Author: Radio Erena

1 2 3 4 5 6 448 40 / 4477 POSTS
መንግስቲ ኤርትራ ቀዪዱዎም ዘሎ ዜጋታቱ ሃለዋቶም ከፍልጥ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ

መንግስቲ ኤርትራ ቀዪዱዎም ዘሎ ዜጋታቱ ሃለዋቶም ከፍልጥ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ

መንግስቲ ኤርትራ ካብ 2001 ኣትሒዙ ቀዪዱዎም ዘሎ ጋዜጠኛታትን ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስትን ሃለዋት ከፍልጥ፣ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ። 18 ክኢላታት ሰብኣዊ መሰላት እቲ ባይቶ፣ ጀኔቫ ካብ ዝርከብ ቤት Read More
ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ከቋርጾ ሕጋዊ ጻውዒት ቀሪቡ

ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ፋይናንስያዊ ሓገዝ ከቋርጾ ሕጋዊ ጻውዒት ቀሪቡ

ሕብረት ኤውሮጳ ንመንግስቲ ኤርትራ ዝለገሶ ገንዘባዊ ሓገዝ ደው ከብሎ፣ ትካል ሰብኣዊ መሰላት ንኤርትራውያን፣ ሕጋዊ መጸዋዕታ ኣቕሪቡ። እቲ ኣብ ነዘርላንድስ ዝመደበሩ ተጣባቒ መሰል ደቂሰብ ንሕብረት ኤውሮጳ ኣብ ዘቕረበሉ ሕጋዊ ጻው Read More
ኣልሸባብ ናይ ሶማል ብዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ብዉሑዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም

ኣልሸባብ ናይ ሶማል ብዘካየዶ መጥቃዕቲ፣ ብዉሑዱ 15 ሰባት ተቐቲሎም

ጥሩፍ ጉጅለ ኣልሸባብ ናይ ሶማል፣ ኣብ ከተማ ሞቓድሾ ብዘካየዶ ናይ ቦምባ መጥቃዕቲ፣ ብዉሑዱ 15 ሰባት ከምዝተቐትሉ፣ ካብታ ከተማ ዝተመሓላለፈ ዜና ኣመልኪቱ። እቲ ብዕለት 28 መጋቢት ኣብ መኪና ብዝተጻወደ ቦምባ ዝተኻየደ መጥቃዕ Read More
ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ፊናንስን ጸዓትን ሓገዝ ቀጠር ትሓትት

ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ፊናንስን ጸዓትን ሓገዝ ቀጠር ትሓትት

ደቡብ ሱዳን፣ ኣብ ፊናንስ፣ ጸዓትን ካልእ ጽላታትን ዘተኮረ ሓገዛት ካብ ቀጠር ከምዝሓተተ ተሓቢሩ። እታ ሃገር ነዚ ትሓትት ዘላ፣ ብሚኒስተር ነዳዲ ህዝቅኤል ሎል ጋትኩት ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ናብ ቀጠር ኣብ ዘካየዶ ምብጻሕ ምስ ሓላፊ Read More
ዩክሬይን፣ “ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ኤርትራ ክሰጋገር ዝተሓስበ’ዩ” ዝበለቶ 36 ሚሳይላት ከምዝሓዘት ተገሊጹ

ዩክሬይን፣ “ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ኤርትራ ክሰጋገር ዝተሓስበ’ዩ” ዝበለቶ 36 ሚሳይላት ከምዝሓዘት ተገሊጹ

መንግስቲ ዩክሬይን፣ "ብዘይሕጋዊመንገዲ ናብ ኤርትራ ክሰጋገር ዝሓሰበ'ዩ" ዝበሎ፣ 36 ሚሳይላት ከምዝሓዘ ንኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ብምጥቃስ መርበባት ሓበሬታ ገሊጸን። እዚ ዝግለጽ ዘሎ፣ ኣኽሃብር ሕጊ እታ ሃገር ዩሪ ሉሰንኮ፣ ላዕ Read More
ቻይና፣ ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ግዳያት ዕዳ ከይትገብረን የሻቕል

ቻይና፣ ንሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ፣ ግዳያት ዕዳ ከይትገብረን የሻቕል

