Author: Admin

1 75 76 77 78 79 99 770 / 982
ንመላእ ኣፍሪቃ ዝሓቁፍ ናይ ንግዲ ዞባ ንምቛም ስምምዕ ዘይከተመት ሃገር ኤርትራ ጥራይ ተሪፋ

ንመላእ ኣፍሪቃ ዝሓቁፍ ናይ ንግዲ ዞባ ንምቛም ስምምዕ ዘይከተመት ሃገር ኤርትራ ጥራይ ተሪፋ

Radio Erena: 07 July 2019 ንመላእ ኣፍሪቃ ናይ ንግዲ ዞባ ንምቛም ስምምዕ ከይከተማ ካብ ዝጸንሓ ናይ መወዳእታ ክልተ ሃገራት፣ በኒን ነቲ ዞባ ተጸምቢራቶ። ኮሚሽነር ንግዲ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ፣ በኒን ኣ [...]
ክልተ ተቓወምቲ ውድባት ሱዳን፣ ንዝተበጽሐ ስምምዕ ሰላም ተቓዊመን

ክልተ ተቓወምቲ ውድባት ሱዳን፣ ንዝተበጽሐ ስምምዕ ሰላም ተቓዊመን

Radio Erena: 07 July 2019 ዘተ ሰላም ሱዳን ኣብ ስምምዕ ኣብ ዝተበጽሓሉ ጽባሕ፣ ክልተ ውድባት ነቲ ስምምዕ ከምዘይተቐበላኦ ኣፍሊጠን። እተን ብሚኒ ሚናዊን ዓብደል ዋሂድ ኣልኑርን ዝምራሓ ውድባት ኣብ መግለጺአን፣ እዚ [...]
ናይጀርያ፣ ብደረጃ ኣህጉር ኣፍሪቃ ንዝምስረት ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ክትጽንበር’ያ፣ ኤርትራን በኒንን ገና ኣይወሰናን

ናይጀርያ፣ ብደረጃ ኣህጉር ኣፍሪቃ ንዝምስረት ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ክትጽንበር’ያ፣ ኤርትራን በኒንን ገና ኣይወሰናን

Radio Erena: 05 July 2019 ናይጀርያ፣ ካብ ሰንበት 7 ሓምለ ኣትሒዙ ብደረጃ ኣህጉር ኣፍሪቃ ንዝምስረት ናጻ ናይ ንግዲ ዞባ ከምእትጽንበር ማዕከናት ዜና እታ ሃገር ሓቢረን። ኣብ ኣፍሪቃ ዝዓበየ ቁጠባ ከምዘለዋ [...]
ኢትዮጵያ፣ ምስፍሕፋሕ ሕማም ሸሮኽ የሻቕል

ኢትዮጵያ፣ ምስፍሕፋሕ ሕማም ሸሮኽ የሻቕል

Radio Erena: 05 July 2019 ኣብ ኢትዮጵያ 871 ሰባት ብሕማም ሸሮኽ ከም ዝተጠቕዑ ሓላፊ ኢንስቲትዩት ጥዕና ኢትዮጵያ ጌታቸው ቶለራ ንማዕከናት ዜና ኣብ ዝሃቦ መብርሂ ሓቢሩ። በቲ ኣብ ክልላት ኦሮሞ፣ ኣምሓራ፣ [...]
ቀዳም 6 ሓምለ ኣብ ዝጅምር፣ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ፈረንሳ፣ ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ ክሳተፍ’ዩ

ቀዳም 6 ሓምለ ኣብ ዝጅምር፣ ቅድድም ብሽክለታ ዙር ፈረንሳ፣ ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ ክሳተፍ’ዩ

Radio Erena: 05 July 2019 ቀዳም 6 ሓምለ ኣብ ዝጅምር፣ ናይ 2019 ቅድድም ብሽክለታ ዙር ፈረንሳ፣ ኤርትራዊ ናትናኤል ብርሃነ ምስ ፈረንሳዊት ክለብ ኮፊዲስ ተሓቝፉ ክወዳደር'ዩ። ሓንቲ ካብ ዓበይቲ ጋንታታት [...]

