Category: ሃገራዊ ዜና

1 95 96 97 98 99 184 970 / 1832
ካብ ናይ ሎሚ ሰኑይ 09 ነሓሰ ፈነወና፦

ካብ ናይ ሎሚ ሰኑይ 09 ነሓሰ ፈነወና፦

Radio Erena: 09 August 2021 https://www.youtube.com/watch?v=Zb1nDjvoU5s [...]
ሱዳን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ኣምባሳደራ ከምዝሰሓበት ተገሊጹ

ሱዳን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበረ ኣምባሳደራ ከምዝሰሓበት ተገሊጹ

Radio Erena: 09 August 2021 ሱዳን ኣብ ኢትይጵያ ዝነበረ ኣምባሳደራ ከምዝሰሓበት ዝተፈላለያ ምንጭታት ዜና ገሊጸን። እታ ሃገር፣ ብሰንበት 08 ነሓሰ ኣምባሳደራ ካብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝሰሓበት ዝግለጽ ዘሎ፣ መ [...]
WHO ኣብ ዓውዲ ሕክምና ዘገልግል መሳርሒታት ተክኖሎጂ ንሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ብሓገዝ ኣበርኪቱ

WHO ኣብ ዓውዲ ሕክምና ዘገልግል መሳርሒታት ተክኖሎጂ ንሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ብሓገዝ ኣበርኪቱ

Radio Erena: 08 August 2021 ዓለማዊ ውድብ ጥዕና WHO ኣብ ዓውዲ ሕክምና ዘገልግል መሳርሒታት ተክኖሎጂ ንሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ብሓገዝ ኣበርኪቱ። WHO ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ እቲ ኮምፕዩተራትን ካልእ መሳርሒታት ተ [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 06 ነሓሰ 2021 ፈነወና፦

ናይ ሎሚ ዓርቢ 06 ነሓሰ 2021 ፈነወና፦

Radio Erena: 06 August 2021 Radio Erena · ዓርቢ 06 ነሓሰ 2021   [...]
ብመንገዲ ሱዳን ናብ ትግራይ ዘእቱ መንገድታት፣ ሰብኣዊ ሓገዛት ንምብጽጻሕ ክኽፈት ኣመሪካን ፈረንሳን ጸቕጢ ይገብራ

ብመንገዲ ሱዳን ናብ ትግራይ ዘእቱ መንገድታት፣ ሰብኣዊ ሓገዛት ንምብጽጻሕ ክኽፈት ኣመሪካን ፈረንሳን ጸቕጢ ይገብራ

Radio Erena: 05 August 2021 ኣመሪካን ፈረንሳን፣ ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ትግራይን ብመንገዲ ሱዳን ሰብኣዊ ሓገዛት ዝበጽሓሉን ተኽእሎታት ብዝምልከት ምስ መንግስቲ ሱዳን ተመያይጠን። ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ [...]
እስራኤል፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣማኢት ሓተቲ ዑቕባ፣ ንደቆም ኣብ ትምህርቲ ዘጋጥሞም ዘሎ ተነጽሎ ዝቓወም ጥርዓን ኣቕሪቦም

እስራኤል፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣማኢት ሓተቲ ዑቕባ፣ ንደቆም ኣብ ትምህርቲ ዘጋጥሞም ዘሎ ተነጽሎ ዝቓወም ጥርዓን ኣቕሪቦም

Radio Erena: 05 August 2021 ኣብ እስራኤል፣ ምምሕዳር ከተማ ቴልኣቪቭ – ያፎ፣ ካብ ስደተኛታት ንዝተወልዶ ቆልዑ፣ ኣብ ትምህርቲ ዘጋጥሞም ንዘሎ ኣሉታዊ ኣድልዎን ተነጽሎን ዝቓወም ጥርዓን ናብ ቤት ፍርዲ ከምዝቐረ [...]
ኣብ ኤርትራ ዝጸንሑ ኣሽሓት ወትሃደራት ሶማል፣ ኣብ ዝመጽእ ሰሙናት ናብ ዓዶም ክምለሱ ትጽቢት ከምዘሎ ተገሊጹ

ኣብ ኤርትራ ዝጸንሑ ኣሽሓት ወትሃደራት ሶማል፣ ኣብ ዝመጽእ ሰሙናት ናብ ዓዶም ክምለሱ ትጽቢት ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 05 August 2021 ኣብ ኤርትራ፣ ዝጸንሑ ኣሽሓት ወትሃደራት ሶማል፣ ኣብ ዝመጽእ ሰሙናት ናብ ዓዶም ክምለሱ ትጽቢት ከምዘሎ፣ ንሰነድ ነቲ ጉዳይ ከተጻሪ ዝተመዘዘት ኮሚተ ብምጥቃስ መርበብ ሓበሬታ ጋሮወ ኣፍሊጡ [...]
ናይ ሎሚ ረቡዕ 04 ነሓሰ 2021 ዕለታዊ ፈነወና

ናይ ሎሚ ረቡዕ 04 ነሓሰ 2021 ዕለታዊ ፈነወና

Radio Erena: 04 August 2021 https://www.youtube.com/watch?v=6rAjn4VKPNc [...]
ኢትዮጵያ፣ ኩሉም ሓይልታት ቅድሚ ኵናት ትግራይ ምጅማሩ ናብ ዝነበረ ከባቢታት ክስሕቡ ላዕለወይቲ በዓልቲ ስልጣን ኣመሪካ ጸዊዓ

ኢትዮጵያ፣ ኩሉም ሓይልታት ቅድሚ ኵናት ትግራይ ምጅማሩ ናብ ዝነበረ ከባቢታት ክስሕቡ ላዕለወይቲ በዓልቲ ስልጣን ኣመሪካ ጸዊዓ

Radio Erena: 04 August 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ምብጻሕ ዘካየደት ላዕለወይቲ በዓልቲ ስልጣን ኣመሪካ፣ ኣብ ኵናት ትግራይ ዝሳተፉ ዘለዉ ኩሎም ሓይልታት ናብቲ ቅድሚ ኵናት ዝጀመረሉ ከባቢታት ክስሕቡ ጸዊዓ። ኣብ [...]
ዓለም-ለኸ ምንቅስቓስ ይኣክል ፈላሚ ጉባኤ ኣካይዱ ደምዳሚ ኣዋጅ ድማ ኣውጺኡ

ዓለም-ለኸ ምንቅስቓስ ይኣክል ፈላሚ ጉባኤ ኣካይዱ ደምዳሚ ኣዋጅ ድማ ኣውጺኡ

Radio Erena: 04 August 2021 ዓለም-ለኸ ምንቅስቓስ ይኣክል(Global Yiakl) ካብ 31 ሓምለ ክሳብ 01 ነሓሰ 2021 ፈላሚን መስራትን ጉባኤ ድሕሪ ምክያድ፣ 13 ዝኣባላታ ኣካያዲት ስራሕ መሪጹ ደምዳሚ ኣዋጅ [...]
1 95 96 97 98 99 184 970 / 1832