Category: ሃገራዊ ዜና

1 87 88 89 90 91 184 890 / 1832
ድምጺ ውጹዓት ኤርትራውያን ንምዃን ዝካየድ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፍታት ይቕጽል

ድምጺ ውጹዓት ኤርትራውያን ንምዃን ዝካየድ ዘሎ ሰላማዊ ሰልፍታት ይቕጽል

Radio Erena: 17 October 2021 ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ዓለም ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ነቶም ኣብ ሊብያ ኣብ ሕማቕ ኩነታት ዝርከቡ ዜጋታቶም ድምጺ ንምዃን ዘካይዱዎ ዘለዉ ሰላማዊ ሰልፍታት ይቕጽል ኣሎ። እዞም ኣብ ሃገራ [...]
ኤርትራ ኣባል ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኮይና ክትቅጽል ዳግማይ ተመሪጻ

ኤርትራ ኣባል ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኮይና ክትቅጽል ዳግማይ ተመሪጻ

Radio Erena: 17 October 2021 ኤርትራ ኣባል ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኮይና ክትቅጽል ዳግማይ ተመሪጻ። ኣብ ጀኔቫ ዝመደበሩ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ብዕለት 14 ጥቅምቲ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፣ ኤርትራ እ [...]
Ethiopia: No Peace at Hand

Ethiopia: No Peace at Hand

Radio Erena: 15 October 2021 The rapidly deteriorating humanitarian crisis in Northern Ethiopia and the repeated international calls for urgent [...]
ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኣስታት 25 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ረዳኢ ዝሰኣኑ ግዳያት ጥሜትን ካልእ ሕሰምን ኮይኖም ምህላዎም ተገሊጹ

ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኣስታት 25 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ረዳኢ ዝሰኣኑ ግዳያት ጥሜትን ካልእ ሕሰምን ኮይኖም ምህላዎም ተገሊጹ

Radio Erena: 15 October 2021 ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ኣስታት 25 ሽሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት፣ ረዳኢ ዝሰኣኑ ግዳያት ጥሜትን ካልእ ሕሰምን ኮይኖም ምህላዎም፣ ካብቲ መዓስከራት ሃዲሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ ወገ [...]
ወከልቲ ኣመሪካ፣  ፈረንሳ፣ ብሪጣንያ፣ ጀርመን፣ ሕብረት ኤውሮጳን ሕብረት ኣፍሪቃን፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያን ኵናት ትግራይን ዘትዮም

ወከልቲ ኣመሪካ፣ ፈረንሳ፣ ብሪጣንያ፣ ጀርመን፣ ሕብረት ኤውሮጳን ሕብረት ኣፍሪቃን፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያን ኵናት ትግራይን ዘትዮም

Radio Erena: 13 October 2021 ወከልቲ ኣመሪካ፣ ፈረንሳ፣ ብሪጣንያ፣ ጀርመን፣ ሕብረት ኤውሮጳን ሕብረት ኣፍሪቃን ኣብ ህሉው ኩነታት ኢትዮጵያን ኵናት ትግራይን ብዝምልከት ከምዝዘተዩ ኣፈኛ ክፍሊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመ [...]
ኣባላት ፖሊስ ኢትዮጵያ፣ ብዘይዝኾነ ገበን ንዝሓዝዎም ኤርትራውያን ክሳብ 10 ሽሕ ብር ጉቦ እናኽፈሉ የውጽእዎም ምህላዎ ተቓውሊዑ

ኣባላት ፖሊስ ኢትዮጵያ፣ ብዘይዝኾነ ገበን ንዝሓዝዎም ኤርትራውያን ክሳብ 10 ሽሕ ብር ጉቦ እናኽፈሉ የውጽእዎም ምህላዎ ተቓውሊዑ

