Author: Admin

1 7 8 9 10 11 265 90 / 2647
ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኢትዮጵያ: መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ተቐቲሉ

ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ኢትዮጵያ: መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ተቐቲሉ

Radio Erena: 30 April 2023 ኣብ ኢትዮጵያ ሓደ ካብ ላዕለዎት ሓለፍቲ ናይቲ ኣብ ስልጣን ዘሎ ውድብ ብልጽግና፣ መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዕጡቓት ከምዝተቐትለ፣ ማዕከናት ዜና’ታ ሃገር ኣፍሊጠን። ሓላፊ ብልጽግና ኣብ ክልል [...]
ተቐናቐንቲ ሱዳን፣ ‘ንዘተ ቅሩባት ኣይኮናን’ ይብሉ፣ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ክሽምግል ይፍትን

ተቐናቐንቲ ሱዳን፣ ‘ንዘተ ቅሩባት ኣይኮናን’ ይብሉ፣ ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ክሽምግል ይፍትን

Radio Erena: 30 April 2023 ኣዛዚ ሰራዊት ሱዳን ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃን፣ ‘ብኢጋድ ንዝቐረበ ዘተ ሰላም፣ ብሓሳብ ደኣ ተቐቢልናዮ እምበር፣ ወኪል ኣይለኣኽናን’ ክብል ገሊጹ። ኣል ቡርሃን ምስ ቴሌቪዥን ኣል-ሑራ [...]
ሰራዊት ኣመሪካ ካብ ሶማል ክስሕብ ዝቐረበ እማመ፣ ብኮንግረስ ተነጺጉ

ሰራዊት ኣመሪካ ካብ ሶማል ክስሕብ ዝቐረበ እማመ፣ ብኮንግረስ ተነጺጉ

Radio Erena: 30 April 2023 ኣብ ሶማል ዓስኪሩ ዘሎ ሰራዊት ኣመሪካ ክሰሓብ ዝጽውዕ፣ ብገለ ኣባላት ኮንግረስ ኣመሪካ ዝቐረበ እማመ ተነጺጉ። ኮንግረስ ኣመሪካ ብ27 ሚያዝያ ኣብ ዝገበሮ ድምጺ ናይ ምሃብ መስርሕ፣ ጥሩፍ ጉ [...]
‘ ኣብ ዶባት ሱዳን መጥቃዕቲ ኣይፈጸምናን’ ቀ/ሚ ኣብይ

‘ ኣብ ዶባት ሱዳን መጥቃዕቲ ኣይፈጸምናን’ ቀ/ሚ ኣብይ

Radio Erena: 23 April 2023 ‘ኢትዮጵያ ንህሉው ኩነታት ሱዳን ተጠቒማ፣ ኣብ ዶባት መጥቃዕቲ ፈጺማ’ ንዝብል ብማዕከናት ዜና ሱዳን ዝተዘርገሐ ሓበሬታ፣ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ናይ ኣሉታ ምላሽ ሂቡሉ። እቲ ቀ [...]
ኣብ ከተማ ካርቱም ውግእ ይቕጽል፣ ቁጽሪ ናይ ዝሞቱ ሰላማውያን ሰባት ይውስኽ

ኣብ ከተማ ካርቱም ውግእ ይቕጽል፣ ቁጽሪ ናይ ዝሞቱ ሰላማውያን ሰባት ይውስኽ

Radio Erena: 23 April 2023 ኣብ መንጎ ሰራዊት ግዚያዊ መንግስቲ ሱዳንን ሓይልታት ኣር.ኤስ.ኤፍን ንሰለስተ መዓልታት ናይ ተኹሲ ደው ምባል ስምምዕ ተገይሩ ኣብ ዝበሃለሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብ ከተማ ካርቱም ውግእ ይቕጽል ከም [...]
ኬንያ፣ ‘ብጥሜት እንተሞይትኩም ናብ መንግስተ ሰማይ ክትኣትዉ ኢኹም’ ተባሂሎም ናይ ዝሞቱ፣ ሰባት ሬሳታት ተረኺቡ