السلطات الارترية تبعد المئات من اللاجئين الصوماليين

الاخبار: إذاعة إرينا الدولية الخميس 4 يوليو 2019 أكدت المفوضية العليا لشئون اللاجئين بأن السلطات الارترية طلبت وبشكل مفاجئ من المئات من اللاجئين الصو [...]
ህግደፍ፣ ንኦርቶዶስክ ንምግምማዕ ዝተጠቕመሉ ናይ ኣውራጃን መናፈቕነትን ሜላ ኣብ ካቶሊክ ክዕወት ስለዘይክኣለ’ዩ፣ ትካላት ብጎነጽ ዝዓጹ ዘሎ ተባሂሉ

ህግደፍ፣ ንኦርቶዶስክ ንምግምማዕ ዝተጠቕመሉ ናይ ኣውራጃን መናፈቕነትን ሜላ ኣብ ካቶሊክ ክዕወት ስለዘይክኣለ’ዩ፣ ትካላት ብጎነጽ ዝዓጹ ዘሎ ተባሂሉ

Radio Erena: 04 July 2019 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣብ ልዕሊ ትካላት ጥዕና ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ዝወስዶ ዘሎ ጎነጽ ዝተሓወሶ ናይ ምዕጻው ስጉምቲ፣ ሓያል ቁጠዐ ፈጢሩ ከምዘሎ ተሓቢሩ። እቲ መንግስቲ፣ ብፍላይ [...]
ሊብያ፣ ልዕሊ 40 ስደተኛታት ብደብዳብ ነፈርቲ ተቐቱሎም

ሊብያ፣ ልዕሊ 40 ስደተኛታት ብደብዳብ ነፈርቲ ተቐቱሎም

Radio Erena: 03 July 2019 ኣብ ሊብያ፣ ከተማ ጣራብሎስ፣ ነፈርቲ ውግእ ብዘካየድኦ ደብዳብ፣ ቆልዑን ኣዴታትን ዝርከብኦም ብውሕዱ 40 ስደተኛታት ከምዝተቐትሉ ተሓቢሩ። በቲ ስደተኛታት ኣብ ዝተዓቝብሉ ቦታ፣ ታጁ [...]
መንግስቲ ኤርትራ፣ ንልዕሊ 20 ዓመታት ኣዕቁብዎም ዝጸንሐ ሶማላውያን ስደተኛታት ክወጹ ኣዚዙ

መንግስቲ ኤርትራ፣ ንልዕሊ 20 ዓመታት ኣዕቁብዎም ዝጸንሐ ሶማላውያን ስደተኛታት ክወጹ ኣዚዙ

Radio Erena: 03 July 2019 መንግስቲ ኤርትራ፣ ኣምኢት ሶማላውያን ተዓቝቦምሉ ዝጸንሑ መዓስከር ስደተኛታት ኡምኩሉ ከይዓጽዎ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ተማሕጺኑ። UNHCR ነዚ ምሕጽንታ ዘቕረበ [...]
‘’ኣብ ባሕሪ ሓደጋ ንዘጋጠሞ ምርዳእ፣ ኣህጉራዊ ሕጊ’ዩ’’ ውድብ ሕቡራት ሃገራት

‘’ኣብ ባሕሪ ሓደጋ ንዘጋጠሞ ምርዳእ፣ ኣህጉራዊ ሕጊ’ዩ’’ ውድብ ሕቡራት ሃገራት

Radio Erena: 03 July 2019 ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ባሕሪ ሓደጋ ዘጋጠሞም ንዘድሕኑ ብገበን ምሕታት ደው ክብል ጸዊዑ። እቲ ውድብ ነዚ ጻውዒት’ዚ ዘቕረበ፣ መንግስቲ ኢጣልያ ንጀርመናዊት ካፕቴን ብገበን ሓቲቱ [...]
1 75 76 77 78 79 99 770 / 982