Category: ዜና ወጻኢ

1 161 162 163 164 165 1630 / 1649
ሱዳን፣ ካብ ሰራዊትን ፖለቲካውያን ሰልፍታትን ዝተዋጽአ መሰጋገሪ ባይቶ ንኽቐውም ዘተ ክቕጽሉ ኣብ ስምምዕ በጺሖም

ሱዳን፣ ካብ ሰራዊትን ፖለቲካውያን ሰልፍታትን ዝተዋጽአ መሰጋገሪ ባይቶ ንኽቐውም ዘተ ክቕጽሉ ኣብ ስምምዕ በጺሖም

Radio Erena: 13 June 2019 ኣብ ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ወትሃደራዊ ባይቶን ፖለቲካውያን ውድባትን ክካየድ ድሕሪ ዝጸንሐ ናይ ምቅርራብ መስርሕ፣ ካብ ክልቲኦም ወገናት ዝተዋጽአ መሰጋገሪ ባይቶ ንምቛም ዘተ ክቕጽል ምዃኑ ተሓቢሩ [...]
ታንዛንያን ኡጋንዳን፣ ባጤራ ኬንያ፣ ኣብ ባንክታተን ከይሽረፍ ኣጊደን

ታንዛንያን ኡጋንዳን፣ ባጤራ ኬንያ፣ ኣብ ባንክታተን ከይሽረፍ ኣጊደን

Radio Erena: 13 June 2019 ታንዛንያን ዩጋንዳን፣ ባጤራ ኬንያ፣ ኣብ ባንክታተን ከይሽረፍ ኣገደን። እዘን ሃገራት፣ ኣብ ልዕሊ ሽሊንግ' እገዳ ዝገበራሉ ምኽንያት፣ ሃገራዊ ባንክ ኬንያ፣ ብሰንኪ ዘይሕጋዊ ምዝውዋርን ት [...]
ስዑዲ ዓረብ ዋንነት ሕ.መ.ኣመሪካ ዝኾነ ኣጽዋር ከተፍሪ’ያ

ስዑዲ ዓረብ ዋንነት ሕ.መ.ኣመሪካ ዝኾነ ኣጽዋር ከተፍሪ’ያ

Radio Erena: 09 June 2019 ፍርያት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ዝኾነ ተተኮስቲ ቦምባታት ኣብ ስዑዲ ዓረብ ክፈሪ ዘፍቅድ ስምምዕ ኣብ መንጎ ክልቲኤን ሃገራት ተኻዪዱ። ኒውዮርክ ታይምስ ንምንጭታቱ ብምጥቃስ ኣብ ዘቕረቦ [...]
መራሕቲ ተቓውሞ ሱዳን፣ ምስ ቀ.ሚ. ኢትዮጵያ ድሕሪ ምርኻቦም ተቐዪዶም

መራሕቲ ተቓውሞ ሱዳን፣ ምስ ቀ.ሚ. ኢትዮጵያ ድሕሪ ምርኻቦም ተቐዪዶም

Radio Erena: 09 June 2019 ንህዝባዊ ምልዕዓል ሱዳን ይመርሑ ካብ ዘለዉ ክልተ ቀንዲ ሓለፍቲ፣ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ድሕሪ ምርኻቦም ብኡ ንብኡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተዉ፣ ማዕከናት ዜና ካብ ሱዳን ሓቢረን። [...]
ኬንያ፣ ኣብ ዶብ ንዝቖመ ሓጹር ዘፍርሱ ሶማላውያን ስጉምቲ ክትወስድ ምዃና ኣጠንቂቓ

ኬንያ፣ ኣብ ዶብ ንዝቖመ ሓጹር ዘፍርሱ ሶማላውያን ስጉምቲ ክትወስድ ምዃና ኣጠንቂቓ

Radio Erena: 06 June 2019 መንግስቲ ኬንያ፣ ኣብ ዶብ ንዝቖመ ሓጹር ኣብ ልዕሊ ዘፍርሱ ሶማላውያን ስጉምቲ ክወስድ ምዃኑ ኣጠንቒቑ። እቲ መንግስቲ ነዚ መጠንቀቕታ ዘመሓላለፈ፣ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኬንያ ብ26 ግንቦት [...]
ኡጋንዳ፣ ኣብ ጎደናታት ንዝልምኑ ቆልዑ ምጽዋት ምሃብ ዝኽልክል ሓዲሽ ሕጊ ጸዲቑ

