Author: Radio Erena

1 2 3 448 10 / 4477 POSTS
ኤርትራ፣ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሰሚናራት፣ ህዝቢ ብዛዕባ ምስሓብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ባድመን ምሕንጻጽ ዶባትን ከይሓትት ይንገሮ ኣሎ

ኤርትራ፣ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሰሚናራት፣ ህዝቢ ብዛዕባ ምስሓብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ባድመን ምሕንጻጽ ዶባትን ከይሓትት ይንገሮ ኣሎ

ኣብ ኤርትራ፣ በብደረጅኡ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ናይ ዘመተን ጎስጓስን ሰሚናራት፣ ህዝቢ ብዛዕባ ምስሓብ ሰራዊት ኢትዮጵያ ካብ ባድመን ምሕንጻጽ ዶባትን ብዝምልከት ከይሓትት ይንገሮ ኣሎ። ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ኣብ ዝልኣኽዎ ሓበሬታ፣ ነቲ ሰ Read More
ጂቡቲ፣ ንዱባይ ልዕሊ 380 ሚልዮን ዶላር ክትክሕስ ትሕተት

ጂቡቲ፣ ንዱባይ ልዕሊ 380 ሚልዮን ዶላር ክትክሕስ ትሕተት

ጂቡቲ፣ DP World ንዝተባህለ ናይ ዱባይ ወሃቢ ኣገልግሎታት ወደብ፣ 385 ሚልዮን ዶላር ክትክሕስ ኣብ ለንድን ዝመደበሩ ቤት ፍርዲ ወሲኑ። እቲ ቤት ፍርዲ፣ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝሃቦ ውሳኔ፣ ጂቡቲ፣ ነቲ ምስ ዱባይ ዝኸተመቶ ው Read More
ከረን፣ ገለ ክፋል ናይቲ 125 ዓመት ዝገበረ ጥንታዊ መስጊድ ብምፍራሱ ክልተ ሰባት ሞይቶም

ከረን፣ ገለ ክፋል ናይቲ 125 ዓመት ዝገበረ ጥንታዊ መስጊድ ብምፍራሱ ክልተ ሰባት ሞይቶም

ኣብ ከተማ ከረን፣ ተደኵኑ ዝርከብ ጥንታዊ መስጊድ ከረን ኣል ዓቲቕ፣ ሓደ ክፋሉ፣ "ጉባ ኣል መስጂድ"፣ ብሮቡዕ 10 ሚያዝያ ብምፍራሱ ክልተ ሰባት ከምዝሞቱን ትሽዓተ ሰባት ድማ ከምዝቖሰሉን ምንጭታት ሬድዮ ኤረና ሓቢሮም። እቲ ታሪኻዊ Read More
ሚኒስተር ምክልኻል ትመርሖ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢጣልያ ናብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ይበጽሕ

ሚኒስተር ምክልኻል ትመርሖ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢጣልያ ናብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ይበጽሕ

ብሚኒስተር ምክልኻል ኢጣልያ፣ ኤሊዛቤታ ቴራንታ ዝምራሕ ላዕለዋይ ወትሃደራዊ ልኡኽ ኢጣልያ ኣብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ምብጻሕ የካይድ ከምዘሎ ወትሃደራውያን ምንጭታት ሓቢሮም። ነቲ ልኡኽ ዝመርሐት ሚኒስተር ኤሊዛቤታ፣ ምስ ሚኒስተር ምክ Read More
ሱዳን፣ ፕረዚደንት በሺር ንእምላይ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ ብዝልዓለ ናህሩ ይቕጽል

ሱዳን፣ ፕረዚደንት በሺር ንእምላይ ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ ብዝልዓለ ናህሩ ይቕጽል

