Author: Admin

1 65 66 67 68 69 265 670 / 2647
ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ ልዕሊ 2 ሽሕ ዝግመት መውጋእቲ ወትሃደራት ከምዘጋጠማ ምንጭታት ሓቢሮም

ኤርትራ፣ ኣብ ትግራይ ልዕሊ 2 ሽሕ ዝግመት መውጋእቲ ወትሃደራት ከምዘጋጠማ ምንጭታት ሓቢሮም

Radio Erena: 26 March 2021 ኣብ ትግራይ፣ ካብ 4 ሕዳር 2020 ኣትሒዙ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ኵናት፣ ዝሳተፋ ዘለዋ ዝተፈላለያ ኣሃዱታት ሰራዊት ኤርትራ፣ ከቢድ ሰብኣዊ ክሳራታት የጋጥመን ከምዘሎ ወትሃደራውያን ምንጭታ [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ኣኽሱም ጃምላዊ ህልቂት ሰለማዊ ህዝቢ ፈጺሙ፣ ክብል ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊጹ

ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ኣኽሱም ጃምላዊ ህልቂት ሰለማዊ ህዝቢ ፈጺሙ፣ ክብል ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊጹ

Radio Erena: 25 March 2021 ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ወርሒ ሕዳር 2020፣ ናብ ትግራይ ከተማ ኣኽሱም ኣብ ዝኣተወሉ፣ ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ሰባት ጃምላዊ ህልቂት ፈጺሙ ክብል፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ፣ ብረቡዕ 24 [...]
ሱዳን፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰሓሕባ ዘሎ ጉዳይ ምህናጽ ዲጋ ተሃድሶ፣ ንሽምግልና ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምእትቕበል ኣፍሊጣ

ሱዳን፣ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሰሓሕባ ዘሎ ጉዳይ ምህናጽ ዲጋ ተሃድሶ፣ ንሽምግልና ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ከምእትቕበል ኣፍሊጣ

Radio Erena: 25 March 2021 ሱዳን፣ ብዛዕባ'ቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘሰሓሕባ ዘሎ ጉዳይ ኣጠቓቕማ ናይልን ኢትዮጵያ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶን፣ ብሕቡራት ኢማራት ዓረብ ንዝቐረበ ናይ ሽምግልና ተበግሶ ከምእትቕበል ኣፍሊጣ። [...]
ኣብ ኮንጎ -ብራዛቪል፣ ን36 ዓመታት ዝመርሐ ፕረዚደንት፣ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ንምቕጻል፣ ኣብ ምርጫ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ

ኣብ ኮንጎ -ብራዛቪል፣ ን36 ዓመታት ዝመርሐ ፕረዚደንት፣ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ንምቕጻል፣ ኣብ ምርጫ ከምዝተዓወተ ተገሊጹ

Radio Erena: 25 March 2021 ኣብ ሪፖብሊክ ኮንጎ፣ ኣብ ዝተኻየደ ምርጫ፣ ን36 ዓመታት ነታ ሃገር ዝመርሐ ፕረዚደንት ደኒ ሳሱ ንጌሶ፣ ንተወሳኺ ሓሙሽተ ዓመታት ኣብ ስልጣን ንምጽናሕ ንራብዓይ እዋኑ ከምዝተዓወተ ተሓቢሩ። [...]
ኣብ ትግራይ ብሰራዊት ፈደራልን፣ ሰራዊት ኤርትራን ተፈጺሙ ዝበሃል ዘሎ ገበናት ብናጻ ኣካል መርመራ ክካየድ፣ ህዩማን ራይትስ ዎች ጸዊዑ

ኣብ ትግራይ ብሰራዊት ፈደራልን፣ ሰራዊት ኤርትራን ተፈጺሙ ዝበሃል ዘሎ ገበናት ብናጻ ኣካል መርመራ ክካየድ፣ ህዩማን ራይትስ ዎች ጸዊዑ

ኣብ ትግራይ ብሰራዊት ፈደራልን፣ ሰራዊት ኤርትራን ተፈጺሙ ዝበሃል ዘሎ ገበናት ብናጻ ኣካል መርመራ ክካየድ፣ ህዩማን ራይትስ ዎች ጸዊዑ። እቲ ኣህጉራዊ ትካል ነዚ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ነባሪ ከተማ ኣኽሱም ተፈጺሙ ዝበሎ ገበናት ክጻረ [...]
ግብጺ ንኣጠቓቕማ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ምስ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፍሉይ ርክብ ኣካዪዳ

ግብጺ ንኣጠቓቕማ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ምስ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፍሉይ ርክብ ኣካዪዳ

Radio Erena: 07 March 2021 ግብጺ ንኣጠቓቕማ ፈለግ ናይል ብዝምልከት ምስ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ፍሉይ ርክብ ኣካዪዳ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ግብጺ ሳምሕ ሹክሪ ምስ ኣቦ ወንበር ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶኒዮ ጉተረዝ [...]
ሱዳን ብፈደራላዊ ስርዓት ዝመሓደር መንግስቲ ከተቕውም ምዃና ኣፍሊጣ

ሱዳን ብፈደራላዊ ስርዓት ዝመሓደር መንግስቲ ከተቕውም ምዃና ኣፍሊጣ

Radio Erena: 07 March 2021 ሱዳን ብፈደራላዊ ስርዓት ዝመሓደር መንግስቲ ከተቕውም ምዃና ኣፍሊጣ። ኣቦ ወንበር መሰጋገሪ ቆንስል’ታ ሃገር ዓብደል ፈታሕ ኣል-ቡርሃን ብ4 መጋቢት ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፣ ፈደራላዊ መንግስቲ [...]
ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ባይቶ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ኣብ ጁባን ካምፓላን ምብጻሕ ኣካይዱ

ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ባይቶ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ኣብ ጁባን ካምፓላን ምብጻሕ ኣካይዱ

Radio Erena: 05 March 2021 ኣቦ መንበር ሉኣላዊ ባይቶ ሱዳን፣ ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡርሃን ኣብ ጁባን ካምፓላን ምብጻሕ ኣካይዱ ጀነራል ዓብደልፈታሕ፣ ብረቡዕ 03 መጋቢት ናብ ኡጋንዳ ዑደት ብምክያድ ምስ [...]
ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ፣ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ

ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጽእ፣ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት ጸዊዑ

Radio Erena: 04 March 2021 ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ክወጻእ ዋና ጸሓፊ ሕቡራት ሃገራት፣ ኣንቶንዮ ጉተረሽ ጸዊዑ። እቲ ዋና ጸሓፊ፣ ሓሙስ 4 መጋቢት ነዚ ጻውዒት ዘቕረበ፣ ንመግለጺ ኮሚሽነር ሰብኣዊ መሰላ [...]
1 65 66 67 68 69 265 670 / 2647