Category: ዜና ወጻኢ

1 148 149 150 151 152 198 1500 / 1975
ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን፣ ዘለውዎ ኩነታት ዝገልጽ ኣሳእል ብማሕበራዊ ሜድያ ከይዝርግሑ መንግስቲ ኢትዮጵያ የፈራርሖም ምህላዉ ተቓሊሑ

ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ማእሰርቲ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን፣ ዘለውዎ ኩነታት ዝገልጽ ኣሳእል ብማሕበራዊ ሜድያ ከይዝርግሑ መንግስቲ ኢትዮጵያ የፈራርሖም ምህላዉ ተቓሊሑ

Radio Erena: 08 September 2020 መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ብሕማቕ ተዳጕኖም ዘለዉ ዜጋታቱ፣ ንኩነታቶም ዝምልከት ብማሕበራዊ ሜድያታት ዝዝርግሕዎ ዘለዉ ኣሳእል ደው ከብልዎ የፈራርሖም ከምዘሎ ሓደ ካብ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ትግራይ ዝገሹ ጋዜጠኛታት ምዕጋቱ፣ ጸረ ናጽነት ፕረስ ምዃኑ ተነቒፉ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ ትግራይ ዝገሹ ጋዜጠኛታት ምዕጋቱ፣ ጸረ ናጽነት ፕረስ ምዃኑ ተነቒፉ

Radio Erena: 08 September 2020 ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየድ ምርጫ ንምዕዛብን ጸብጻባት ንምትሕልላፍን ናብቲ ክልል ዝተበገሱ ሓያሎ ጋዜጠኛታት ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ከምዝተዓግቱ ማዕከናት ዜና ዓለም ኣቃሊሐን። [...]
ሱዳን፣ ብሰንኪ ዕልቕልቕ ንስለስተ ኣዋርሕ ዝጸንሕ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዊጃ

ሱዳን፣ ብሰንኪ ዕልቕልቕ ንስለስተ ኣዋርሕ ዝጸንሕ ናይ ህጹጽ እዋን ኣዊጃ

Radio Erena: 06 September 2020 መንግስቲ ሱዳን ንሰለስተ ኣዋርሕ ዝጸንሕ ናይ ህጹጽ እዋን ሓደጋ ኣዋጅ ኣውጺኡ። ቆንስል ጸጥታን ምክልኻልን ሱዳን ብዓርቢ 4 መስከረም ኣብ ዘካየዶ ህጹጽ ኣኼባ’ዩ ነቲ ኣዋጅ [...]
ተቓውሞታት ህዝቢ ኦሮሞ፣ ኣብ ልዕሊ ኤምባሲታት ዘካይዶ ዘሎ መጥቃዕታት፣ ሰኣን ግቡእ ጸጥታዊ ሓለዋ ምዃኑ መንግስቲ ኢትዮጵያ ወቒሱ

ተቓውሞታት ህዝቢ ኦሮሞ፣ ኣብ ልዕሊ ኤምባሲታት ዘካይዶ ዘሎ መጥቃዕታት፣ ሰኣን ግቡእ ጸጥታዊ ሓለዋ ምዃኑ መንግስቲ ኢትዮጵያ ወቒሱ

Radio Erena: 06 September 2020 ሃገራት ኤውሮጳ፤ ኤምባሲታት ኢትዮጵያ፤ መጥቃዕቲ ክወርደን እንከሎ ግቡእ ጸጥታዊ ሓለዋ ኣይገበራን ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ከሲሱ። ካብ ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ፤ ኣምባሳደር [...]
ጂቡቲ፣ መኸዘንን መጻረዩን ነዳዲ ዝርከቦ ኢንድስትርያዊ ፓርክ ክትሃንጽ’ያ

ጂቡቲ፣ መኸዘንን መጻረዩን ነዳዲ ዝርከቦ ኢንድስትርያዊ ፓርክ ክትሃንጽ’ያ

Radio Erena: 04 September 2020 ጂቡቲ፣ መኸዘብንን መጻረዩን ነዳዲ ዝርከቦ ኢንዱስትርያዊ ፓርክ ክትሃንጽ'ያ። እቲ ኣብ ዳመርጆግ ዝርከብ ፕሮጀክት፣ ፕረዚደንት እታ ሃገር እስማዒል ዑመር ገለ ዝርከቦም ላዕለ [...]
ንኣስታት ሓደ ወርሒ፣ ኣብ ኣመሪካ፣  ክሕከም ዝጸንሐ ፕረዚደንት የመን፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ተመሊሱ

