Author: Admin

1 64 65 66 67 68 265 660 / 2647
ሰራዊት ኤርትራ፣ ንሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምድጋፍ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ ከምዝተዋፈረ ኦነግ ወቒሱ

ሰራዊት ኤርትራ፣ ንሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምድጋፍ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ ከምዝተዋፈረ ኦነግ ወቒሱ

Radio Erena: 08 April 2021 ሰራዊት ኤርትራ፣ ንሰራዊት መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምድጋፍ፣ ኣብ ክልል ኦሮምያ ተዋፊሩ ኣሎ ክብል ግንባር ሓርነት ኦሮሞ መግለጺ ኣውጺኡ። እቲ ዕጡቕ ሓይሊ፣ ብ5 ሚያዝያ ኣብ ዝዘርግሖ መግለ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ጸጸኒሑ ኣብ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት፣ ኣብ መንጎ ተወላዶ ዓፈርን ሶማልን ብዝተኻየደ ጎንጺ 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ጸጸኒሑ ኣብ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት፣ ኣብ መንጎ ተወላዶ ዓፈርን ሶማልን ብዝተኻየደ ጎንጺ 10ታት ሰባት ተቐቲሎም

Radio Erena: 08 April 2021 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ኩሉ ኩርንዓት እታ ሃገር ጸጸኒሑ ዝነቱግ ዘሎ ናይ ብሄር ግጭታት ኣብ ዝቕጽለሉ ዘሎ እዋን፣ ኣብዚ ሳልስቲ'ዚ፣ ኣብ መንጎ ተወላዶ ዓፈርን ሶማልን ብዝተኻየደ ጎንጺ 10ታት [...]
ኣባላት ጂ.7፣ ኣብ ትግራይ ተፈጺሙ ንዝበሃል ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብናጻን ግሉጽነትን መርመራ ክካየደሉ ጸዊዐን

ኣባላት ጂ.7፣ ኣብ ትግራይ ተፈጺሙ ንዝበሃል ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብናጻን ግሉጽነትን መርመራ ክካየደሉ ጸዊዐን

Radio Erena: Friday, 04 April 2021 ብጂ.7 ዝፍለጣ፣ ብቁጠባ ሓያላት ዝኾና ሃገራት ኣብ ትግራይ ተፈጺሙ ንዝበሃል ዘሎ ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላት ብናጻን ግሉጽነትን መርመራ ክካየደሉ ጸዊዐን። እተን ሕቡራት መንግስታት [...]
”ምውጻእ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ፣ ውጽኢቱ፣ ኣንጻር’ቲ ትጽቢት ዝግበረሉ ክኸውን ይኽእል’ዩ” ኣይ.ሲ.ጂ.

”ምውጻእ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ፣ ውጽኢቱ፣ ኣንጻር’ቲ ትጽቢት ዝግበረሉ ክኸውን ይኽእል’ዩ” ኣይ.ሲ.ጂ.

Radio Erena: Friday, 04 April 2021 ምውጻእ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ፣ ውጽኢቱ፣ ኣንጻር’ቲ ትጽቢት ዝግበረሉ ክኸውን ከምዝኽእል ተገሊጹ። ኣህጉራዊ ምክትታል ቅልውላው ነዚ ብዝምልከት ኣብ ዘውጸኦ ሓጺር መግለጺ፣ [...]
ኣብ ኤርትራ ወተሃደራዊ ታዕሊም ክገብሩ ዝጸንሑ ሶማላውያን፣ ኣብዚ ዝቕጽል ሳምንታት ናብ ዓዶም ክምለሱ’ዮም

ኣብ ኤርትራ ወተሃደራዊ ታዕሊም ክገብሩ ዝጸንሑ ሶማላውያን፣ ኣብዚ ዝቕጽል ሳምንታት ናብ ዓዶም ክምለሱ’ዮም

Radio Erena: Friday, 04 April 2021 ኣብ ኤርትራ ወተሃደራዊ ታዕሊም ክገብሩ ዝጸንሑ ሶማላውያን መንእሰያት፣ ኣብዚ ዝቕጽል ሳምንታት ናብ ዓዶም ክምለሱ ምዃኖም፣ ካብታ ሃገር ዝተፈነወ ሓበሬታ ኣመልኪቱ። ማዕከን ዜና [...]
ኤርትራ፣ ኣብ ዓለም፣ ትሕቲ 4 ሽሕ መልከፍቲ ኮረቫ ቫይረስ ካብ ዝመዝገባ ሃገራት ኮይና

ኤርትራ፣ ኣብ ዓለም፣ ትሕቲ 4 ሽሕ መልከፍቲ ኮረቫ ቫይረስ ካብ ዝመዝገባ ሃገራት ኮይና

Radio Erena: 01 April 2021 ኤርትራ፣ ኣብ ዓለም፣ ትሕቲ 4 ሽሕ መልከፍቲ ኮረና ቫይረስ ካብ ዝመዝገባ ሃገራት ሓንቲ ኮይና። ኤርትራ፣ ክሳብ 29 መጋቢት ኣብ ዝነበረ ግዜ፣ 3251 ሰባት ኮረና ቫይረስ ከምዝተረኽቦም [...]
ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብምስላፍ፣ ምስ ሱዳን ኣብ ዘሰሓሕብ ከባቢታት ዶባ ተዋፊሩ ከምዘሎ ተሓቢሩ

ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብምስላፍ፣ ምስ ሱዳን ኣብ ዘሰሓሕብ ከባቢታት ዶባ ተዋፊሩ ከምዘሎ ተሓቢሩ

Radio Erena: 26 March 2021 ሰራዊት ኤርትራ፣ ኣብ ጎኒ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብምስላፍ፣ ምስ ሱዳን ኣብ ዘሰሓሕብ ዘሎ ከባቢታት ዶብ ተዋፊሩ ከምዘሎ ንጸብጻብ ሕቡራት ሃገራት ብምጥቓስ ማዕከን ዜና ብሉምበርግ ሓቢሩ። [...]
1 64 65 66 67 68 265 660 / 2647