Category: ሃገራዊ ዜና

1 26 27 28 29 30 184 280 / 1832
መግለጺ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ዘቖጠዓ ሱዳን፣ ካብ ኢጋድ ክትወጻእ ከምእትኽእል ኣጠንቂቓ

መግለጺ ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ዘቖጠዓ ሱዳን፣ ካብ ኢጋድ ክትወጻእ ከምእትኽእል ኣጠንቂቓ

Radio Erena: Friday 14 July 2023 ሱዳን፣ ካብ ዞባዊ ውድብ ናይ መንግስታት በዓል ስልጣን ንልምዓት ወይ ኢጋድ ክትወጽእ ከምእትኽእል ኣጠንቂቓ። ሱዳን ነዚ ዘጠንቀቐት፣ ብ10 ሓምለ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተጋብ [...]
ናይ ግዳም ሓይልታት ኣብ ጉዳይ ሱዳን ኢዶም ካብ ምእታው ክቑጠቡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ተላብዩ

ናይ ግዳም ሓይልታት ኣብ ጉዳይ ሱዳን ኢዶም ካብ ምእታው ክቑጠቡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ተላብዩ

Radio Erena: Thursday, 13 July 2023 ወጻኢ ሃገራት፣ ኣብ ጉዳይ ሱዳን ኢደን ካብ ምእታው ክቑጠባ ፕረዚደንት ኢሰያስ ተላብዩ። እቲ ፕረዚደንት፣ ብ13 ሓምለ፣ ኣብ ግብጺ፣ ከተማ ካይሮ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ [...]
ገጣሚትን ጋዜጠኛን ይርጋኣለም ፍስሃ፣ ኣብ ጀርመን ዝዕደል ስልማት ጆርጅ ኤልዘር ተዓዊታ

ገጣሚትን ጋዜጠኛን ይርጋኣለም ፍስሃ፣ ኣብ ጀርመን ዝዕደል ስልማት ጆርጅ ኤልዘር ተዓዊታ

Radio Erena: 11 July 2023 ገጣሚትን ጋዜጠኛን ይርጋኣለም ፍስሃ፣ ተዓዋቲት ሽልማት ጆርጅ ኤልዘር (Georg Elser Prize) 2023 ምዃና ፔን ኤርትራ ኣፍሊጡ። ሽልማት ጆርጅ ኤልዘር፡ ንዝኽሪ፡ ነቲ 193 [...]
‘ኤርትራ፣ ጉዳይ ሱዳን ኣብ ዝካየድ ዞባውን ኣህጉራውያን ጻዕርታት ከይምዘይትድግፍ ኣፍሊጣ’

‘ኤርትራ፣ ጉዳይ ሱዳን ኣብ ዝካየድ ዞባውን ኣህጉራውያን ጻዕርታት ከይምዘይትድግፍ ኣፍሊጣ’

Radio Erena: Tuesday, 11 July 2023 ኤርትራ፣ ጉዳይ ሱዳን ንምፍታሕ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዞባዊ ይኹን ኣህጉራዊ ጻዕርታት ከምዘይትድግፍን ከምዘይትሳተፍን ኣፍሊጣ ክብል፣ ምክትል ሉኣላዊ ቤት ምክሪ ሱዳን፣ ማሊክ ኣ [...]
ኣብ ጀርመን ከተማ ጊሰን  ኣብ ዝተኻየደ ፌስቲቫል ህግደፍ፣ 26 ኣባላት ፖሊስ ቆሲሎም

ኣብ ጀርመን ከተማ ጊሰን ኣብ ዝተኻየደ ፌስቲቫል ህግደፍ፣ 26 ኣባላት ፖሊስ ቆሲሎም

Radio Erena: Sunday, 09 July 2023 ኣብ ጀርመን ከተማ ጊሰን ኣብ ኣብ ዝተኻየደ ፌስቲቫል ህግደፍ፣ 26 ኣባላት ፖሊስ ምቑሳሎም ተገሊጹ። ፖሊስ ጀርመን፣ ኣንጻር እቲ ፌስቲቫል ሰልፊ ንዘካይዱ ዝነበሩ ኤርትራውያን [...]
News Alert! ፖሊስ ጀርመን፣ ምስ ፌስቲቫል ጊሰን ብዝተሓሓዝ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ኣሲሩ

News Alert! ፖሊስ ጀርመን፣ ምስ ፌስቲቫል ጊሰን ብዝተሓሓዝ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ኣሲሩ

Radio Erena: Friday, 07 July 2023 ምምሕዳራዊ ቤት ፍርዲ ጀርመን፣ ፌስቲቫል ህግደፍ ኣብ ጊሰን ክካየድ ወሲኑ ብምምሕዳር ጊሰን ንዝቐረበ ናይ ይግባይ ጥርዓን፣ ሎሚ ዓርቢ 07 ሓምለ ውሳኔ ዝሃበሉ ምምሕ [...]
ናይ ሎሚ ዓርቢ 07 ሓምለ 2023 ፈነወና፦

ናይ ሎሚ ዓርቢ 07 ሓምለ 2023 ፈነወና፦

Radio Erena: Friday, 07 July 2023 Radio Erena · ዓርቢ 07 ሓምለ 2023   [...]
ጊሰን፣ ፌስቲቫል ደገፍቲ ህግደፍ ብጽኑዕ ሓለዋ ክካየድ ቤት ፍርዲ እታ ከተማ ወሲኑ

ጊሰን፣ ፌስቲቫል ደገፍቲ ህግደፍ ብጽኑዕ ሓለዋ ክካየድ ቤት ፍርዲ እታ ከተማ ወሲኑ

Radio Erena: Thursday, 07 July 2023 ደገፍቲ ህግደፍ፣ ኣብ ጀርመን፣ ከተማ ጊሰን፣ ን8 - 9ን ሓምለ ዝወደብዎ ፌስቲቫል፣ ብጽኑዕ ሓለዋ ክካየድ ቤት ፍርዲ እታ ከተማ፣ ብ05 ሓምለ ወሲኑ። ምምሕዳር ከተ [...]
ጀርመን፣ ንሓንቲ ጓል 14 ዓመት ቆልዓ ብኻራ ዝቐተለ ኤርትራዊ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪዱ

ጀርመን፣ ንሓንቲ ጓል 14 ዓመት ቆልዓ ብኻራ ዝቐተለ ኤርትራዊ ንሕልፈት ክእሰር ተፈሪዱ

Radio Erena: Tuesday, 04 July 2023 ኣብ ደቡባዊ ጀርመን፣ ኢለሪክበርግ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ፣ ኣብ ጎደና ናይ ካራ መጥቃዕቲ፣ ብምፍጻም፣ ንጓል 14 ዓመት ቆልዓ ዝቐተለን ንኻልእ ጓል 13 ዓመት ድማ ብጽኑዕ ዘ [...]
1 26 27 28 29 30 184 280 / 1832