ቻይና፣ ኣብ ኬንያ ብኣስታት 2 ቢልዮን ዶላር፣ ሓዳስ ከተማ ንምህናጽ መደብ ከምዘለዋ ተገሊጹ። እዛ ካብ ከተማ ናይሮቢ ብዙሕ ዘይትርሕ ከተማ ብምወላ፣ ሓገዝን ልቃሕን መንግስቲ ቻይና ከምእትነጽ መርበባት ሓበሬታ እታ ሃገር ኣመልኪተን። Read More
“መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንህዝቢ ምስ ዘይወከለ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝገብሮ ዘሎ ስምምዕ ውሕስነት የብሉን፣” ኣምባሳደር ሃይለ መንቀርዮስ

“መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ንህዝቢ ምስ ዘይወከለ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝገብሮ ዘሎ ስምምዕ ውሕስነት የብሉን፣” ኣምባሳደር ሃይለ መንቀርዮስ

መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ትካላዊ ኣቃውማ መንግስቲ ምስ ዘይብሉን ብህዝቢ ምስ ዘይተመርጸን ንህዝቢ ምስ ዘይወከለን ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ጥራይ ዝገብሮ ዘሎ ስምምዓት፣ ንመጻኢ ውሕስነት ከምይህልዎ ኣምባሳደር ሃይለ መንቀርዮስ ገሊጹ። Read More
ኣልጀርያ፣ “ፕረዚደንት ቡተፍሊቓ ሃገር ክመርሕ ኣይበቅዕን” ንዝብል ህዝባዊ ጻውዒት፣ ኣዘዝቲ ሰራዊት ይጽንበርዎ

ኣልጀርያ፣ “ፕረዚደንት ቡተፍሊቓ ሃገር ክመርሕ ኣይበቅዕን” ንዝብል ህዝባዊ ጻውዒት፣ ኣዘዝቲ ሰራዊት ይጽንበርዎ

ኣብ ኣልጀርያ፣ ፕረዚንት ቡተፍሊቓ፣ ሃገር ንምምራሕ ዝበቕዕ ኩነታት የብሉን ዝብል ጻውዒት ህዝቢ፣ ካብ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊት ደገፍ ከምዝረኸበ ይግለጽ ኣሎ። ነዚ ናይ ህዝቢ ጻውዒት ብምኽባር፣ ፕረዚደንት ቡተፍሊቓ ሃገር ንምምራሕ ኣ Read More
እስራኤል፣ ንኤርትራውያን ቆልዑ ዝወሃብ “ሪታሊን”መዐገሲ መድሃኒ፣ ሓደገኛ ሳዕቤን ከምዘለዎ ይግለጽ

እስራኤል፣ ንኤርትራውያን ቆልዑ ዝወሃብ “ሪታሊን”መዐገሲ መድሃኒ፣ ሓደገኛ ሳዕቤን ከምዘለዎ ይግለጽ

Radio Erena: 27 March 2019 ኣብ እስራኤል፣ ብባህርያቶም ጠባያቶምን ውዕይ ንዝበሉ ኤርትራውያን ቆልዑ፣ ብመማህራኖም ዝእዘዘሎም ዘሎ "ሪታሊን" ዝተባህለ መድሃኒት፣ ሓደገኛ ሳዕቤት ከምዘለዎ ተገሊጹ። እዚ ዝተገልጸ፣ ብቤት ት Read More
መራሕቲ ኡጋንዳን ኬንያን ኣብ ህሉው ኩነታት ዝምድንኦም ክዘራረቡ’ዮም

መራሕቲ ኡጋንዳን ኬንያን ኣብ ህሉው ኩነታት ዝምድንኦም ክዘራረቡ’ዮም

Radio Erena: 27 March 2019 ኬንያን ኡጋንዳን፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ዝምድና ዘተኮረ ዘተ ከካይዳ ምዃነን ተሓቢሩ። ሮቡዕ 27 መጋቢት ናብ ኬንያ ክኣቱ ምዃኑ ተሓቢሩ ዘሎ ፕረዚድነት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ፣ ብዛዕባ'ቲ ኣብ ዶብ Read More
1 2 3 4 5 6 448 40 / 4477 POSTS