ንኣስታት ሓደ ወርሒ፣ ኣብ ኣመሪካ፣ ክሕከም ዝጸንሐ ፕረዚደንት የመን፣ ናብ ስዑዲ ዓረብ ተመሊሱ

Radio Erena: 04 September 2020 ካብ 2015 ኣትሒዙ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተሰዲዱ ዝርከብ ፕረዚደንት የመን፣ ዓብደረቦ መንሱር ሓዲ፣ ንኣስታት ሓደ ወርሒ ኣብ ኣመሪካ፣ ኣብ ሕክምና ድሕሪ ምጽንሑ፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ [...]
ዚምባብዌ፣ ስርዓት ሙጋበ ዝመንጠሎም ወጻእተኛታት ኣውፈርቲ ሕርሻ፣ መሬቶም ክምለሰሎም’ዩ

ዚምባብዌ፣ ስርዓት ሙጋበ ዝመንጠሎም ወጻእተኛታት ኣውፈርቲ ሕርሻ፣ መሬቶም ክምለሰሎም’ዩ

Radio Erena: 03 September 2020 ኣብ ዚምባብዌ፣ ኣብ እዋን ስርዓት ሙጋበ፣ ናይ ሕርሻ መሬቶም ዝተመንጠሉ ወጻእተኛታት ኣውፈርቲ፣ መሬቶም ክምለሰሎም ምዃኑ መንግስቲ እታ ሃገር ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ፣ እቲ [...]
ሩዋንዳ፣ ኣብ እዋን ዓሌታዊ ህልቂት፣ ኣብ ዘምሓድሮ ሆቴል ልዕሊ 1200 ሰባት ዘዕቆበ ዜጋ፣ ንፕረዚደንት ካጋመ ብምቅዋሙ፣ ካብ ዱባይ ተጨውዩ ተኣሲሩ

ሩዋንዳ፣ ኣብ እዋን ዓሌታዊ ህልቂት፣ ኣብ ዘምሓድሮ ሆቴል ልዕሊ 1200 ሰባት ዘዕቆበ ዜጋ፣ ንፕረዚደንት ካጋመ ብምቅዋሙ፣ ካብ ዱባይ ተጨውዩ ተኣሲሩ

Radio Erena: 03 September 2020 ኣብ ርዋንዳ፣ ኣብ 1994 ኣብ ዝተኻየደ ዓሌታዊ ህልቂት፣ ኣብ ዘመሓድሮ ሆቴል ልዕሊ 1200 ሰባት ብዕቛብ ህይወቶም ዘድሓነ ፖል ሩሰስባጊና፣ ብፕረዚደንት ፓል ካጋመ ንዝምራሕ መንግስቲ [...]
ላዕለዋይ መራሒ ኣልሸባብ ካብ ስልጣኑ ከምዝተኣልየ ተገሊጹ

ላዕለዋይ መራሒ ኣልሸባብ ካብ ስልጣኑ ከምዝተኣልየ ተገሊጹ

Radio Erena: 01 September 2020 ብ 'ኣቡ ዑበይዳ' ዝፍለጥ ላዕለዋይ መራሒ ኣልሸባብ፣ ካብ ስልጣኑ ከምዝተኣልየ ንሃገራዊ ድሕነትን ጸጥታን ሶማል ብምጥቃስ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ኣቃሊሐን። እቲ ኣሕመድ ድ [...]
ካብን ናብን እስራኤልን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ጀሚሩ

ካብን ናብን እስራኤልን ሕቡራት ኢማራት ዓረብን ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ጀሚሩ

Radio Erena: 01 September 2020 ካብን ናብን እስራኤልን ሕቡራት ኢማራትን ቀጥታዊ ናይ መጓዓዝያ በረራታት ጀሚሩ። ካብ ቴልኣቪቭ ተበጊሳ፣ ብሰኑይ 31 ነሓሰ ናብ ኣቡዳቢ ታሪኻዊ ናይ መጓዓዝያ በረራ ዘካየደት ናይ [...]
1 148 149 150 151 152 198 1500 / 1975