ ክትጅምር’ያ’

‘ብሪጣንያ፣ ካብ 14 ሰነ፣ ምስግጋር ሓተቲ ዑቕባ ናብ ርዋንዳ ክትጅምር’ያ’

Radio Erena: 01 June 2022 ብሪጣንያ፣ ቀዳማይ ጉጅለ ሓተቲ ዑቕባ፣ ናብ ርዋንዳ ናይ ምስግጋር መስርሕ ኣብ 14 ሰነ ክትጅምሮ ምዃና ሚኒስተር ዘቤታዊ ጉዳያት፣ ንፕሪቲ ፓተል ብምጥቃስ ዘ ጋርድያን ሓቢሩ። መንግ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ክንቀሳቐሱ ዝጸንሑ ልዕሊ 490 ዕጡቓት ኢዶም ሂቦም ክብል መንግስቲ  ሓቢሩ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ክንቀሳቐሱ ዝጸንሑ ልዕሊ 490 ዕጡቓት ኢዶም ሂቦም ክብል መንግስቲ ሓቢሩ

Radio Erena: 01 June 2022 ኣብ ክልል ቤንሻንጉል ጉምዝ ክንቀሳቐሱ ዝጸንሑ 493 ዕጡቓት፣ መንግስቲ ብዘቕረበሎም ጻውዒት ኢዶም ከምዝሃቡ ኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ሓቢሩ። እቶም መንእሰያት ምዃኖም ዝተገልጹ ዕ [...]
ኣብ ጂቡቲ ኣብ መንጎ ብሄራት ዓፈርን ሶማል ዒሳን ግጭት ምክያዱ ተሓቢሩ

ኣብ ጂቡቲ ኣብ መንጎ ብሄራት ዓፈርን ሶማል ዒሳን ግጭት ምክያዱ ተሓቢሩ

Radio Erena: 30 May 2022 ኣብ ጂቡቲ፣ ኣብ መንጎ ብሄራት ዓፈርን ሶማል ዒሳን ብዝተኻየደ ግጭት ኣብ ሰብን ንብረትን ጉድኣት ከምዝወረደ ተገሊጹ። መርበባት ዜና እታ ሃገር ኣብ ዝዝርግሕኦ ሓበሬታ፣ እቲ ግጭት ኣ [...]
ሱዳን፣ ንሸውዓተ ኣዋርሕ ተነቢሩ ዝጸንሐ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ተኣልዩ

ሱዳን፣ ንሸውዓተ ኣዋርሕ ተነቢሩ ዝጸንሐ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዋጅ ተኣልዩ

Radio Erena: 31 December 2022 ኣብ ሱዳን፣ ካብ 25 ጥቅምቲ 2021 ኣትሒዙ፣ ንሸውዓተ ኣዋርሕ ተነቢሩ ዝጸንሐ ናይ ህጽጽ እዋን ኣዋጅ ተላዒሉ። ወትሃደራዊ መራሒ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣልቡርሃን፣ ብ [...]
ንኤርትራን የመንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ማይ፣ መጥቃዕቲ ካብ ዝተኻየደ ጃልባ ዝደሓኑ ፈረንሳውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም

ንኤርትራን የመንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ማይ፣ መጥቃዕቲ ካብ ዝተኻየደ ጃልባ ዝደሓኑ ፈረንሳውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም

Radio Erena: 30 May 2022 ንኤርትራን የመንን ኣብ ዘዋስን ክሊ ማይ፣ መጥቃዕቲ ካብ ዝተኻየደላ ጃልባ ዝደሓኑ ፈረንሳውያን ባሕረኛታት፣ ብሰላም ናብ ዓዶም ከምዝተፋነዉ ተሓቢሩ። ከንቲባ፣ ቸስኒ-ረኮንኩር ናይ ዝተ [...]
ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ውሽጢ ክልተ ኣዋርሕ 28 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ሰጕጓ

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ውሽጢ ክልተ ኣዋርሕ 28 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ሰጕጓ

Radio Erena: 30 May 2022 ንግስነት ስዑዲ ዓረብ ኣብዚ ዝሓለፈ ክልተ ኣዋርሕ፣ ልዕሊ 28 ሽሕ ኢትዮጵያውያን ናብ ዓዶም ከምዝሰጎገት ተሓቢሩ። ብወገን ኢትይጵያ፣ ነቲ ናይ ምምላስ መስርሕ ከተሳልጥን ክትከታተልን [...]
ኢትዮጵያ፣ ዲጋ ተሃድሶ ንሳልሳይ እዋን ማይ ናይ ምምላእ መስርሕ ከተካይድ ምውሳና፣ ዘይሓላፍነታዊ’ዩ ክትብል ሱዳን ተቓዊማ

ኢትዮጵያ፣ ዲጋ ተሃድሶ ንሳልሳይ እዋን ማይ ናይ ምምላእ መስርሕ ከተካይድ ምውሳና፣ ዘይሓላፍነታዊ’ዩ ክትብል ሱዳን ተቓዊማ

Radio Erena: 30 May 2022 ኢትዮጵያ፣ ንዲጋ ተሃድሶ፣ ንሳልሳይ እዋን ማይ ናይ ምምላእ መስርሕ ከተካይድ ምዃና ንዘሕለፈቶ ሓበሬታ ሱዳን ተቓዊማ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሱዳን፣ ብ28 ግንቦት ኣብ ዘውጽኦ መግለ [...]
1 107 108 109 110 111 361 1090 / 3604