Category: ሃገራዊ ዜና

1 94 95 96 97 98 184 960 / 1837
ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ጀነራል ፍሊጶስ ወልደዮሃንስ ማዕቀብ ኣንቢራ

ኣመሪካ፣ ኣብ ልዕሊ ጀነራል ፍሊጶስ ወልደዮሃንስ ማዕቀብ ኣንቢራ

Radio Erena: 23 August 2021 ክፍሊ ሃብቲ ሃገር ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ (US Treasury)፣ ኣብ ልዕሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት መንግስቲ ኤርትራ ናይ ቁጠባ ማዕቀብ ኣንቢሩ። እቲ ማዕከን ሎሚ 23 ነሓሰ ኣብ ዘውጸኦ [...]
መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ዝርከብ ኤምባሲታቱ ክዓጽው እዩ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ዝርከብ ኤምባሲታቱ ክዓጽው እዩ

Radio Erena: 23 August 2021 መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ሓያሎ ሃገራት ዝርከብ ኤምባሲታቱ ክዓጽው ከምዝኾነ ኣፍሊጡ። ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ’ታ ሃገር ሰሙናዊ ኣብ ዝህቦ ጋዜጣዊ መግለጺ ብዝሃቦ ቃል መሰረት፣ ኢትዮጵያ ካብ ዝ [...]
ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ መስከረም፣ ሃገራዊ ዋዕላ ክትገብር ምዃና ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣፍሊጡ

ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ መስከረም፣ ሃገራዊ ዋዕላ ክትገብር ምዃና ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣፍሊጡ

Radio Erena: 22 August 2021 ኢትዮጵያ ኣብ ወርሒ መስከረም፣ ሃገራዊ ዋዕላ ክትገብር ምዃና ቤት ጽሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ማዕከን ዜና ብሉምበርግ ካብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝመሓላለፎ ሓበሬታ፣ መርሓ [...]
ቱርኪ፣ ቅልውላው ኢትዮጵያ ሰላማዊ ምፍታሕ ንምርካብ ናይ ሽምግልና ቃል ኣትያ

ቱርኪ፣ ቅልውላው ኢትዮጵያ ሰላማዊ ምፍታሕ ንምርካብ ናይ ሽምግልና ቃል ኣትያ

Radio Erena: 19 August 2021 ፕረዚደንት ቱርኪ፣ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኲናት ብሰላማዊ መንገዲ ክፍታሕ ኣለዎ ኢሉ ከምዝኣምን ገሊጹ። ጣይብ ኤርዶዋን ኣብታ ሃገር ዑደት ምስ ዘካየደ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ [...]
መ.ኤርትራ፣ ንጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ፣ ብዘይ ቅድመ ኩነት ክፈትሖ፣ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣባላት ዝተፈላለያ ክፍልታት ጸዊዖም

መ.ኤርትራ፣ ንጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ፣ ብዘይ ቅድመ ኩነት ክፈትሖ፣ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣባላት ዝተፈላለያ ክፍልታት ጸዊዖም

Radio Erena: 19 August 2021 መንግስቲ ኤርትራ፣ ንጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ፣ ብዘይ ቅድመ ኩነት ክፈትሖ፣ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣባላት ዝተፈላለያ ክፍልታት ጸዊዖም። እቶም ክኢላታት ተጣበቕቲ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ዘቕረ [...]
ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ትግራይ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ዝውዕል ሓገዝ ልኢኻ

ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ትግራይ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ዝውዕል ሓገዝ ልኢኻ

Radio Erena: 18 August 2021 ሕቡራት ኢማራት ዓረብ፣ ኣብ ትግራይ ህጹጽ ናይ መግቢ ረዲኤት ዝውዕል ሓገዝ ልኢኻ። ኣገልግሎት ዜና ኢማራት ብዘውጸኦ ሓበሬታ መሰረት፣ እታ ሃገር ምስ ዓለማዊ ውድብ መግቢ (WFP) ብምትሕ [...]
‘ሱዳን ኣብ ኣልፋሽጋ ተሪፉዋ ዘሎ መሬት ብሓይሊ ከተምልሶ ክትግደድ እያ’፡ ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን

‘ሱዳን ኣብ ኣልፋሽጋ ተሪፉዋ ዘሎ መሬት ብሓይሊ ከተምልሶ ክትግደድ እያ’፡ ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን

Radio Erena: 18 August 2021 ሱዳን ኣብ ኣልፋሽጋ ተሪፉዋ ዘሎ መሬት ብሓይሊ ከተምልሶ ክትግደድ እያ ክብል ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን ገሊጹ። ላዕለዎት ሰበስልጣን ቆንስል መሰጋገሪ መንግስቲ ሱዳን ዝተረኽቡሉ መበል 67 [...]
ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ብዝኸፈትዎ ተኹሲ፣ ሓደ የመናዊ ሞይቱ

ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ብዝኸፈትዎ ተኹሲ፣ ሓደ የመናዊ ሞይቱ

Radio Erena: 17 August 2021 ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ የመናውያን ገፈፍቲ ዓሳ ብዝኸፈትዎ ተኹሲ፣ ሓደ የመናዊ ከምዝሞተ ማዕከናት ዜና የመን ሓቢረን። ኣኽባር ኣልየመኒ ብወገኑ ኣብ ዝዘርገሖ ሓበሬታ፣ ካልኦት ክል [...]
ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንምእታው ካብ ዝሓለኑ ስደተኛታት፣ ሓደጋ ስለዘጋጠሞም ሓደ ኤርትራዊ ህይወቱ ስኢኑ

ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንምእታው ካብ ዝሓለኑ ስደተኛታት፣ ሓደጋ ስለዘጋጠሞም ሓደ ኤርትራዊ ህይወቱ ስኢኑ

Radio Erena: 16 August 2021 ካብ ፈረንሳ ናብ ብሪጣንያ ንምእታው ካብ ዝሓለኑ ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ናይ ምጥሓል ሓደጋ ስለዘጋጠሞም ሓደ ኤርትራዊ ህይወቱ ስኢኑ። እቶም ኣስታት 36 ስደተኛታት ብሓሙስ 12 ነ [...]
ፈረንሳ ንኢትዮጵያ ክትህቦ ዝመደበት ወተሃደራዊ ሓገዝ ደው ኣቢላ

ፈረንሳ ንኢትዮጵያ ክትህቦ ዝመደበት ወተሃደራዊ ሓገዝ ደው ኣቢላ

Radio Erena: 15 August 2021 ፈረንሳ ንኢትዮጵያ ክትህቦ ዝመደበት ወተሃደራዊ ሓገዝ ደው ከምዘበለቶ ተገሊጹ። ኣጃንስ ፍራንስ ፕረስ፣ ስሞም ክጥቀሱ ካብ ዘይደለዩ ዲፕሎማስያዊያን ምንጭታቱ ብዝረኸቦ ሓበሬታ መሰረት፣ እቲ [...]
1 94 95 96 97 98 184 960 / 1837