Category: ሃገራዊ ዜና

1 96 97 98 99 100 184 980 / 1836
ኣብ ኤርትራ ዝጸንሑ ኣሽሓት ወትሃደራት ሶማል፣ ኣብ ዝመጽእ ሰሙናት ናብ ዓዶም ክምለሱ ትጽቢት ከምዘሎ ተገሊጹ

ኣብ ኤርትራ ዝጸንሑ ኣሽሓት ወትሃደራት ሶማል፣ ኣብ ዝመጽእ ሰሙናት ናብ ዓዶም ክምለሱ ትጽቢት ከምዘሎ ተገሊጹ

Radio Erena: 05 August 2021 ኣብ ኤርትራ፣ ዝጸንሑ ኣሽሓት ወትሃደራት ሶማል፣ ኣብ ዝመጽእ ሰሙናት ናብ ዓዶም ክምለሱ ትጽቢት ከምዘሎ፣ ንሰነድ ነቲ ጉዳይ ከተጻሪ ዝተመዘዘት ኮሚተ ብምጥቃስ መርበብ ሓበሬታ ጋሮወ ኣፍሊጡ [...]
ናይ ሎሚ ረቡዕ 04 ነሓሰ 2021 ዕለታዊ ፈነወና

ናይ ሎሚ ረቡዕ 04 ነሓሰ 2021 ዕለታዊ ፈነወና

Radio Erena: 04 August 2021 https://www.youtube.com/watch?v=6rAjn4VKPNc [...]
ኢትዮጵያ፣ ኩሉም ሓይልታት ቅድሚ ኵናት ትግራይ ምጅማሩ ናብ ዝነበረ ከባቢታት ክስሕቡ ላዕለወይቲ በዓልቲ ስልጣን ኣመሪካ ጸዊዓ

ኢትዮጵያ፣ ኩሉም ሓይልታት ቅድሚ ኵናት ትግራይ ምጅማሩ ናብ ዝነበረ ከባቢታት ክስሕቡ ላዕለወይቲ በዓልቲ ስልጣን ኣመሪካ ጸዊዓ

Radio Erena: 04 August 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ምብጻሕ ዘካየደት ላዕለወይቲ በዓልቲ ስልጣን ኣመሪካ፣ ኣብ ኵናት ትግራይ ዝሳተፉ ዘለዉ ኩሎም ሓይልታት ናብቲ ቅድሚ ኵናት ዝጀመረሉ ከባቢታት ክስሕቡ ጸዊዓ። ኣብ [...]
ዓለም-ለኸ ምንቅስቓስ ይኣክል ፈላሚ ጉባኤ ኣካይዱ ደምዳሚ ኣዋጅ ድማ ኣውጺኡ

ዓለም-ለኸ ምንቅስቓስ ይኣክል ፈላሚ ጉባኤ ኣካይዱ ደምዳሚ ኣዋጅ ድማ ኣውጺኡ

Radio Erena: 04 August 2021 ዓለም-ለኸ ምንቅስቓስ ይኣክል(Global Yiakl) ካብ 31 ሓምለ ክሳብ 01 ነሓሰ 2021 ፈላሚን መስራትን ጉባኤ ድሕሪ ምክያድ፣ 13 ዝኣባላታ ኣካያዲት ስራሕ መሪጹ ደምዳሚ ኣዋጅ [...]
ቱርኪ፣ ንኢትዮጵያ ኩሉ ዓይነት ድጋፍ ክትገብር ድልውቲ ምዃና ገሊጻ

ቱርኪ፣ ንኢትዮጵያ ኩሉ ዓይነት ድጋፍ ክትገብር ድልውቲ ምዃና ገሊጻ

Radio Erena: 03 August 2021 ቱርኪ፣ ጸጥታን ርግኣትን ኢትዮጵያ ከምዘገድሳን፣ ኩሉ ዓይነት ድጋፍ ንምግባር ድልውቲ ምህላዋን ገሊጻ። እታ ሃገር ነዚ ዝገለጸት ፕረዚደንት ጣይብ ኤርዶዋን፣ ምስ ቀዳማይ ሚኒስተር [...]
ኣብ ተከዘ፣ ናይ ዝተቐትሉ ኣስታት 50 ሰባት ሬሳ ተረኺቡ

ኣብ ተከዘ፣ ናይ ዝተቐትሉ ኣስታት 50 ሰባት ሬሳ ተረኺቡ

Radio Erena: 03 August 2021 ኣብ ሩባ ተከዘ፣ ናይ ዝተቐትሉ ኣስታት 50 ሰባት ሬሳ ከምዝተረኽበ ንመንግስቲ ሱዳን ብምጥቃስ ማዕከን ዜና ዘ ጋርድያን ኣቃሊሑ። ገለ ካብቲ በብእዋኑ ዝተኣከበ ሬሳታት፣ ኣእዳዎም [...]
ኣብ ኣፍሪቃ፣ ክታበት ኮረና ቫይረስ ንምጅማር ፍቓደኛ ዘይኮነት ሃገር ኤርትራ በይና ተሪፋ

ኣብ ኣፍሪቃ፣ ክታበት ኮረና ቫይረስ ንምጅማር ፍቓደኛ ዘይኮነት ሃገር ኤርትራ በይና ተሪፋ

Radio Erena: 03 August 2021 ኣብ ኣፍሪቃ፣ ክታበት ኮረና ቫይረስ ንምጅማር ፍቓደኛ ዘይኮነት እንኮ ሃገር ኤርትራ ጥራይ ኮይና። ብመንገዲ ውድብ ጥዕና ዓለም ዝተማእከለ መደብ ኮቫክስ፣ ክታበት ኮረና ቫይርስ ንምብጻሕ [...]
ናይ ሎሚ ሰኑይ 02 ነሓሰ 2021 ፈነወና፦

ናይ ሎሚ ሰኑይ 02 ነሓሰ 2021 ፈነወና፦

Radio Erena: 02 August 2021 Radio Erena · ሰኑይ 02 ነሓሰ 2021   [...]
ኤርትራ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብዝምልከት ንሰበስልጣን ሱዳን መግለጺ ሂባ

ኤርትራ ብዛዕባ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብዝምልከት ንሰበስልጣን ሱዳን መግለጺ ሂባ

Radio Erena: 01 August 2021 ኤርትራ ብዛዕባ’ቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብዝምልከት ንሰበስልጣን ሱዳን መግለጺ ሂባ። ላዕለዎት ሰበስልጣን ኤርትራ ዑስማን ሳልሕን የማነ ገብረኣብን ዝርከብዎ ጉጅለ ልኡኽ ብሓሙስ [...]
ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ኤርትራውያን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም

ኣብ ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ኤርትራውያን ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም

Radio Erena: 31 July 2021 ሓይልታት ጸጥታ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብታ ከተማ ኣብ ልዕሊ ዝርከቡ ኤርትራውያን ኣልማማ ማእሰርቲ ኣካዪዶም። እቶም ኣስታት 19 ዝኾኑ ኤርትራውያን፣ ምኽኒያት መእሰሪኦም ብላዕለዎት ሓለፍቲ ብን [...]
1 96 97 98 99 100 184 980 / 1836