Author: Radio Erena

1 3 4 5 6 7 448 50 / 4477 POSTS
ቱኒዝያ፣ ብዘይኣላዪ ዝተሰዱ ትሕቲ ዕድመ ኤርትራውያን ቆልዑ ግዳያት ጭንቀት ይኾኑ ከምዘለዉ ተሓቢሩ

ቱኒዝያ፣ ብዘይኣላዪ ዝተሰዱ ትሕቲ ዕድመ ኤርትራውያን ቆልዑ ግዳያት ጭንቀት ይኾኑ ከምዘለዉ ተሓቢሩ

Radio Erena: 26 March 2019 ኣብ ቱኒዝያ፣ መዓስከር መደኒን ዝርከቡ፣ ብዘይኣልዩ ዝተሰዱ 10ታት ኤርትራውያን ቆልዑ፣ ግዳያት ጭንቀትን ተስፋ ምቑራጽን ይኾኑ ከምዘለዉ፣ ተሓቢሩ። ኣልጀዚራ፣ ንሓያሎ ካብቶም ኣብቲ መዓስከር ዝ Read More
ግብጽን ፈረንሳ፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ከካይዳ’የን

ግብጽን ፈረንሳ፣ ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ከካይዳ’የን

Radio Erena: 26 March 2019 ግብጽን ፈረንሳን ሓባራዊ ወትሃደራዊ ልምምድ ሓይሊ ባሕሪ ከካይዳ ምዃነን ሚኒስትሪ ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ብዝሑ ዘይተሓበረ ሓይሊ ባሕሪ ግብጺ ምስ መራኽቡ፣ ፈረንሳ ናብ እትቆጻጸሮ ክሊ ማ Read More
የመን፣ ልዕሊ 100 ሽሕ ሰባት ብሕማም ኮሌራ ከምዝተጠቕዑ ተገሊጹ

የመን፣ ልዕሊ 100 ሽሕ ሰባት ብሕማም ኮሌራ ከምዝተጠቕዑ ተገሊጹ

Radio Erena: 26 March 2019 ኣብ የመን፣ ኣብዘን ሰለስተ ኣዋርሕ፣ ልዕሊ 110 ሽሕ ሰባት ብሕማም ውጽኣት ከምዝተጠቕዑ ጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ካብታ ሃገር ኣፍሊጡ። ዛጊት ልዕሊ 190 ሰባት፣ ብሰንኪ እቲ ሕማም ሞይቶም ከም Read More
ኤርትራ፣ ምስ ኤችኣይቪ ዝነብሩ ሰባት ብሰንኪ ዓባይ ሰዓል ዝስዕብ ዝነበረ ሞት፣ ብ83 % ጎዲሉ

ኤርትራ፣ ምስ ኤችኣይቪ ዝነብሩ ሰባት ብሰንኪ ዓባይ ሰዓል ዝስዕብ ዝነበረ ሞት፣ ብ83 % ጎዲሉ

Radio Erena: 25 March 2019 ኤርትራ፣ ምስ ኤችኣይቪ ኣብ ልዕሊ ዝነብሩ ሰባት፣ ብሰንኪ ዓባይ ሰዓል ዝስዕብ ዝነበረ ሞት ብ83% ከምዝጎደለ ሕቡራት ሃገራ ኣፍሊጡ። ሕቡራት ሃገራት ፕሮግራም ኤችኣይቪ ኤይድስ፣ ብምኽንያት ኣህ Read More
ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መደባራት ሓይሊ ባሕሪ ፈረንሳ ዑደት ኣካይዱ

ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መደባራት ሓይሊ ባሕሪ ፈረንሳ ዑደት ኣካይዱ

Radio Erena: 25 March 2019 ብርጋዴር ጀነራል ክንዱ ገዙ ተናኝ ዝመርሖ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለየ መደባርት ሓይሊ ባሕሪ ፈረንሳ ዑደት ከምዘካየደ ተገሊጹ። ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ሰሜናዊ Read More
ኣብ ጉዳይ ዶብ ክሰማምዓ ዘይክኣለ ሶማልን ኬንያን፣ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ይቐርባ

ኣብ ጉዳይ ዶብ ክሰማምዓ ዘይክኣለ ሶማልን ኬንያን፣ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ይቐርባ

Radio Erena: 25 March 2019 ብጉዳይ ዶብ ኣብ ምውጣጥ ዝርከባ ሶማልን ኬንያን፣ ብመንጎኝነት ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ዝተወስደ ተበግሶ ሽምግልና ድሕሪ ምፍሻሉ፣ ናብ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ክቐርባ ከምዝወሰና ተ Read More
ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ሰበስልጣናት ዘቕርቦ ዘሎ በዳሂ ሕቶትታት ይቕጽል

ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ሰበስልጣናት ዘቕርቦ ዘሎ በዳሂ ሕቶትታት ይቕጽል

Radio Erena: 24 March 2019 ብዝተፈላለዩ ሰበስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ዝካየድ ዘሎ ናይ ህዝቢ ኣኼባታት ይቕጽል ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። በዚ መሰረት ትማሊ 23 መጋቢት ኣብ ቀጽሪ ኤክስፖ ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ፣ Read More
ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሱዳን፣ ሰላማዊ ሰልፊ ይቕጽል

ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሱዳን፣ ሰላማዊ ሰልፊ ይቕጽል

Radio Erena: 24 March 2019 ንፕረዚደንት ኣልበሽር ካብ ስልጣኑ ክእለ ዝጸወዐ ሰላማዊ ሰልፍታት ብሓሙስ እውን ቀጺሉ ከምዝወዓለ፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ዜና ኣመልኪቱ። እዚ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ሱዳን ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰ Read More
ኣብ መንጎ ኣልሸባብን ሰራዊት መንግስትን ብዝተኻየደ ናይ ተኹሲ ምልውዋጥ፣ ብዉሑዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ መንጎ ኣልሸባብን ሰራዊት መንግስትን ብዝተኻየደ ናይ ተኹሲ ምልውዋጥ፣ ብዉሑዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 24 March 2019 ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ኣብ መንጎ ኣልሸባብን ሰራዊት መንግስትን ብዝተኻየደ ናይ ተኹሲ ምልውዋጥ፣ ብዉሑዱ 15 ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ከተማ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ብቀዳም 23 መጋቢት Read More
ሶማል፣ ሰራዊት መንግስቲ ኣድማ የካይድ

ሶማል፣ ሰራዊት መንግስቲ ኣድማ የካይድ

Radio Erena: 22 March 2019 ሰራዊት ፈደራላዊ መግስቲ ሶማል፣ ኣድማ የካይድ ከምዘሎ ተሓቢሩ። ሮይተርስ ብዘቕረቦ ጸብጻብ መሰረት፣ ብውሕዱ ኣብ ሰለስተ መዓስከራት ዝርከብ ሰራዊት እቲ መንግስቲ ዝኣደመሉ ምኽንያት፣ ናይ ኣዋር Read More
1 3 4 5 6 7 448 50 / 4477 POSTS