Category: ሃገራዊ ዜና

1 101 102 103 104 105 182 1030 / 1818
ፕረዚደንት ሶማል፣ ወትሃደራት ናብ ኤርትራን ትግራይን ከምዝልኣኸ ወግዓዊ መብርሂ ክህብ ይሕተት ኣሎ

ፕረዚደንት ሶማል፣ ወትሃደራት ናብ ኤርትራን ትግራይን ከምዝልኣኸ ወግዓዊ መብርሂ ክህብ ይሕተት ኣሎ

Radio Erena: 11 June 2021 ፕረዚደንት ሶማል፣ መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ ፋርማጆ፣ ወትሃደራር ሶማል፣ ናብ ኤርትራን ኵናት ትግራይን ከምዝልኣኽ ንህዝቢ ወግዓዊ መብርሂ ክህብ መራሕቲ ተቓወምቲ ሰልፍታት ይሓቱ ኣለዉ። [...]
ሩስያ፣ ኣብ ሱዳን ክትሃንጾ ዝመደበት መደበር ሓይሊ ባሕሪ ናብ ኤርትራ ከተሰጋገሮ ትህንጠ ምህላዋ ተሓቢሩ

ሩስያ፣ ኣብ ሱዳን ክትሃንጾ ዝመደበት መደበር ሓይሊ ባሕሪ ናብ ኤርትራ ከተሰጋገሮ ትህንጠ ምህላዋ ተሓቢሩ

Radio Erena:10 June 2021 ኣብ ሱዳን ክትሃንጾ ዝመደበት መደበር ሓይሊ ባሕሪ ክዕወት ከምዘይክእል ኣብ መደምደምታ ዝበጽሐት ሩስያ፣ ናብ ኤርትራ ከተሰጋግሮ ከምእትኽእል ወትሃደራውያን ተንተንቲ ኣንፊቶም። መንግስታዊ ኣ [...]
ላዕለዎት ኣካላት ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ይዝትዩ

ላዕለዎት ኣካላት ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ይዝትዩ

Radio Erena:10 June 2021 ላዕለዋት ኣካላት ኣመሪካን ሕብረት ኤውሮጳን፣ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ብምትኳር፣ ሎሚ ሓሙስ 10 ሰነ ዘትዮም። እቲ ብናይ ቪድዮ ኮንፈረንስ ዝተኻየደ ዘተ፣ 7 ወርሑ ኣቑጽሩ ዘሎ ኵናት ትግ [...]
ኣብ ኤርትራ ዝሰልጠኑ ወትሃደራት ሶማል፣ ኣብ ኵናት ትግራይ ምስታፎም ሕቡራት ሃገራት ብመርትዖ ገሊጹ ክብላ ማዕከናት ዜና ሶማል ኣቃሊሐን

ኣብ ኤርትራ ዝሰልጠኑ ወትሃደራት ሶማል፣ ኣብ ኵናት ትግራይ ምስታፎም ሕቡራት ሃገራት ብመርትዖ ገሊጹ ክብላ ማዕከናት ዜና ሶማል ኣቃሊሐን

Radio Erena: 08 June 2021 ኣብ ኤርትራ ዝሰልጠኑ ወትሃደራት ሶማል፣ ኣብ ኵናት ትግራይ ምስታፎም ዘረጋግጽ መርትዖ ከምዘሎ፣ ንጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና ሶማል ገሊጸን። እዚ ብፍሉይ ጸብጻብ [...]
ምምሕዳር ባይደን፣ ንዝተበታተነ ህወሓት ዳግም ንምእካቡ ጣልቃ ይኣቱ  ኣሎ ክብል መንግስቲ ኤርትራ ወቒሱ

ምምሕዳር ባይደን፣ ንዝተበታተነ ህወሓት ዳግም ንምእካቡ ጣልቃ ይኣቱ ኣሎ ክብል መንግስቲ ኤርትራ ወቒሱ

Radio Erena: 08 June 2021 ኣመሪካ፣ ንህወሓት ትሕግዝ ኣላ ክብል መንግስቲ ኤርትራ ተቓዊሙ። እቲ መንግስቲ፣ ብስም ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ፣ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ ናብ ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕቡራት ሃገራት ኣብ [...]
ብዝሒ ዘለዎ ሰራዊት ኤርትራን ኣጽዋርን፣ ኣብ ከባቢ ተንቤን፣ ሰለኽለኻን ውቕሮን ይተኣኻኸብ ኣሎ

