Category: ዜና ወጻኢ

ኣል ሑቲ ኣብ ዘካየዶ ደብዳብ ሚሳይል፣ 8 ሰባት ሞይቶም
Radio Erena: 10 November 2019
ኣል ሑቲ ናይ የመን፣ ኣብ ወደባዊት ከተማ ኣልማኻ ብዘካየዶ ናይ ሚሳይል ደብዳብ፣ ብዉሑዱ ሸሞንተ ሰባት ከምዝተቐትሉ ኣፍሊጡ።
ወሃብ ቃል ኣልሑቲ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ በቲ ደብዳብ ሓ [...]

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዓመትን መንፈቕን ልዕሊ 30 ኣብያተ ክርስትያን ተቓጺለን
Radio Erena: 07 November 2019
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ስልጣን ካብ ዝመጸሉ ክሳብ እውዚ እዋን'ዚ ልዕሊ 30 ኣብያተ ክርስትያን ከምዝተቓጸላ ማዕከን ዜና CBN ገሊጹ።
መብዛሕተን እተን [...]

ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ናብ ጅቡቲን ሶማልን ይበጽሕ
Radio Erena: 06 November 2019
ኣዛዚ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ ጀነራል ስቴፈን ታውንሰንድ ናብ ጅቡቲን ሶማልን ዑደት ኣካይዱ።
እቲ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ መራሒ ኣመሪካ ኣብ ኣፍሪቃ፣ ናብዘን ሃገራት ዑደት [...]

ቀጠርን ቱርኪን ዝምድንአን ናብ ዝልዓለ ጥርዙ ንምብራኽ ተሰማሚዐን
Radio Erena: 06 November 2019
ቱርኪን ቀጠርን፣ ዝጸንሕን ዝምድና ናብ ዝልዓለ ጥርዙ ንምብራኹ ከምዝተሰማምዓ ሚኒስተሪ ጉዳያት ወጻኢ ቀጠር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ።
እቲ ስምምዕ ዝተበጽሐ፣ ትማሊ ሰሉስ [...]

ጅቡቲ፣ ኣንጻር ፕረዚደንት ንክልተ መዓልታት ዝተኻየደ ተቓውሞ፣ ዳግም ክግሃሃር ከምዝኽእል ተገሊጹ
Radio Erena: 04 November 2019
ኣብ ጅቡቲ፣ ኣንጻር'ቲ ብፕረዚደንት እስማዒል ዑመር ገለ ዝምራሕ መንግስቲ ዝተኻየደ ተቓውሞን ናዕብን፣ ዳግም ክጎሃሃር ከምዝኽእል ተቓወምቲ ውድባት ካብ ፓሪስ ሓቢሮም።
እቲ ኣ [...]

ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ታሪኻ ንመጀመርያ እዋን ስፖርታዊ ቅልስ ደቂንስትዮ ኣአንጊዳ
Radio Erena: 04 November 2019
ኣብ ስዑዲ ዓረብ፣ ኣብ ታሪኽ እታ ሃገር ናይ መጀመርያ ዝኾነ፣ ስፖርታዊ ቅልስ ደቂንስትዮ- women's wrestling ተኻይዱ።
ኣብቲ ብ31 ጥቅምቲ፣ ኣብ ሪያድ ዝተኻየደ ስ [...]

ኢትዮጵያ፣ ምስ ዓሌታዊ ግጭት ብዝተሓሓዝ 409 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም
Radio Erena: 03 November 2019
ኣብ ኢትዮጵያ ምስቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተኻየደ ግርጭት ብዝተኣሳሰረ ልዕሊ 400 ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም ከምዘለዉ ተገሊጹ።
እቲ ንቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ንምቅዋም ጀሚሩ ናብ ዓ [...]

‘’ኣብ የመን ልዕሊ 4 ሽሕ ሱዳናውያን ወተሃደራት ተቐቲሎም’’ ኣል ሑቲ
Radio Erena: 03 November 2019
ኲናት የመን ካብ ዝጅምር ልዕሊ 4 ሽሕ ሱዳናውያን ተቐቲሎም ከምዘለዉ፣ ኣል ሑቲ ገሊጹ።
ወሃብ ቃል ኣልሑቲ የሕያ ሳሪያ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ብስዑዲ ዓረብ ዝድገፍ ልፍንቲ ሃገራት ዓ [...]

“ሩስያ፣ ካብ ኣጽዋር ንላዕሊ፣ መግቢ’ያ ናብ ኣፍሪቃ ትልእኽ” ፕረዚደንት ፑቲን
Radio Erena: 31 October 2019
ሩስያ፣ ናብ ኣፍሪቃ ብሰደድ ካብ እትልእኮ ነገራት፣ መግቢ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ከምዝስራዕ ፕረዚደንት እታ ሃገር ቭላድሚር ፑቲን ገሊጹ።
ንሱ ብዝሃቦ መግለጺመሰረት፣ ሩስያ ኣብዚ እዋን' [...]

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ድሕነት ዜጋታት ኣብ ምውሓስ ግቡእ ክገብር መራሕቲ ሃይማኖት ጸዊዖም
Radio Erena: 31 October 2019
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ድሕነት ዜጋታት ኣብ ምውሓስ ግቡኡ ክገብር ሸውዓተ መራሕቲ ሃይማኖት እታ ሃገር ጸዊዖም።
ንሳቶም ነዚ ዝጸውዑ፣ ዝሓለፈ ቅንያት ኣብ ክልል ኦሮሞ ድሕሪ ዝተጎሃሃረ [...]