Radio Erena: 11 October 2021 ኣብ ኣዲስ ኣበባን ካልኦት ዓበይቲ ከተማታት ኢትዮጵያን፣ ኤርትራውያን ምእንቲ ገንዘብ ክኸፍሉ ብኣባላት ፖሊስ ይእሰሩ ምህላዎም፣ ኣባላትን ወደብትን ኮሜቴ ሰለማዊ ሰልፊ ኤርትራውያን [...]
ሕብረት ኤውሮጳ እጃሙ ከበርክት እንተዘይክኢሉ፣ ስቓይ ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ከብቕዕ ከምዘይኮነ መንግስቲ ሊብያ ኣፍሊጡ

ሕብረት ኤውሮጳ እጃሙ ከበርክት እንተዘይክኢሉ፣ ስቓይ ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ከብቕዕ ከምዘይኮነ መንግስቲ ሊብያ ኣፍሊጡ

Radio Erena: 11 October 2021 ሕብረት ኤውሮጳ እጃሙ ከበርክት እንተዘይክኢሉ፣ ስቓይ ናይቶም ናብ ኤውሮጳ ንምስጋር ዝሕልኑ ስደተኛታት ኣብ ሊብያ ከብቕዕ ከምዘይኮነ መንግስቲ ሊብያ ኣፍሊጡ። እቲ መንግስቲ ነዚ [...]
ኣብ ትግራይ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ህጻናት ብሰንኪ ዓጸቦ ሞይቶም

ኣብ ትግራይ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት፣ ሰለስተ ኤርትራውያን ህጻናት ብሰንኪ ዓጸቦ ሞይቶም

Radio Erena: 10 October 2021 ኣብ ትግራይ፣ ኣብ ዝርከብ መዓስከር ስደተኛታት ምስ ስድራቤታቶም ተዓቝቦም ዝጸንሑ ሰለስተ ኤርትራውያን ህጻናት ከምዝሞቱ ምንጭታት ራድዮ ኤረና ኣረጋጊጾም። እቶም ብ30 መስከረም [...]
ሊብያ፣ ዝተገፈፉ ኣሽሓት ስደተኛታት ክሃድሙ ኣብ ዝፈተንሉ፣ ኣባላት ሓለዋ ብዝኸፈትዎ ቶኽሲ ብውሕዱ ሽዱሽተ ተቐቲሎም

ሊብያ፣ ዝተገፈፉ ኣሽሓት ስደተኛታት ክሃድሙ ኣብ ዝፈተንሉ፣ ኣባላት ሓለዋ ብዝኸፈትዎ ቶኽሲ ብውሕዱ ሽዱሽተ ተቐቲሎም

Radio Erena: 09 October 2021 ኣብ ሊብያ፣ ከባቢ ከተማ ትሪፖሊ፣ ካብ መጀመርያ ወርሒ ጥቅምቲ ኣትሒዙ ኣብ ዝተኻየደ ግፋ ዝተታሕዙ፣ ኤርትራውያን ዝርከብዎም ኣሽሓት፣ ካብ ማእሰርቲ ክሃድሙ ኣብ ዝፈተንሉ፣ ኣባላት [...]
ስነ-ስርዓት ቀብሪ ተቓላሲት ንፍትሒ፡ ወ/ሮ ሂወት ገብረገርግሽ ተፈጺሙ

ስነ-ስርዓት ቀብሪ ተቓላሲት ንፍትሒ፡ ወ/ሮ ሂወት ገብረገርግሽ ተፈጺሙ

Radio Erena: 08 October 2021 ብድንገታዊ ሕማም ኣብ ሆስፒታል ተዓቑባ ብምጽናሕ ብ30 መስከረም ካብዛ ዓለም ብሞት ናይ እተፈልየት ተቓላሲት ንፍትሒ፡ ወ/ሮ ሂወት ገብረገርግሽ፣ ስነ-ስርዓት ቀብሪ ብ7 ጥቅምቲ 20 [...]
1 87 88 89 90 91 184 890 / 1832