Author: Radio Erena

1 2 3 4 448 20 / 4477 POSTS
“ምስ ኤርትራ ዝተጀመረ ርክብ ሰላም፣ ምሉእ ኣይኮነን፣” ዶ/ር ደብረጽዮን

“ምስ ኤርትራ ዝተጀመረ ርክብ ሰላም፣ ምሉእ ኣይኮነን፣” ዶ/ር ደብረጽዮን

ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝጀመርኦ ርክብ ሰላም፣ እወታዊ እኳ እንተኾነ፣ ግና ምሉእ ኣይኮነን ክብል ምክትል ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ገሊጹ። ንሱ ምስ መደበር ሬድዮን ቴሌቪዥንን ደቡብ ኣብ ዘካየዶ ቃለ መጠይቕ Read More
ኦነግ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከብ ፖለቲካዊ መሪሕነቱ ዝነበሮ ርክብ በቲኹ

ኦነግ፣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝርከብ ፖለቲካዊ መሪሕነቱ ዝነበሮ ርክብ በቲኹ

ኣብ ዝተፈላለየ ከባቢታት፣ ብፍላይ ድማ ኣብ ምዕራብ ኦሮምያ ዝንቀሳቐስ ዕጡቕ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ (ኦነግ)፣ ምስቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ፖለቲካዊ መሪሕነት ዝነበሮም ርክብ ከምዝበተኸ ኣፍሊጡ። እቲ ግንባር ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ Read More
ቱርኪ፣ ቀጠርን ሱዳንን ብኤርትራ ንዝቐረበ ወቐሳ ነጺገን

ቱርኪ፣ ቀጠርን ሱዳንን ብኤርትራ ንዝቐረበ ወቐሳ ነጺገን

ቱርኪ፣ ቀጠርን ሱዳንን ብኤርትራ ንዝቐረበ ወቐሳ ነጺገን። ሚኒስተሪ ጉዳያት ወጻኢ ቱርኪ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፣ ብኤርትራ ዝቀረበ ወቐሳ ዝተሰምዖ ቅሬታ ብምግላጽ፣ ካብ ግጉይ ሓበሬታ ዝነቐለ'ዩ ዝብል እምነት ከምዘለዎ ጠቒሱ። ቱርኪ Read More
ንጸጥታን ሃብትን ባሕሪ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምቁጽጻር ዘኽእል ሓይሊ ዕማም ቆይሙ

ንጸጥታን ሃብትን ባሕሪ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምቁጽጻር ዘኽእል ሓይሊ ዕማም ቆይሙ

ንጸጥታን ሃብትን ባሕሪ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምቁጽጻር ዘኽእል ሓባራዊ ስምምዕ ንምፍጣር ዘኽእል ሓይሊ ዕማም ቆይሙ። እቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ከተማ ናይሮቢ ዝቖመ ሓይሊ ዕማም ብኣባል ሃገራት ኢጋድ ዝቖመ ኮይኑ፣ ቀንዲ ዕላምኡ፣ Read More
ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፣ ኣብ ሶማል ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካዪዱ

ላዕለዋይ ልኡኽ ኤርትራ፣ ኣብ ሶማል ናይ ስራሕ ምብጻሕ ኣካዪዱ

ብሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኤርትራ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣብ ሶማል ናይ ስራሕ ምብጻሕ ፈጺሙ። እቲ ሚኒስተር ዑስማን ሳልሕን ኣማኻሪ ፕረዚደንትን ዝርከቦ ጉጅለ ልኡኽ፣ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ ሞቓድሾ ኣብ ዝዓረፈሉ፣ ሚኒስተር ጉዳያ Read More
ሰላማዊ ሰልፊ ህዝቢ ሱዳን ብሰፊሑ ይቕጽል

ሰላማዊ ሰልፊ ህዝቢ ሱዳን ብሰፊሑ ይቕጽል

ንፕረዚደንት ኣልበሽር ስልጣኑ ክገድፍ ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ህዝቢ ሱዳን ብሰፊሑ ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ኣዛዚ ሰራዊት’ታ ሃገር ምስ ህዝቡ ክውግን ጻውዒት ቀሪቡ። ኣብዚ ዛጊት ካብ ዝተኻየዱ ሰላማዊ ሰልፍታት ዝበዝሐ ህዝቢ ከምዝተሳ Read More
ልኡኻት ኤርትራን ሶማሊላንድ ናብ ግብጺ ምብጻሕ ኣካይዶም

ልኡኻት ኤርትራን ሶማሊላንድ ናብ ግብጺ ምብጻሕ ኣካይዶም

እቶም ንመንግስቲ ኤርትራ ብምውካል፣ ብ3 ሚያዝያ ናብ ካይሮ ዝበጽሑ ክልተ ሰበ ስልጣን፣ ምስ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳመሕ ሾክሪ ብምርኻብ፣ ኣብ ህሉው ኩነታት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ጉዳያት ናይል፣ ምትእትታው ቀጠርን ቱርኪን ብመንገዲ Read More
ኬንያን ሶማልን፣ ኣምባሳደራትን ክመልሳ ተሰማሚዐን

ኬንያን ሶማልን፣ ኣምባሳደራትን ክመልሳ ተሰማሚዐን

ብሰንኪ ዋንነት ክሊ ማይ ኣብ ምስሕሓብ ዝርከባ ጎረባብቲ ሃገራት ኬንያን ሶማልን፣ ኣምባሳደራትን ክመልሳ ተሰማሚዐን። እዘን ክልተ ሃገራት፣ ነዚ ስምምዕ ዝበጽሓ፣ ጸሓፊት ካቢነ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኬንያ ሞኒካ ጁማ ምስ ሶማላዊ መዘ Read More
ኣስመራ፣  ብጉጅለታትን ብዝተወደበ መልክዕን ዝካየድ ዘሎ ክትራን ገኒኑ ምህላዉ ተሓቢሩ

ኣስመራ፣ ብጉጅለታትን ብዝተወደበ መልክዕን ዝካየድ ዘሎ ክትራን ገኒኑ ምህላዉ ተሓቢሩ

ኣብ ከተማ ኣስመራ፣ ብጉጅለታትን ብዝተወደበ መልክዕን ዝካየድ ዘሎ ክትራን ገኒኑ ብምህላዉ፣ ህዝቢ ከባቢኡ ክሕሉ ምሕጽንታ ቀሪቡ። እዚ ምሕጽንታ ዝቐረበ፣ ኣብ ዝተፈላለየ ኣኼባታት ምምሕዳር ከባቢታት ኮይኑ፣ ህዝቢ ብሰንኪ እቲ ዝካየድ Read More
ጅቡቲን ርዋንዳን፣ ኣብ  ምስፋሕ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ብሓባር ክሰርሓ ይሰማምዓ

ጅቡቲን ርዋንዳን፣ ኣብ ምስፋሕ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ብሓባር ክሰርሓ ይሰማምዓ

ጅቡቲን ርዋንዳን ናይ ሓባር ናጻ ናይ ንግዲ ዞባታት ንምስፋሕ ኣብ ምርድድእ በጺሐን። ሰብ መዚ ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ክልትኤን ሃገራት፣ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ኪጋሊ ኣብ ዝኸተምዎ ናይ መረዳድኢ ሰነድ፣ ጅቡቲ ኣብ ርዋንዳ 10 ሄክታር መሬት Read More
1 2 3 4 448 20 / 4477 POSTS