Category: ሃገራዊ ዜና

1 127 128 129 130 131 182 1290 / 1818
ተዘክሮ ኵናት 1998 -2000 ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ ዝፈጠሮ በሰላ

ተዘክሮ ኵናት 1998 -2000 ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ ዝፈጠሮ በሰላ

Radio Erena: 20 November 2020 https://www.youtube.com/watch?v=H2so-51CZ60&feature=emb_title [...]
ኢትዮጵያ፣ ፍቓድ ሮይተርስ ኣጊዳ፣ ንቢቢሲን ዶቸ ቬለን ድማ መጠንቀቕታ ሂባ

ኢትዮጵያ፣ ፍቓድ ሮይተርስ ኣጊዳ፣ ንቢቢሲን ዶቸ ቬለን ድማ መጠንቀቕታ ሂባ

Radio Erena: 20 Movember 2020 ንሜድያታት ፍቓድ ዝህብ በዓል መዚ ፈነወ ኢትዮጵያ፣ ንኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ሂብዎ ዝነበረ ፍቓድ ከምዝሰሓቦ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ፣ ንቢቢሲን ካብ ጀርመን ንእትፍኖ ዶቸ [...]
ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤት ክርስትያን ኤርትራ፣ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣመሪካን ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕን ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራን፣ ኵናት ትግራይ ብዘተ ክፍታሕ ጸዊዐን

ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤት ክርስትያን ኤርትራ፣ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣመሪካን ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕን ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራን፣ ኵናት ትግራይ ብዘተ ክፍታሕ ጸዊዐን

Radio Erena: 20 November 2020 ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤት ክርስትያን ኤርትራ፣ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣመሪካን ኤውሮጳን ማእከላይ ምብራቕን ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራን፣ ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ተወሊ [...]
8 ወይ 9 እሱራት ዝጸዓነት ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣስመራ ዓሊባ

8 ወይ 9 እሱራት ዝጸዓነት ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኣስመራ ዓሊባ

Radio Erena: 20 November 2020 መንነቶም ዘይተፈልጡ፣ 8 ወይ 9 ዝኾኑ እስራት ዝጸዓነት ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ፣ ብሓሙስ 12 ሕዳር፣ ከባቢ ፍርቂ ለይቲ፣ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣስመራ ከምዝዓለበት ናይ ዓ [...]
ሆስፒታል ሰንዓፈ፣ ኣብ ኵናት ትግራይ ብዝተወግኡ ወትሃደራት መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣዕለቕሊቑ

ሆስፒታል ሰንዓፈ፣ ኣብ ኵናት ትግራይ ብዝተወግኡ ወትሃደራት መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣዕለቕሊቑ

Radio Erena: 18 November 2020 ኣብ ሰንዓፈ ዝርከብ ሆስፒታል፣ ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ኵናት ትግራይ ብዝተወግኡ፣ ወትሃደራውት መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣዕለቕሊቑ ከምዘሎ ራድዮ ኤረና ከተረጋግጽ ክኢላ። እቲ ሆስፒታል [...]
ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ፣ ኣብ ዝተኻየደ ደብዳብ ከቢድ ብረት፣ እምባር ሓጎዳ ኣብ ዝተባህለት ቁሸት፣ ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ፣ ኣብ ዝተኻየደ ደብዳብ ከቢድ ብረት፣ እምባር ሓጎዳ ኣብ ዝተባህለት ቁሸት፣ ሰለስተ ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 18 November 2020 ኣብ ከባቢ ሰንዓፈ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ደብዳብ ከቢድ ብረት፣ እምባር ሓጎዳ ኣብ ዝተባህለት ቁሸት፣ ክልተ ኣባላት ሓንቲ ስድራ ከምኡ ድማ ጎረቤት ዝኾና ዓባይ ሰበይት፣ ብጠቕላላ ሰለስ [...]
ሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ መቐለ ይግስግስ ከምዘሎ ገሊጹ

ሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ናብ መቐለ ይግስግስ ከምዘሎ ገሊጹ

Radio Erena: 18 November 2020 ኣብ ክልል ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኵናት እናሓየለ ኣብ ዝመጽኣሉ፣ ሰራዊት ፈደራላዊ መንግስቲ ሓያሎ ከባቢታት ከምዝተቖጻጸረ ገሊጹ። እቲ ሰራዊት ዛጊት ብምዕራብ፣ ንሑመራ፣ ብሰሜን [...]
ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካን ተሓጋጋዚኡ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃን፣ ህወሓት ናብ ኤርትራ ዝፈነዎ መጥቃዕቲ ሚሳይል ኮኒኖም

ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካን ተሓጋጋዚኡ ኣብ ጉዳያት ኣፍሪቃን፣ ህወሓት ናብ ኤርትራ ዝፈነዎ መጥቃዕቲ ሚሳይል ኮኒኖም

Radio Erena: 17 November 2020 ጸሓፊ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ማይክ ፖምፐዮ፣ 'ህወሓት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዘካየደቶ መጥቃዕቲን ነቲ ግጭት ናብ ኣህጉራዊ ደረጃ ንምዕራጉ ዝተገብረ ፈተነን' ኮኒኑ። እቲ ጸሓፊ፣ [...]
ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኢትይጵያ፣ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኵናትን መፍትሒኡን  ንምዝታይ ናብ ኡጋንዳ በጺሑ

ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኢትይጵያ፣ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ኵናትን መፍትሒኡን ንምዝታይ ናብ ኡጋንዳ በጺሑ

Radio Erena: 17 November 2020 ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢን፣ ኣቶ ደመቀ መኮነን ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኡጋንዳ ብምብጻሕ ብዛዕባ ህሉው ኵናት ኢትዮጵያን መፍትሒኡን ከምዝ [...]
ጂቡቲ፣ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ዝካየድ ዘሎ ኵናት ብሰለማዊ መንገዲ ክፍታሕ ጸዊዓ

ጂቡቲ፣ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ዝካየድ ዘሎ ኵናት ብሰለማዊ መንገዲ ክፍታሕ ጸዊዓ

Radio Erena: 17 November 2020 መንግስቲ ጂቡቲ፣ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ክልል ትግራይን ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ብሰለማዊ መንገዲ ክፍታሕ ከምእትድግፍ ኣፍሊጣ። እታ ሃገር ነዚ ዘፍለጠት፣ ብኣማኻሪ ሃገራ [...]
1 127 128 129 130 131 182 1290 / 1818