Author: Radio Erena

1 2 3 4 5 448 30 / 4477 POSTS
ሱዳን፣ 150 ኩንታል ሓሺሽ ተታሒዙ

ሱዳን፣ 150 ኩንታል ሓሺሽ ተታሒዙ

ፖሊስ ሱዳን፣ 150 ኩንታል ሓሽሽ ከምዝሓዙ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ሓቢሩ። እቲ ብሰሉስ 2 ሚያዝያ ኣብ ከባቢ ኡምዱርማን ዝተታሕዘ ሓሺሽ፣ ብመልክዕ ከኒናን ካልእን ዝተዳለወ ምዃኑ ጸብጻብ ፖሊስ ገሊጹ። ኣዛዚ ስርሒታት ምቑጽጻር Read More
ኤርትራ፣ ህግደፍ ብዝሓደሮ ሻቕሎት ዝካየድ ዘሎ ዘመተን ጎስጓስን ይቕጽል

ኤርትራ፣ ህግደፍ ብዝሓደሮ ሻቕሎት ዝካየድ ዘሎ ዘመተን ጎስጓስን ይቕጽል

ኣብ ኤርትራ፣ ድሕሪ'ቲ ኣብ መንጎ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂን መንግስቲ ኢትዮጵያን ዝተኻየደ ምስጢራዊ ስምምዓት፣ ብዝተፈጥረ ሻቕሎትን ዘይምትእምማን ዝካየድ ዘሎ ሰሚናራት ይቕጽል ምህላዉ ተሓቢሩ። በዚ መሰረት፣ ብርጋዴር ጀነራል ኢ Read More
ሶማል ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት ኣለዋ ዝብለ በዓል ስልጣን ካብ መዝነቱ ተሰጕጕ

ሶማል ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት ኣለዋ ዝብለ በዓል ስልጣን ካብ መዝነቱ ተሰጕጕ

ሶማል ምስ እስራኤል ዝምድና ክትምስርት ኣለዋ ዝብል መርገጺ ዘለዎ ሶማላዊ በዓል ስልጣን ካብ መዝነቱ ከምዝተሰጎጕ ሬድዮ ዳስላን ካብ ሞቛድሾ ሓቢራ። እቲ ዓብዱላሂ ዱል ዝተባህለ፣ ዳይረክተር ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ሶማል፣ ሶማል ምስ Read More
ፕረዚደንት ኣልጀርያ፣ ድሕሪ 20 ዓመታት ካብ ስልጣን ተኣልዩ

ፕረዚደንት ኣልጀርያ፣ ድሕሪ 20 ዓመታት ካብ ስልጣን ተኣልዩ

ኣንጻሩ ሰፊሕ ህዝባዊ ተቓውሞታት ክካየድ ዝጸንሐ ፕረዚደንት ኣልጀርያ፣ ዓብደልዓዚዝ ቡተፍሊቓ ካብ ስልጣኑ ተኣልዩ። ቤት ጽሕፈት እቲ ፕረዚደንት፣ ኣቐዲሙ ብ1 ሚያዝያ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ፕረዚደንት ቡተፍሊቓ ኣብ 28 ሚያዝያ ሚያዝያ፣ Read More
ኤርትራ፣ ኣብ ሓያሎ ከተማታት፣ ንኢትዮጵያውያን እንተዘይኮይኑ፣ ንኤርትራውያን ኣብ ናይ ጎደና ሸቐጥ ከይዋፈሩ ዝኽልክል መጠንቀቕታ ይመሓላለፍ

ኤርትራ፣ ኣብ ሓያሎ ከተማታት፣ ንኢትዮጵያውያን እንተዘይኮይኑ፣ ንኤርትራውያን ኣብ ናይ ጎደና ሸቐጥ ከይዋፈሩ ዝኽልክል መጠንቀቕታ ይመሓላለፍ