ኬንያ፣ ‘ብጥሜት እንተሞይትኩም ናብ መንግስተ ሰማይ ክትኣትዉ ኢኹም’ ተባሂሎም ናይ ዝሞቱ፣ ሰባት ሬሳታት ተረኺቡ

Radio Erena: 23 April 2023 ኣብ ኬንያ፣ ‘ብጥሜት እንተሞይትኩም ናብ መንግስተ ሰማይ ክትኣትዉ ኢኹም’ ተባሂሎም ናይ ዝሞቱ፣ ብውሑዱ ናይ 21 ሰባት ሬሳ ተረኺቡ። እቲ ብፓስተር ፖል መከንዚ ከምዝምራሕ ዝተገልጸ ጉጅለ [...]
ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ኣል-ቡርሃንን ሕሚቲን ብዝተወለዐ ግጭት፣ ከተማ ካርቱም ትናወጽ

ሱዳን፣ ኣብ መንጎ ኣል-ቡርሃንን ሕሚቲን ብዝተወለዐ ግጭት፣ ከተማ ካርቱም ትናወጽ

Radio Erena: 16 April 2023 ኣብ መንጎ ኣቦ ወንበር ላዕለዋይ ቆንስል ሱዳን ዓብደል ፋታሕ ኣልቡርሃንን፤ ኣዛዚ ተወርዋሪ ሰራዊት ሓምዳን ዳግሎን ፈኸም ክብል ዝጸንሐ ፖለቲካዊ ምፍሕፋሕ፤ ናብ ብረታዊ ጎንጺ ኣምሪሑ። [...]
ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታት ዝወርድ ዘሎ ምፍርራህን ማእሰርትን ደው ክብል CPJ ጸዊዑ

ኢትዮጵያ፣ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታት ዝወርድ ዘሎ ምፍርራህን ማእሰርትን ደው ክብል CPJ ጸዊዑ

Radio Erena: 16 April 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ብሄር ዝመንቀሊኡ ግርጭት ብሓድሽ ማዕበል ጀሚሩሉ ኣብ ዘሎ እዋን፣ ፈደራልን ዞባውያን መንግስታትን፣ ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛታት ዝወስዱዎ ዘለዉ ስጉምታት ደው ከብሉ፣ ኮሚቴ ንምጥባቕ [...]
የመን፣ ምልውዋጥ ምሩኻት ይካየድ

የመን፣ ምልውዋጥ ምሩኻት ይካየድ

Radio Erena: 16 April 2023 ኣብ መንጎ ብስዑዲ ዓረብን መሻርኽታን ዝድገፍ መንግስቲ የመንን ሓይልታት ሑቲን ምልውዋጥ ምሩኻት ኲናት ከምዝተጀመረ ኣህጉራዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኣፍሊጡ። እቲ ብዓርቢ 14 ሚያዝያ [...]
ክልል ኣምሓራ፣ ንኣዋጅ ምፍታሕ ዕጥቒ ፍሉይ ሓይሊ ብምቅዋም፣ ካብን ናብን ኣዲስ ኣበባን ባህርዳርን ዘራኽብ መንገዲ ተዓጽዩ

ክልል ኣምሓራ፣ ንኣዋጅ ምፍታሕ ዕጥቒ ፍሉይ ሓይሊ ብምቅዋም፣ ካብን ናብን ኣዲስ ኣበባን ባህርዳርን ዘራኽብ መንገዲ ተዓጽዩ

Radio Erena: 10 April 2023 ኣብ ኢትዮጵያ፣ መንግስቲ ንዘሕለፎ ኣዋጅ ምፍታሕ ዕጥቒ ፍሉይ ሓይሊ ክልል ኣምሓራ ብምቅዋም፣ ካብን ናብን ኣዲስ ኣበባን ባህርዳርን ዘራኽብ መንገዲ ከምዝተዓጽወ መርበባት ዜና እታ ሃገር [...]
1 7 8 9 10 11 265 90 / 2647