Author: Admin

1 239 240 241 242 243 265 2410 / 2647
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ ቆንስላዊ ኣገልግሎታት ንምጅማር ይዳሎ

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ ቆንስላዊ ኣገልግሎታት ንምጅማር ይዳሎ

Radio Erena: 16 July 2019 መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ቆንስላዊ ኣገልግሎታት ንምጅማር ኣብ ምድላው ከምዝርከብ ዲፕሎማሲያውይን ምንጭታት ሓቢሮም። ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ 17 ሓምለ 2018ብወግዒ [...]
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ፣ምጽራይ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንሓደ ዓመት ክናዋሕ  ወሲኑ

ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ፣ምጽራይ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንሓደ ዓመት ክናዋሕ ወሲኑ

Radio Erena: 15 July 2019 ህዩማን ራይትስ ዎች ዝርከቦም ሓያሎ ተጣበቕቲ መሰል ደቂ ሰብ፣ ነቲ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት፣ ምጽራይ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ንሓደ ዓመት ክናዋሕ ዝወሰዶ ውሳኔ ብሓጎስ ተ [...]
ናይ መባእታ ቤት ትምህርታት እስራኤል፣ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን ህጻናት፣ ከይምዝግባ ንዘካዪዶኦ ዘለዋ ምድንጓያት ብዝምልከት ክሲ ቀሪቡ

ናይ መባእታ ቤት ትምህርታት እስራኤል፣ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን ህጻናት፣ ከይምዝግባ ንዘካዪዶኦ ዘለዋ ምድንጓያት ብዝምልከት ክሲ ቀሪቡ

Radio Erena: 15 July 2019 ናይ መባእታ ቤት ትምህርታት እስራኤል፣ ኣብታ ሃገር ንዝርከቡ ኤርትራውያን ህጻናት፣ ከይምዝግባ ንዘካዪዶኦ ዘለዋ ምድንጓያት ብዝምልከት ክሲ ቀሪቡ። ማዕከን ዜና ሃረጽ ብዕለት 9 ሓም [...]
ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን ናይቶም ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ እንከለዉ ዝተቐትሉ ሰባት ናይ ዝኽሪ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም

ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን ናይቶም ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ እንከለዉ ዝተቐትሉ ሰባት ናይ ዝኽሪ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም

Radio Erena: 15 July 2019 ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ሱዳናውያን ናይቶም ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ እንከለዉ ዝተቐትሉ ሰባት ዝኽሪ ንምክያድ ኣብ በበይኑ ከተማታት እታ ሃገር ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካዪዶም። ኣብቲ ብቀዳ [...]
ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ኣባል ሰልፍታት ኢህወደግ ተፈጢሩ ዘሎ ምፍሕፋሕ ናብ ዝለዓለ ጠርዙ የምርሕ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ኣባል ሰልፍታት ኢህወደግ ተፈጢሩ ዘሎ ምፍሕፋሕ ናብ ዝለዓለ ጠርዙ የምርሕ

Radio Erena: 14 July 2019 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ መንጎ ኣባል ሰልፍታት ኢህወደግ ተፈጢሩ ዘሎ ምፍሕፋሕ ናብ ዝለዓለ ጠርዙ የምርሕ ኣሎ። ብ9 ሓምለ ኣብ ከተማ መቐለ ዝተጋበአ ማእከላይ ሽማግለ ህወሓት፣ ናይዚ ኣብ ዝሓለፈ [...]
ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ዕልዋ ስልጣን ከምዘፍሸለ ገሊጹ

ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ዕልዋ ስልጣን ከምዘፍሸለ ገሊጹ

Radio Erena: 14 July 2019 ወተሃደራዊ ጉጅለ ሱዳን፣ ኣብታ ሃገር ዕልዋ ስልጣን ክካየድ ተፈቲኑ ከምዘፍሸሎ ገሊጹ። ሓላፊ ጸጥታ’ቲ ጉጅለ ጀማል ዑመር ኢብራሂም ኣብ ተለቪዥን’ታ ሃገር ቀሪቡ ኣብ ዝሃቦ ቃል፣ ሓሙሽተ ጥሮ [...]
ብግጉይ መንነት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኢጣልያ ዝጸንሐ ኤርትራዊ መድሃኔ ተስፋማርያም ናጻ ወጺኡ

ብግጉይ መንነት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኢጣልያ ዝጸንሐ ኤርትራዊ መድሃኔ ተስፋማርያም ናጻ ወጺኡ

Radio Erena: 14 July 2019 ብግጉይ መንነት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኢጣልያ ዝጸንሐ ኤርትራዊ መድሃኔ ተስፋማርያም ናጻ ወጺኡ። ቤት ፍርዲ ፓለርሞ ብዓርቢ 12 ሓምለ ኣብ ዝወዓሎ መጋባእያ፣ መንእሰይ መድሃኔ ብዘይሕጋዊ ምስግጋ [...]
ክልተ ኤርትራውያን ናብ በልጅዩም ክሰግሩ ክብሉ ናብ ሓደ ናይ ኑክልየር ቀጽሪ ኣትዮም

ክልተ ኤርትራውያን ናብ በልጅዩም ክሰግሩ ክብሉ ናብ ሓደ ናይ ኑክልየር ቀጽሪ ኣትዮም

Radio Erena: 12 July 2019 ክልተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ ኢጣልያ ናብ በልጅዩም ክሰግሩ ኣብ ዝፈተኑሉ፣ ናብ ሓደ ናይ ኑክልየር ቀጽሪ ስለዝኣተዉ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ውዒሎም። እቶም ስሞም ዘይተገልጸ ኤርትራውያን ካብ [...]
ኢትዮጵያን  ኣመሪካን ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ከካዪዳ እየን

ኢትዮጵያን ኣመሪካን ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ከካዪዳ እየን

Radio Erena: 12 July 2019 ኢትዮጵያን ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ እትርከበን ብርክት ዝበላ ሃገራት ምዕራብን፣ ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ ከካዪዳ ሙዃነን ተገሊጹ። እቲ ካብ ዕለት 15 ሓምለ ጀሚሩ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ [...]
ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪቃን እማመ ሰላም ሱዳን ኣደናጉዮም

ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪቃን እማመ ሰላም ሱዳን ኣደናጉዮም

Radio Erena: 12 July 2019 ኢትዮጵያን ሕብረት ኣፍሪቃን ንክልቲኦም ወገናት ሱዳን ኣብ ስምምዕ ዘብጸሐ እማመ ኣብ ዝተመደበሎም ግዜ ከምዘየቕረቡ ተገሊጹ። ወኪል ሕብረት ኣፍሪቃ መሓመድ ሓሰን ላባት ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃቦ [...]
1 239 240 241 242 243 265 2410 / 2647