Category: ሃገራዊ ዜና

1 14 15 16 17 18 182 160 / 1818
ንጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ ብሞት ዘፈራርሐ ደጋፊ ህግደፍ፣ ን22 ኣዋርሕ ክእሰር ተፈሪዱ

ንጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ ብሞት ዘፈራርሐ ደጋፊ ህግደፍ፣ ን22 ኣዋርሕ ክእሰር ተፈሪዱ

Radio Erena: Wednesday, 08 November 2023 ንጋዜጠኛ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ ብሞት ዘፈራርሐ ደጋፊ ህግደፍ፣ ን22 ኣዋርሕ ክእሰር ተፈሪዱ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ፣ ኣማኑኤል ኢያሱ፣ ናይ ሞት ምፍርራሕ ዘካየደ፣ ያ [...]
ሕማም ዓባይ ሰዓል ድሕሪ ኮቪድ-19 ካልኣይ ኣብ ቅድሚት ዝስራዕ ተላባዒ ቀታሊ ሕማም’ዩ

ሕማም ዓባይ ሰዓል ድሕሪ ኮቪድ-19 ካልኣይ ኣብ ቅድሚት ዝስራዕ ተላባዒ ቀታሊ ሕማም’ዩ

Radio Erena: Wednesday, 08 November 2023 ኣብ 2022 ብድምር 1.3 ሚልዮን ሰባት ብሕማም ዓባይ ሰዓል ሞይቶም። ብደረጃ ዓለም፡ ዓባይ ሰዓል ድሕሪ ኮቪድ-19 (ልዕሊ ኤችኣይቪን ኤይድስን) ካልኣይ ኣ [...]
ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ግጭታት ዳግም ተጎሃሂሩ

ክልል ኣምሓራ፣ ኣብ ብዙሕ ከባቢታት ግጭታት ዳግም ተጎሃሂሩ

Radio Erena: Tuesday, 07 November 2023 ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ብተዛማዲ ተረጋጊኡ ኣብ ዝጸንሐ ብዙሕ ከባቢታት ዳግም ግጭት ከምዝተጎሃሃረ ይግለጽ ኣሎ። ብፍላይ ኣብ ዞባታት ሰሜን ሸዋን ምዕራብ ጎጃምን፣ [...]
ምስሓብ ሃገራዊት ጋንታ ኩዑሶ እግሪ ኤርትራ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ባጀት ዶ ስግኣት ህድማ?

ምስሓብ ሃገራዊት ጋንታ ኩዑሶ እግሪ ኤርትራ፣ ብሰንኪ ዋሕዲ ባጀት ዶ ስግኣት ህድማ?

Radio Erena: Monday, 06 November 2023 ኣብ ዝሓለፈ ቅንያት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ ኣብ ከተማ ከረን ዝተፈላለየ ንጥፈታት ስፖርት ኣካይዱ ኔሩ:: ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፣ ኣብቲ ዝበዝሕ እዋን ኣብ [...]
الاتحاد الدولي لكرة القدم الفيفا يسقط إرتريا من قائمة الدول المشاركة في التصفيات المؤهلة كأس العالم 2026

الاتحاد الدولي لكرة القدم الفيفا يسقط إرتريا من قائمة الدول المشاركة في التصفيات المؤهلة كأس العالم 2026

إذاعة إرينا 06.11.2023 اسقط الاتحاد الدولي لكرة القدم إرتريا من قائمة الدول الافريقية المشاركة في تصفيات كأس العالم 2026  وكان من المفترض أن يواجه [...]
መደብ ሸኾርተት – ሰንበት 05 ሕዳር 2023

መደብ ሸኾርተት – ሰንበት 05 ሕዳር 2023

Radio Erena: Sunday, 05 November 2023 Radio Erena · ሰንበት 05 ሕዳር 2023   [...]
ፊፋ፣ ንኤርትራ፡ ካብ ኣህጉራዊ መሳልል ደረጃታት ሃገራውያን ጋንታታ ገሊሉዋ

ፊፋ፣ ንኤርትራ፡ ካብ ኣህጉራዊ መሳልል ደረጃታት ሃገራውያን ጋንታታ ገሊሉዋ

Radio Erena: Friday, 03 November 2023 በብእዋኑ ንብቕዓት ኩዕሶ እግሪ ኣባል ሃገራት እናዓየረ ዕላዊ ዝገብር፡ ኣህጉራዊ ፈደረሽን ማሕበር ኩዕሶ እግሪ (ፊፋ)፡ ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቕምቲ ኣብ ዝዘር [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ታዕሊም ዝነበሩ ሶማላውያን ወትሃደርት ንሓድሕዶም ብዘካየድዎ ቶዅሲ ዝሞቱን ዝቖሰሉን ከምዘለዉ ተሓቢሩ

ኤርትራ፣ ኣብ ታዕሊም ዝነበሩ ሶማላውያን ወትሃደርት ንሓድሕዶም ብዘካየድዎ ቶዅሲ ዝሞቱን ዝቖሰሉን ከምዘለዉ ተሓቢሩ

Radio Erena:Thursday, 02 November 2023 ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ከባቢታት ኣፋምቦን፣ ኣብ ታዕሊም ዝነበሩ ሶማላውያን ወትሃደራት ንሓድሕዶም ብዘካየድዎ ቶዅሲ ቁጽሮም ዘይተፈልጠ ከምዝሞቱን ከምዝቖሰሉን ምንጭታት ን [...]
ኤርትራ፣ ካብ ግጥማት መጻረዪ ዋንጫ ዓለም 2026 ከምዝሰሓበት ይግለጽ ኣሎ

ኤርትራ፣ ካብ ግጥማት መጻረዪ ዋንጫ ዓለም 2026 ከምዝሰሓበት ይግለጽ ኣሎ

Radio Erena: Thursday, 02 November 2023 ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኤርትራ፣ ኣብቲ ካብ ዝመጽእ ክልተ ቅነ ዝጅምር፣ ግጥማት መጻረዪ ዋንጫ ዓለም 2026 ክትቦክር ምዃና ይግለጽ ኣሎ። ኣብዚ ኣብ መን [...]
ሓደሽ ኣምባሳደር ፈረንሳ ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ጉዳያት ሰብኣዊ መሰላት ከተኩር ትጽቢት ይግበረሉ

ሓደሽ ኣምባሳደር ፈረንሳ ኣብ ኤርትራ፣ ኣብ ጉዳያት ሰብኣዊ መሰላት ከተኩር ትጽቢት ይግበረሉ

Radio Erena: Wednesday, 01 November 2023 መንግስቲ ፈረንሳ፣ ኣብ ኤርትራ ሓድሽ ኣምባሳደር ከምዝመዘዘ ኣፍሊጡ። ኣቐዲሙ ኣምባሳደር ፈረንሳ ኣብ ባሕሬይን ዝነበረ፣ ጀሮም ኩሻርድ፣ ኣብ ኤርትራ ንዝነበረ [...]
1 14 15 16 17 18 182 160 / 1818