ህዝቢ ሱዳን፣ ን30 ዓመታት ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት በሺር ንምእላይ ዘካይዶ ዘሎ ተቓውሞ ብዝልዓለ መልክዑ ይቕጽሎ ኣሎ። ነዚ ኣብ መላእ ሱዳን ዝካየድ ዘሎ ህዝባዊ ተቓውሞ፣ ታሕተዎት መኮንናት ዝርከብዎም ኣባላት ሰራዊት ብብዝሒ Read More
ኢትዮጵያ፣ ብጉዳይ መሰል ህዝቢ ሲዳማ፣ ደቂንስትዮ ጥራይ ዝተሳተፍኦ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ኢትዮጵያ፣ ብጉዳይ መሰል ህዝቢ ሲዳማ፣ ደቂንስትዮ ጥራይ ዝተሳተፍኦ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ከተማ ኣዋሳ፣ መሰል ክልል ህዝቢ ሲዳማ ክሕሎ ዝጽውዕ፣ ደቂንስትዮ ጥራይ ዝተሳተፍኦ ሰፊሕ ሰለማዊ ሰልፊ ምክያዱ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ኣሽሓት ኣዴታትን መንእሰያት ደቂንስትዮን ጥራይ ዝተሳተፍኦ ሰለማዊ Read More
“ፕረዚደንት ጂቡቲ ካብ መዓስ’ዩ ኣፈኛ መንግስቲ ኤርትራ ኮይኑ?” ሚኒስተር ዜና ኤርትራ

“ፕረዚደንት ጂቡቲ ካብ መዓስ’ዩ ኣፈኛ መንግስቲ ኤርትራ ኮይኑ?” ሚኒስተር ዜና ኤርትራ

"ፕረዚደንት ጅቡቲ ካብ መዓስ'ዩ ኣፈኛ መንግስቲ ኤርትራ ኮይኑ?” ክብል ሚኒስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ የማነ ገብረመስቀል፣ብመንገዲ ትዊተር መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ። እቲ ሚኒስተር ነዚ መልእኽቲ ብሰሉስ 9 ሚያዝያ ዘመሓላለፈ፣ ፕረዚደንት ጂቡ Read More
ኤርትራ፣ ብ “ይኣክል ” ዝፈለመ ናይ ጻውዒት ዘመተ፣ ብዘተን ምምይያጣትን ይቕጽል ኣሎ

ኤርትራ፣ ብ “ይኣክል ” ዝፈለመ ናይ ጻውዒት ዘመተ፣ ብዘተን ምምይያጣትን ይቕጽል ኣሎ

ኣብ ወጻኢ ሃገራት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ነቲ ካብ ዝሓለፈ ኣዋርሕ ኣትሒዞም ዘካይድዎ ዘለዉ፣ ናይ ይኣክል ጻውዒት፣ ብዘተን ምይይጣትን ይቕጽልዎ ከምዘለዉ ከካብ ቦትኡ ዝበጽሓና ሓበሬታ ኣፍሊጡ። ዛጊት በጺሑና ካብ ዘሎ ሓበሬታ፣ ኣብ ካ Read More
ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ሳልስቲ’ዚ ኣብ ክልል ኣምሓራ ንዝተጎሃሃረ ግጭታት ኣብ ምህዳእ ተዋፊሩ ከምዘሎ ተገሊጹ

ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብዚ ሳልስቲ’ዚ ኣብ ክልል ኣምሓራ ንዝተጎሃሃረ ግጭታት ኣብ ምህዳእ ተዋፊሩ ከምዘሎ ተገሊጹ

ሰራዊት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ክልል ኣምሓራ ተጓሃሂሩ ንዘሎ ግጭታት ኣብ ምህዳእ ተዋፊሩ ከምዘሎ ንኣፈኛ ጠቕላሊ ሓለቓ ስታፍ ሰራዊት ብምጥቃስ ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። እቲ ሕብረተሰብ ኦሮሞ ኣብ ዝነበርሉ ክልል ኣምሓራን ሰሜን Read More
ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣብ ባጽዕ ከምዝምስረት ፕረዚደንት ጅቡቲ ገሊጹ

ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣብ ባጽዕ ከምዝምስረት ፕረዚደንት ጅቡቲ ገሊጹ

ኢትዮጵያ ብሓገዝ ፈረንሳ ከተቖሞ መዲባ ዘላ ሓይሊ ባሕሪ; መደበሩ ኣብ ባጽዕ ከምዝኸውን ፕረዚደንት ጅቡቲ እስማዒል ዑመር ገለ ገሊጹ። ፕረዚደንት ጅቡቲ ነዚ ዝገለጸ፣ ምስ ሓንቲ ካብ ህቡባት መጽሔታት ፈረንሳ ዝኾነት፣ ዠን ኣፍሪክ፣ ቁ Read More
1 2 3 448 10 / 4477 POSTS