ኡጋንዳ፣ ኣብ ጎደናታት ንዝልምኑ ቆልዑ ምጽዋት ምሃብ ዝኽልክል ሓዲሽ ሕጊ ጸዲቑ

Radio Erena: 06 June 2019 መንግስቲ ኡጋንዳ፣ ኣብ ጎደናታት ንዝልምኑ ቆልዑ፣ ምጽዋት ምሃብ ዝኽልክል ሓድሽ ሕጊ ከምዘጽደቐ ዘ ጋርድያን ሓቢሩ። እቲ ሓድሽ ሕጊ ብዘይካ'ዚ፣ ቆልዑ ብዘይኣላዩ ኣብ ጎደናታት ቀንፈዘው [...]
ሱዳን፣ ወተሃደራዊ ቆንስል ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ናይ ዝተቐትሉ ሰባት ብሓላፍነት ይኽሰስ

ሱዳን፣ ወተሃደራዊ ቆንስል ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ናይ ዝተቐትሉ ሰባት ብሓላፍነት ይኽሰስ

Radio Erena: 02 June 2019 ኣብ ሱዳን ግዚያዊ ስልጣን ሒዙ ዘሎ ወተሃደራዊ ጉጅለ፣ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ሰልፊ ዘካዪድ ዘሎ ህዝቢ ሱዳን ጎነጻዊ ስጉምቲ ይወስድ ኣሎ ክብል ማሕበር ሞያውያን’ታ ሃገር ከሲሱ። ንህዝባዊ ምልዕ [...]
ኢትዮጵያ፣ ሰበስልጣን ዝርከብዎም 69 ሰባት ዓሌታዊ ግጭት ብምልዕዓል ተኸሲሶም

ኢትዮጵያ፣ ሰበስልጣን ዝርከብዎም 69 ሰባት ዓሌታዊ ግጭት ብምልዕዓል ተኸሲሶም

Radio Erena: 02 June 2019 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተኻየደ ግጭት ብሄራት ኢድ ኔሩኩም ዝተባህሉ ሰበስልጣን መንግስቲ ዝርከብዎም 69 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዝኣተዉ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። ብመንግስቲ ዝው [...]
ኬንያን ጅቡቲን፣ 59 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ፕሮጀክት ምዝርጋሕ ትሕቲ ባሕሪ ፋይበር ይሻረኻ

ኬንያን ጅቡቲን፣ 59 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ ፕሮጀክት ምዝርጋሕ ትሕቲ ባሕሪ ፋይበር ይሻረኻ

Radio Erena: 30 May 2019 ኬንያን ጂቡቲን፣ 59 ሚልዮን ዶላር ዝተገመተ፣ ናይ ትሕቲ ባሕሪ ጭሕጊ (ፋይበር) ንምዝርጋሕ ብሽርክነት ንምስራሕ ተሰማሚዐን። ኬንያ ብዘውጽኣቶ መግለጺ መሰረት፣ እቲ ምስ ጅቡቲ ተበጺሑ ዘሎ ና [...]
ሱዳን፣ ኣንጻር ወተሃደራዊ ቆንስል ዝቐንዐ ሰላማዊ ሰልፊ ተጸዊዑ

ሱዳን፣ ኣንጻር ወተሃደራዊ ቆንስል ዝቐንዐ ሰላማዊ ሰልፊ ተጸዊዑ

Radio Erena: 26 May 2019 ኣብ ሱዳን ኣብ ስልጣን ዝርከብ ወተሃደራዊ ቆንስል፣ ንገማል ኣል-ዲን ዑመር ኢብራሂም ከም ሓድሽ ኣባሉ ሸይሙዎ። ዑመር ኢብራሂም ንሙስጣፋ መሓመድ ሙስጣፋ ተኪኡ’ዩ ናብ ወተሃደራዊ ቆንስል ተ [...]
1 161 162 163 164 165 1630 / 1649