ብዝሒ ዘለዎ ሰራዊት ኤርትራን ኣጽዋርን፣ ኣብ ከባቢ ተንቤን፣ ሰለኽለኻን ውቕሮን ይተኣኻኸብ ኣሎ

Radio Erena: 08 June 2021 ኣብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ትግራይ ዝርከብ ሰራዊት ኤርትራ፣ ናብ ከባቢ ተንቤን፣ ሰለኽለኻ፣ ውቕሮ፣ ጭላን ጣንቓ በርገሊን ናብ ዝተባህለ ከባቢታትን ይተኣኻኸብ ከምዘሎ ምንጭታት ኤረና ሓቢሮ [...]
3 ደቂንስትዮ ዝርከብኦም 8 ኤርትራውያን ኣትሌታት፣ ንኤርትራ ብምውካል ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ክሳተፉ ምዃኖም ተረጋጊጹ

3 ደቂንስትዮ ዝርከብኦም 8 ኤርትራውያን ኣትሌታት፣ ንኤርትራ ብምውካል ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ክሳተፉ ምዃኖም ተረጋጊጹ

Radio Erena: 08 June 2021 ካብ 23 ሓምለ ክሳብ 8 ነሓሰ ኣብ ቶክዮ ጃፓን ዝካየድ መበል 32 ውድድር ኦሊምፒክ፡ ኣብ ዓውዲ ስፖርት ኣትለቲክስ፡ ዛጊት 8 ኤርትራውያን ኣትሌታት ክሳተፉ ምዃኖም ተረጋጊጹ ኣሎ። [...]
ደንማርክ፣ ሓተቲ ዑቕባ ንምምላስ ኤርትራ ምስ እትርከበን ሃገራት ትዘራረብ ምህላዋ ተሓቢሩ

ደንማርክ፣ ሓተቲ ዑቕባ ንምምላስ ኤርትራ ምስ እትርከበን ሃገራት ትዘራረብ ምህላዋ ተሓቢሩ

Radio Erena: 07 June 2021 መንግስቲ ደንማርክ፣ ሓተቲ ዑቕባ ነናብ ሃገሮም ንምጥራዝ ዝሓለፈ ሰሙን ውሳኔ ከምዘሕለፈ ኣብ ዝግለጸሉ ዘሎ እዋን፣ ኣቐዲሙ ምስ መንግስታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከምዝተዘራረበ ተሓቢሩ። [...]
ኤርትራ፣ ሰበስልጣን ኢትዮጵያ ንምውጻእ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ብዝምልከት ተጋራጫዊ መግለጺታት ይህቡ

ኤርትራ፣ ሰበስልጣን ኢትዮጵያ ንምውጻእ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ብዝምልከት ተጋራጫዊ መግለጺታት ይህቡ

Radio Erena: 06 June 2021 ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ ጀሚሩ ኣብ ዝበሃለሉ ዘሎ እዋን፣ ሰበስልጣን መንግስቲ ኢትዮጵያ ተጋራጫዊ መግለጺታት ይህቡ ኣለዉ። ወሃብ ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ፣ ካብ ጋ [...]
ኤርትራ፣ ተኣስሮም ዝጸንሑ ኣስታት 50 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም

ኤርትራ፣ ተኣስሮም ዝጸንሑ ኣስታት 50 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም

Radio Erena: 04 June 2021 ኣብ ኤርትራ ንልዕሊ 4 ዓመታት ተኣሲሮም ዝጸንሑ ኣስታት 50 የመናውያን ናብ ዓዶም ተፋንዮም። እቶም የመናውያን፣ ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ካብ ከተማ ዓደን ዘምጻቶም ምንባሮም ዝሓበሩ [...]
1 101 102 103 104 105 182 1030 / 1818