ኣብ ከተማታት ተሰነይ፣ ባረንቱ፣ መንደፈራ፣ ዓዲዃላን ካልእ ከተማታት ኤርትራን፣ ኣብ ጎደናታት ዝካየድ ሸቐጥ ንኢትዮጵያን እንተዘይኮይኑ ንኤርትራውያን ክልኩል ምዃኑ፣ መጠንቀቕታ ይመሓላለፍ ከምዘሎ ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እዚ Read More
ኤርትራ ዝመበቆሉ ኣመሪካዊ “ራፐር” ተቐቲሉ

ኤርትራ ዝመበቆሉ ኣመሪካዊ “ራፐር” ተቐቲሉ

ብ "ኒፕሲ ሃስል" ዝፍለጥ፣ ኤርምያስ ደቪድሰን ኣስገዶም ዝተባህለ ኤርትራ ዝመበቖሉ ኣመሪካዊ ደራፋይ ተቐቲሉ። ኤርትራዊ ኣመሪካዊ፣ ናይ "ራፕ" ዓይነት ሙዚቓ ደራፋይ፣ ኣብ ካሊፎንያ፣ ሎስ ኣንጀሎስ ኣብ ዝርከብ ትካል መሸጣ ጨርቃ ጨር Read More
ኬንያ፣ ብደረጃ ዓለም ፣ብዕብየቱ ቀዳማይ ዝስራዕ መዓስከር ስደተኛታት ክዓጹ’የ ትብል

ኬንያ፣ ብደረጃ ዓለም ፣ብዕብየቱ ቀዳማይ ዝስራዕ መዓስከር ስደተኛታት ክዓጹ’የ ትብል

መንግስቲ ኬንያ፣ ነቲ ብደረጃ ዓለም፣ ብዕብየቱ ቀዳማይ ዝስራዕ መዓስከር ስደተኛታት ዳዳብ ክዓጽዎ ምዃኑ ኣፍሊጡ። ኣብቲ መዓስከር መብዛሕቶም፣ ካብ ሶማል ዝተፈናቐሉ ኣስታት 250 ሽሕ ሰባት ተዓቝቦም ኣለዉ። እቲ መንግስቲ፣ ኣብ ዝሓ Read More
ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ዕጹው ኣኼባታት ኣካይዱ

ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ ዕጹው ኣኼባታት ኣካይዱ

ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራ፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ብዝምልከት ዕጹው ኣኼባታት ኣካይዱ። ብወዲ ፊተውራሪ ዝፍለጥ ብኮለነል መልኣከ ተኽለማርያም ዝተኻየደ ዕጹው ኣኼባ፣ ንውሱናት ሓለፍቲ ናይቲ ሓይሊ ባሕሪ ጥራይ ዘሳተፈ ምንባሩ እቶም ነዚ ሓ Read More
ደንማርክ፣ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ኣትለታት ተሰዊሮም

ደንማርክ፣ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ኣትለታት ተሰዊሮም

ኣብ ደንማርክ፣ ከተማ ኣርሁስ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዋንጫ ዓለም ኣትለቲክስ 2019 ንምስታፍ ናብታ ሃገር ዝኣተዉ ሓሙሽተ ኤርትራውያን ከምዝተሰወሩ ፖሊስ ደንማርክ ኣፍሊጡ። እቶም ስማቶም ብዝርዝር ዘይተገልጸ ኤርትራውያን ኣትለታት፣ ብሓ Read More
ኬንያ፣  ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ዝኣተዉ ሸሞንተ ኤርትራውያን ተታሒዞም

ኬንያ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ዝኣተዉ ሸሞንተ ኤርትራውያን ተታሒዞም

ኬንያ፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብታ ሃገር ኣትዮም ዝበለቶም ሸሞንተ ኤርትራውያን ቀይዳ። ፖሊስ እታ ሃገር ኣብ ዝዘርግሖ መግለጺ፣ እቶም ካብ 17 ክሳብ 31 ዓመት ዝዕድሚኦም ኤርትራውያን፣ ብዘይሕጋውያን ኣሰጋገርቲ ተመሪሖም፣ ብመኪና ኣብ Read More
1 2 3 4 5 448 30 / 4477 POSTS